ናይ ሓንጎልን ልቢን ጥማሮ (ከኒና\ሓርጭ)
$273.95
ሓያል ሕውስዋስ ብዝሐ-ቫይታሚናዊ ናይ ሚነራል ከኒና፣ ናይ ኣዕጽምቲ መደልደሊ ሓርጭ ከምኡ’ውን ኣልቲሜት ኦሜጋ 3-6-9 ፕላስ፡ ብተወሳኺ ንስርዓተ ምክልኻል ሕማማት ኣካልትናን ንወሃዮታትን ካብ ኦክሲዳቲቨ ዝኮነ ጸቕጢ ዝከላኸል ለቖታታት ሰለንዩም ፕላስ ዝተወሰኾ።
ልዕሊ 60 ካብ ኣትክልቲ ዝርከቡ ሚነራላት ዝሓዘለ፣ 16 ቫይታሚናት፣ 12 ኣሚኖ ኣሲዳት፣ 3 ኣገደስቲ ስብሓውያን ኣሲዳት ምስ ዝያዳ ግልኮሳሚን
ብልዑል መጠን ክምጸዉ ብዝኽእል ናይ መኣዛታት መልክዕ ዝተዳለወ ከምኡ ድማ ኣገደስቲ ካልኦት ረቛሒታት
ሃብታም ብጸረ-ኡክሰዳ (ቫይታሚን ኤ፣ሲ ከምኡ’ውን ኢ) ካብ ብነጻ ራዲካላት (ሱር-ነቀላውያን ባእታታት) ዝመጽእ ዕንወት ዝከላኸል