Add to Wish List
ብሉጽ ኦሊቭ
ጽቡቕ ምኡዝ ተኽሊ ብሉጽ ኦሊቭ ብ ንጹሃት፡ ዘይተቐየሩን ከምኡ`ውን ካብ ከሚካል ነጻ ዝኾኑ ተፈጥርኣውያን ኣትክልቲ ዝተዳለወ ኮይኑ፡ ጽሩይ ጽሟቕ ቖጽሊ ኦሊቭ የዋድደልካ። ቖጽሊ ኦሊቭ፡ ካብ መላእ ምድረ-ነገስት ኣትክልቲ እቲ እንኮ ንበይኑ ድንቒ ጥቕሚ ዘለዎ ጽቡቕ ምኡዝ ተኽሊ ብምዃኑ ፍሉጥ እዩ።...
$82.95
Add to Wish List
Add to Wish List
ደገፍ ናይ ሶርኖን ኣለርጅን
ጽቡቕ ምኡዝ ተኽሊ ደገፍ ናይ ሶርኖን ኣለርጅን ኣብ ጥዕና ሶርኖን ኣለርጅን ደገፍ ዝገብሩ ካብ ንጹሃት፡ ዘይተቐየሩን ከምኡ`ውን ካብ ከሚካል ነጻ ዝኾኑ ተፈጥርኣውያን ኣትክልቲ ዝተሰርሐ እዩ። ኣከባብያዊ ለውጥታትን ሕጽረታት መኣዛታትን፡ ብደረጃ ዓለም መጠን ኣለርጂ ከምዝውስኽ ገይሮሞ እዮም። ደገፍ ናይ ሶርኖን ኣለርጅን፡...
$82.95
Add to Wish List
Add to Wish List
ደገፍ ቈስጠ (ፓንክርያስ)
ጽቡቕ ተኽሊ ደገፍ ናይ ቈስጠ  (ፓንክርያስ)፡ ኣብ ጥዕና ቈስጠ (ፓንክርያስ) ደገፍ ዝገብሩ ካብ ንጹሃት፡ ዘይተቐየሩን ከምኡ`ውን ካብ ከሚካል ነጻ ዝኾኑ ተፈጥርኣውያን ኣትክልቲ ዝተሰርሐ እዩ። ቈስጠ (ፓንክርያስ) ኣብ ስርዓተ ምሕቃቕ መግብን ስርዓተ ውሽጠ-ኣንዛዕን ወሳኒ ተራ እትጻወት ህዋስ እያ፡ ግቡእመጠን ሽኮር ኣብ...
$82.95
Add to Wish List
Add to Wish List
ደገፍ ናይ ነርቨ (መትኒ)
ጽቡቕ ተኽሊ ደገፍ ናይ ነርቭ (መትኒ)፡ ኣብ ጥዕና መትንታት ደገፍ ዝገብሩ ካብ ንጹሃት፡ ዘይተቐየሩን ከምኡ`ውን ካብ ከሚካል ነጻ ዝኾኑ ተፈጥርኣውያን ኣትክልቲ ዝተሰርሐ እዩ። ስርዓተ መትኒ ነፍሲ ወከፍ ምውሳድ ስጉምቲ ኣብ ኣካልትና አመሓድር፡ ካብን ናብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኣካላትና መልእኽቲ አመሓላልፍ። ደገፍ...
$82.95
Add to Wish List
Add to Wish List
ጥዕና ዕያገነዳዊ(ሊምፓቲክ)
ጽቡቕ ተኽሊ ጥዕና ዕያገነዳዊ፡ ኣብ ጥዕና ዕያገነዳዊ ደገፍ ዝገብሩ ካብ ንጹሃት፡ ዘይተቐየሩን ከምኡ`ውን ካብ ከሚካል ነጻ ዝኾኑ ተፈጥርኣውያን ኣትክልቲ ዝተሰርሐ እዩ። ስርዓተ ዕያገነዳዊ ድሕሪ ንጥፈታት ካልኦት ስርዓታት ከም ስርዓተ መውረድ ፈሳስ ርስሓት ኣካላትናን መንጽህን መጻራረዩን ኣካላት ከምኡ`ውን መከላኸሊ ሕማማት ኣካላትና...
$82.95
Add to Wish List
Add to Wish List
ደገፍ ሂፖታላሙስ
ጽቡቕ ተኽሊ ደገፍ ሂፖታላሙስ፡ ኣብ ጥዕና ሂፖታላሙስ ደገፍ ዝገብሩ ካብ ንጹሃት፡ ዘይተቐየሩን ከምኡ`ውን ካብ ከሚካል ነጻ ዝኾኑ ተፈጥርኣውያን ኣትክልቲ ዝተሰርሐ እዩ። ሂፖታላሙስ ንመጠነ ሰፊሕ ስርሓት ኣብ ኣካልትና ሓላፍነት ዝሽከም እዩ። ደገፍ ሂፖታላሙስ፡ እጀታዊ ሕውስዋስ ናይ ምኡዝ ተኽሊ፡ ህይወታዊ ወይ ካብ...
$82.95
Add to Wish List
Add to Wish List
ደገፍ ልቢ
ጽቡቕ ተኽሊ ደገፍ ናይ ልቢ፡ ኣብ ጥዕና ልቢ ደገፍ ዝገብሩ ካብ ንጹሃት፡ ዘይተቐየሩን ከምኡ`ውን ካብ ከሚካል ነጻ ዝኾኑ ተፈጥርኣውያን ኣትክልቲ ዝተሰርሐ እዩ። ንብዙሓት ውልቀ ሰባት ጥዕና ስርዓተ ልብን መትንታትን ቀንዲ ኣተሓሳሳቢ ጉዳይ ኮይኑ ኣሎ። ደገፍ ናይ ልቢ ንመላእ ጥዕና ስርዓተ...
$82.95
Add to Wish List
Add to Wish List
ቀመር ዙረት ደም
ጽቡቕ ምኡዝ ተኽሊ ቀመር ዙረት ደም፡ ኣብ ጥዑይ ዙረት ደም ደገፍ ዝገብሩ ካብ ንጹሃት፡ ዘይተቐየሩን ከምኡ`ውን ካብ ከሚካል ነጻ ዝኾኑ ተፈጥርኣውያን ኣትክልቲ ዝተሰርሐ እዩ። ምዕቃብ ጥዑይ ስርዓተ ዙረት ደም ኣብ ምግዕዓዝ መኣዛታትን ዙረት ደምን ሰፍ ዘይብል ተራ እዩ ዘለዎ። ቀመር...
$82.95
Add to Wish List
Add to Wish List
ደገፍ ጸረ ጽግዕተኛ (ባልዕ)
ጽቡቕ ተኽሊ ደገፍ ጸረ ጽግዕተኛ (ባልዕ)፡ ደገፍ ኣብ ጸረ ጽግዕተኛ (ባልዕ) ዝገብሩ፡ ካብ ንጹሃት ዘይተቐየሩን ከምኡ`ውን ካብ ከሚካል ነጻ ዝኾኑ ተፈጥርኣውያን ኣትክልቲ ዝተሰርሐ እዩ። ባልዓት ብዝተፈላልየ ቕርጽን ዓቐንን ክመጹን፡ ገለ`ውን ኣብ ስርሓት ኣካላትና ውረድ ደይብ ክፈጥሩ ይኽእሉ እዮም። ጸረ ጽግዕተኛ...
$82.95
Add to Wish List
Add to Wish List
ደገፍ ጸረ ደቀቕቲ ህይወታውያን
ጽቡቕ ምኡዝ ተኽሊ ደገፍ ጸረ ደቀቕቲ ህይወታውያን፡ ደገፍ ኣብ ጸረ ደቀቕቲ ህይወታውያን  ዘለዎም ካብ ንጹሃት ዘይተቐየሩን ከምኡ`ውን  ካብ ከሚካል ነጻ ዝኾኑ ተፈጥርኣውያን ኣትክልቲ ዝተሰርሐ እዩ። ናይ ባክተርያን ፋንጋስን ምልባዕ ኣብ ኣካላትና ናብ ብርክት ዝበሉ ጥዕናዊ ጸገማት ከቃልዓና ይኽእል እዩ። ደገፍ...
$82.95
Add to Wish List
Add to Wish List
ምላሽ ጸረ-ኡክሰዳ
ጽቡቕ ተኽሊ ምላሽ ጸረ-ኡክሰዳ፡ ኣብ ጸረኡክሰዳ ደገፍ ዘለዎም ካብ ንጹህ፡ ዘይተቐየሩን ከምኡ`ውን ካብ ከሚካል ነጻ ዝኾኑ ተፈጥርኣውያን ኣትክልቲ ዝተሰርሐ እዩ። ዕንወት ወሃዮታት ንዓይነታዊ መንብሮ ብኣሉታ ዝጸሉ’ዩ። ምላሽ ጸረ-ኡክሰዳ፡ እጀታዊ ሕውስዋስ ናይ ምኡዝ ተኽሊ፡ ህይወታዊ ወይ ካብ መሮር ዝተበልሓቱ ምኡዝ ኣትክልቲ...
$82.95
Add to Wish List
Add to Wish List
ጥዕና ኣድረናል
ጽቡቕ ምኡዝ ተኽሊ ናይ ጥዕና ኣድረናል፡ ኣብ ጽቕታት ኣድረናል ደገፍ ዘለዎም ካብ ንጹህ፡ ዘይተቐየሩ ከምኡ`ውን ካብ ከሚካል ነጻ ዝኾኑ ተፈጥርኣውያን ኣትክልቲ ዝተሰርሐ እዩ። ጽቕታት ናይ ኣድረናል`ካ ኣብ ከም ምሃብ ምላሽ ንዘጋጥም ጸቕጢ ኣጠቓሊልካ፡ ኣብ መጠነ ሰፊሕ ስርሓት ኣካላትና ኣስተዋጽኦ ዘለዎም...
$82.95
Add to Wish List
Add to Wish List
ጽቡቕ ምኡዝ ተኽሊ ደገፍ ንስርዓተ ምስትንፋስ
ጽቡቕ ምኡዝ ተኽሊ ደገፍ ንጥዕና ጸላም ከብድን ሓሞትን ካብ ስኑዕ ቀመማዊ ድሕረ-ባይታ ነጻ ዝኾነ ባህርያዊ ሙኡዝ ተኽሊ ኮይኑ ጥዕና ጸላም ከብዲን ሓሞትን ሕሉው ንክኸውን ዝሕግዝ ኢዩ። ጸላም ከብድኻ ሓንቲ ካብቶም ኣገደስቲ ህዋሳት ኮይና ካብ መግቢን ማእዛዛታን ጸዓት ብምፍራይን ኣድለይቲ ዘይኮኑ...
$82.95
Add to Wish List
Add to Wish List
ጽቡቕ ምኡዝ ተኽሊ ደገፍ ንሆርሞናት ጓል-ኣንስተይቲ
ጽቡቕ ምኡዝ ተኽሊ ደገፍ ንሆርሞናት ጓል-ኣንስተይቲ ወይ ድማ ኣንስታዊ ሆርሞናዊ ድጋፍ ዘይተቐየረን ካብ ቀመማዊ ድሕረ-ባይታ ነጻ ዝኾነን ባህርያዊ ሙኡዝ ተኽሊ ዝመንጨወ ኮይኑ ንደቂ ኣንስትዮ ናይ ሆርሞን ደገፍ ዝገብር መድሃኒት ኢዩ።  ሆርሞናዊ ንጥፈታት ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ስርዓተ ፍርያምነትን መትነ-ልባኣዊ ንጥፈታትን ካለኦት...
$82.95
Add to Wish List
Add to Wish List
ጽቡቕ ምኡዝ ተኽሊ ደገፍ ንሆርሞናት ወዲ ተባዕታይ
ጽቡቕ ምኡዝ ተኽሊ ደገፍ ንሆርሞናት ወዲ ተባዕታይ ዘይተቐየረን ካብ ቀመማዊ ድሕረ-ባይታ ነጻ ዝኾነን ባህርያዊ ሙኡዝ ተኽሊ ዝመንጨወ ኮይኑ ንደቂ ተባዕትዮ ናይ ሆርሞን ደገፍ ዝህብ መድሃኒት ኢዩ።  ሆርሞናዊ ንጥፈታት ደቂ ተባዕትዮ ኣብ ምድራኽ ጾታዊ ስምዒት፣ ኣካላውን ኣእምረኣውን ጥዕናን ወሳኒ ተራ ዘለዎ...
$82.95
Add to Wish List
Add to Wish List
ጽቡቕ ምኡዝ ተኽሊ ደገፍ ንኣዕጽምትን ሽንቕላጥን
ጽቡቕ ምኡዝ ተኽሊ ደገፍ ንኣዕጽምትን ሽንቕላጥን ካብ ስኑዕ ቀመማዊ ድሕረ-ባይታ ነጻ ዝኾነ ባህርያዊ ሙኡዝ ተኽሊ፣ ንናይ ንኣዕጽምትን ሽንቕላጥን ጥዕና ዝሕሉ ኢዩ። ጽኑዕ ጥዑይን ኣካላዊ መቃን መጻውር ኣብ ድልዱል ኣዕጽምቲ መተሓሓዝቲ ሽንቕላጥን ቖርጠምጠማን መሰረት ዝገበረ እዩ። ደገፍ ንኣዕጽምትን ሽንቕላጥን ካብ ባህርያዊ...
$82.95
Add to Wish List
Add to Wish List
ጽቡቕ ምኡዝ ተኽሊ ጥዕና ፕሮስተይት
ጽቡቕ ምኡዝ ተኽሊ ጥዕና ፕሮስተይት ካብ ቀመማዊ ድሕረ-ባይታ ነጻ ዝኾነ ባህርያዊ ሙኡዛት ኣታኽልቲ ዝመንጨወ ኮይኑ ጥዕነኡ ዝተሓለወ ብልዕቲ ወይ ድማ ጽኪ ንኽህልወካ ሓጋዚ ኢዩ። ጥዕና ፕሮስተይት ብፍላይ ነቶም ካብ 40 ንላዕሊ ዕድመ ዘለዎም ኣዝዩ ሓጋዚ ኢዩ። እዚ ተፈጥሮኣዊ ሙኡዝ ተኽሊ...
$82.95
Add to Wish List
Add to Wish List
ጽቡቕ ምኡዝ ተኽሊ ደገፍ ንጥዕና ጸላም ከብድን ሓሞትን
ጽቡቕ ምኡዝ ተኽሊ ደገፍ ንጥዕና ጸላም ከብድን ሓሞትን ካብ ስኑዕ ቀመማዊ ድሕረ-ባይታ ነጻ ዝኾነ ባህርያዊ ሙኡዝ ተኽሊ ኮይኑ ጥዕና ጸላም ከብዲን ሓሞትን ሕሉው ንክኸውን ዝሕግዝ ኢዩ። ጸላም ከብድኻ ሓንቲ ካብቶም ኣገደስቲ ህዋሳት ኮይና ካብ መግቢን ማእዛዛታን ጸዓት ብምፍራይን ኣድለይቲ ዘይኮኑ...
$82.95
Add to Wish List
Add to Wish List
ጽቡቕ ምኡዝ ተኽሊ ደገፍ ንኮላሊትን ፍሕኛን
ጽቡቕ ምኡዝ ተኽሊ ደገፍ ንኮላሊትን ፍሕኛን ካብ ስኑዕ ቀመማዊ ድሕረ-ባይታ ነጻ ዝኾነ ባህርያዊ ሙኡዝ ተኽሊ፣ ጥዕና ኮላሊትናን ናይ ሽንቲ ፍሕኛን ዝሕሉ ኢዩ። ጥዑያት ኮላሊት ኣብ ኣካላትና ንዝህሉ መጠን ናይ ማይ ንምትዕርራይን ካልኦት ኣገደስቲ ሂወታዊ ንጥፈታት ኣብ ምክያድን ኣበርክቶአን መወዳድርቲ ዘለዎ...
$82.95
Add to Wish List
The cookie settings on this website are set to 'allow all cookies' to give you the very best experience. Please click Accept Cookies to continue to use the site.
You have successfully subscribed!