ደንከልያ ምስ ንጽህና ማይ ‘መይክ ዋተር ፕዩር’ ብዝተኣሳሰር ይሰርሕ ብምዃኑ ኩርዓት ይስምዖ፡ እዚ ኩባንያ ናይ ማይ መጽረዩታቱ ልኽዕ ከም ተፈጥሮ ዘካይዶ ዑደት መጽረዩ ማይ እዩ። ‘መይክ ዋተር ፕዩር’ መጻረዩ ማይ ንልሙድ ናይ መንበሪ ገዛ ቡንባ ማይ ናብ ጽሩይ ማይ ብመንገዲ ዋዒ ናብ ነጠብጣብ ሃፋ ዝቕይር ኮይኑ ካብ ክሎሮኪን፡ ፍሎራይድ ከምኡ’ውን ሄቪ ሜታልስ ከም ነሓስን ሊድን፣ በከልቲ፣ መርዛማትን ካልእ በረዝትን ነጻ ይገብሮ። እቲ ሃፋ ረጊኡ ወይ ውን ምስ ሃድአ ብደንከልያ ካብ ኣትክልቲ ዝርከብ ሚነራላት መስርሓት ‘ረሚነራላይዚን’ ምስ ሓለፈ ናብ ክስተ ዝከኣል ጽሩይ ማይ ይከውን።

ኣብ ገዛና ዝኾኑ መጻረዪ ማይ

ኣብ መንበሪ ቤትና ዝካየድ ምጽራይ ማይ ሓደ ካብቶም ክዝውተሩ ዝከኣሉ መስርሓት እዮም። ካብ ካልኦት መስርሓት ጸብለል ዝበለ መጻረዩ ማይ መሳርሒ ሰልጢንካ ንማይካ ጽሩይ ግበሮ። ኣብ ቤትና ዘሎ ማይ ኩሉ ሒዙ እዩ ዝመጽእ፡ ነዚ ንምጽራይ ድማ ነታ እንኮ ብርጭቖ ማይ ብካብ ኣትክልቲ ዝርከብ ሚነራላት ‘ሪሚነራላይዝ’ ግበራ።

ሎሚ ክትረኽበና ፈተን፡ ንስድራቤትካ ካብ ረስሓት ናይ ከሚካልን ዘይህወታዊ ሚነራላትን ተኸላኸለሎም። እዚኦም ድማ ኣብ ቡንባ ማይ ናይ ገዛና ጥራሕ ኣይኮኑን ዝርከቡ፡ እንተላይ ኣብ ዝተዓሸጉን ዝተጻረዩን ማይ ንረኽቦም ኢና። ምሳና ብምዃን እትሰትዮ ማይ ብኸመይ ከምእተጻርዮ ፍለጥ ከምኡ’ውን ንካብ ኣትክልቲ ዝርከብ ሚነራላት ዝተጻረየ ማይ ረብሓታቱ ተኻፈል።

መጻረዪ ማይ(ዋተር ዲስቲለር) ንምዕዳግ ኣብ’ዚ ጠውቕ...


ጥቕምን ጥዕናዊ ረብሓታትን መጻረዩ ማይ

እንታይ ጥዕናዊ ረብሓታትን ጥቕምን ከምዘለዎ ርግጸኛ ከይኮንካ፡ መጻረዪ ማይ ንምዕዳግ’ዶ ሃሰው ትብል ዘለካ? ገለ ሰባት ዝተጻረየ ማይ ኣብ “ስቲም አይሮን” ከም እተቕምጦ ብምሕሳቦም ብጠቕላላ ኣይተጋገዩን። ኖርማል ናይ ቡንባ ማይ 50/50 ምትሕውዋስ ንናይ “ስቲም አይሮን” ዕምሪ የናውሖ እዩ። ዝተጻረየ ማይ ካብ ዘይህወታዊ ሚነራላትን ካልኦት በከልትን ነጻ ብምዃኑ፡ ንምስታይ፡ ምኽሻን ከምኡ’ውን መጻረዪ ዝምእምእ እዩ።

ብዘይካ’ቲ ባህ ዘብል ጣዕሚ፡ ከም ንጹህ ቖርበት፡ ክብ ዝበለ ጸዓት፡ ዝሓሸ ኣእምሮን ሓይሊ ሓንጎልን ከምኡ’ውን ጥዑይ ህዋሳትን ኣካላዊ ንጥፈትን ከተስተማቕር ኢኻ። ሰውነትና ብኣስታት 70 ሚእታዊት ማይ ዝቖመ ብምዃኑ፡ ስለዚ ብዝተኻእለ ኣብ መዓልቲ ብዉሑዱ 8 ብኬሪ ማይ ክንሰቲ ከምዘለና ዘገርም ኣይኮነን። ድሕሪ እዚ ድማ ገዚፍ እወታዊ ጥዕናዊ ለውጢ ክንዕዘብ ኢና።

ካብ እተጻረየ ማይ ካልኦት ብርክት ዝበሉ ጥዕናዊ ረብሓታት ክንረክብ ንክእል ኢና። ስለዚ ድማ መጻረዩ ማይ ክንዕድግ ልዕሊ ዝኮነ ነገር ኣገዳሲ ይኸውን። መጻረዩ ማይ ምስ እትዕድግ መጽረዩ ቬትሮ ንክትዕድግ ኣየድለየካን እዩ። ኣብ መስተዩ ብርጭቖካ ገለ ስምብራት ወይ ምልክታት ምስ እትዕዘብ፡ እቲ ምኽንያት ኣብ ማይ ቡንባ ማይካ ዘሎ በከልቲ ነገራትን ካልኦት ረስሓትን እዮም። ጥርሙዝካ ንምጽራይ ዝተጻረየ ማይ ምስ እትጥቀም ጸኒሕካ ከብለጭልጭ ክትዕዘቦ ኢካ።

ዝተጻረየ ማይ ንኣብ ናይ መሐንበሲ መነጸር ዝርከቡ ረስሓት ንምእላይ ጠቃሚ እዩ። ኣብ ግዜ ለይቲ ኣብ ብዝተጻረየ ማይ ኣጠልቕዮም’ሞ መሊሶም ሓደስቲ ክመስሉ እዮም። ኣብ መጨረሽታ ድማ ዝተጻረየ ማይ፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ መመውዓልያ ቤትኩም እትጥቀምሉ፡ መራት ርስሓት ኣብ ክዳውንትኩም ተረፍ መረፍ ኣይክገድፍን እዩ፡ ናይ ‘ስቲም’ ዘጋፊ ብኣዝዩ ኣደናቒ መልኽዑ ከጽርዮ እዩ። ነዊሕ ዕምሪ’ውን ክህልዎ እዩ።

ብሉጽ መጻረዩ ማይ ንመሸጣ ብርትዓዊ ዋጋ ትደሊ እንደኣለኻ፡ ብደረጃ ኤውሮፓ መሪሕ ዝኾነ ዘይምርት መጻረዩ ማይ ኣብ’ዚ ክርከብ ይከኣል እዩ።

መጻረዩ ማይ ንምዕዳግ ኣብዚ ጠውቕ……

The cookie settings on this website are set to 'allow all cookies' to give you the very best experience. Please click Accept Cookies to continue to use the site.
You have successfully subscribed!