ሕብረ-ቪታሚናዊን ሚነራላውን ከኒና - 120 ከኒናታት - ኣብ ዝሑልን፣ ጩራ ጸሓይ ብቀጥታ ኣብ ዘይረክቦ ንቑጽ ኣካባቢ ክቕመጥ ይከኣል። ኣብ ፍሪጅ ምቕማጡ ኣየድልን።
ናይ ዓጽሚ መደልደሊ ፈሳሲ - ኣብ ዝሑልን ቀጥታዊ ጩራ ጸሓይ ዘይረኽቦ ቦታ ዓቕቦ። ኣዝዩ ንጹህ ስለዝኾነ ምስ ግዜ ኣብ ፍርጅ እንከሎ ክረግእ ዝኽእል ኢዩ። ስለዚ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ናይ ተጠቃምነት ግዜ ክሕቆን የድሊ። ኣብ ፍሪጅ ኣብ ዝቕመጠሉ እዋን ንጋድም ክኸወን ይግባእ።
ኣልቲሜት ኦሜጋ 3፣ 6ን 9 - 90 ሶፍት ጄል ለቖታት - ኣብ ዝሑልን፣ ጩራ ጸሓይ ብቀጥታ ኣብ ዘይረክቦ ንቑጽ ኣካባቢ ክቕመጥ ይከኣል። ኣብ ፍሪጅ ምቕማጡ ኣየድልን።
ሰለንዩም ፕላስ - 90 ለቖታ - ኣብ ዝሑልን፣ ጩራ ጸሓይ ብቀጥታ ኣብ ዘይረክቦ ንቑጽ ኣካባቢ ክቕመጥ ይከኣል። ኣብ ፍሪጅ ምቕማጡ ኣየድልን።
ደገፍ ፍሎራ - 90 ለቖታት - ኣብ ዝሑልን፣ ጩራ ጸሓይ ብቀጥታ ኣብ ዘይረክቦ ንቑጽ ኣካባቢ ክቕመጥ ይከኣል። ኣብ ፍሪጅ ምቕማጡ ኣየድልን።
ኣልቲሜት ዲ - ስትረስ - ኣብ ዝሑል ቦታ ወይ ውን ጩራ ጸሓይ ብቐጥታ ኣብዘይረኽቦ ድሩቕ ቦታ። ፍርጅ ምጥቃም ኣየድልን።
ኤች.ጂ.ኤች. ዮዝ ኮምፕሌክስ - 180 ለቖታታት - ኣብ ዝሑል፡ ወይ ቀጥታዊ ናይ ጸሓይ ጩራ ዘይረኽቦ ንቑጽ ቦታ ኣቐምጦ። ፍርጅ ምጥቃም ኣየድልን።
ኣልቲሜት ኢንዛይም 120 ለቖታታት - ኣብ ዝሑልን፣ ጩራ ጸሓይ ብቀጥታ ኣብ ዘይረክቦ ንቑጽ ኣካባቢ ክቕመጥ ይከኣል። ኣብ ፍሪጅ ምቕማጡ ኣየድልን።
ለይትለይቲ ኣገዳሲ ዝኾነ -ለቖታ መድሃኒት - 62 ለቖታታት - ኣብ ዝሑል፡ ወይ ቀጥታዊ ናይ ጸሓይ ጩራ ዘይረኽቦ ንቑጽ ቦታ ኣቐምጦ። ፍርጅ ምጥቃም ኣየድልን።
ቫይታሚን ዲ3 10,000 IU (250µg) ለቖታት - ኣብ ዝሑል፡ ወይ ቀጥታዊ ናይ ጸሓይ ጩራ ዘይረኽቦ ንቑጽ ቦታ ኣቐምጦ። ፍርጅ ምጥቃም ኣየድልን።