ኣገደስቲ መኣዛታት ንሙሉእ ጥዕና
70+ ካብ ኣትክልቲ ዝርከቡ ሚነራላት፡ 16 ቪታሚናት፡ 12 ኣሚኖ ኣሲዳት፡ 3 ጠቐምቲ ስብሓውያን ኣሲዳት
70+ ካብ ኣትክልቲ ዝርከቡ ሚነራላት፡ 16 ቪታሚናት፡ 12 ኣሚኖ ኣሲዳት፡ 3 ጠቐምቲ ስብሓውያን ኣሲዳት
ደንከልያ መአከቢ ጥረ ነገር መኣዛታት
መደርደር ናይ ኩሎም ዝርዝራት ካፕሱላ፡ ፈሰስቲ፡ ሓርጭ ብግቡእ ተቀሚሮም ዝተሓዋወሱ ኮይኖም፡ ንሰፋሕቲ ኩነታት ጥዕና ዝሽፍኑ’ዮም። ኩሎም እነዳልዎም ጥቕላላት ካብ ኣትክልቲ ዝርከቡ ሚነራላት መሰረት ዝገበሩ’ዮም።
ሕጂ ግዝኡጥዕና ምሕቃቕ መግቢ
ኣብ ደንከልያ ዝርከቡ ንስርዓተ ምሕቃቕ መግቢ ዝሕግዙ ጥቅላላት ወይ ውጽኢታት ኩሎም ብሰብ-ሞያ ዝተቐመሩ፡ ንምእሙእ ጥዕና፡ ጎኒ ጎኑ ድማ ንብርቱዕ “ፕሪ/ፕሮ ባዮቲክ ኢንዛየም” ብልዑል ደረጃ ንክምጸዩ ዝተወሃሃዱ እዮም።
ሕጂ ግዝኡካብ ኣትክልቲ ዝርከቡ ሚነራላት
ናይ ደንከልያ ካብ ኣትክልቲ ዝርከቡ ለዘዝታ (ኮሎይድ) ካብ “ፉልቪክ ሼል” ዝወጹ ኮይኖም፡ ዝተጻረየ ማይ ብምግባር ኣድማዕነቶም ከምዝዕቕቡ ይኾኑ። ልዕሊ 70 ሚነራትን ባእታታን ሒዞም ይርከቡ።
ሕጂ ግዝኡ
ሓጎስን ጥዕናን ዝህብ ባህሪ ናይ ዮጊ ሻሂ - ሰናይት
ሓደ ካብቶም ኣብ ዝግልገልሉ ማእከል ናይ ኣካላዊ ምንቅስቓስ ወይ ናይ ዮጋ ስቱድዮ ኣብ ቤት ዝተዳለወ ምቁር ናይ ዮጊ ሻሂ ዝቀርበሎም ሰባት ክትከወን ትኽእል ኢካ። ምስ ዘይትኸወን ነዕኡ ንምስራሕ ግዜ መድብ’ሞ ዝህቦ ዝተፈላለየ ረብሓታት...
10 ጸረ ኦክሶዳ ኣብ ኣመጋግባ ክትጥቀመሉ እትኽል መንገድታት- ሰናይት
ጸረኦክሶዳ ኣብ ጥዕናና ወሳኒ እዩ። ካንሰር ካብ ዝኣመሰሉ ከስዕቡ ዝኽሉ ጠንቕታት ይከላኸለልና እዩ። ናይ ዕቤት መስርሓት የዝሕሎ፡ ንናይ ስርዓተ ምክልኻል ሕማማት ኣካልትና ድማ የጎልብቶ ብተወሳኺ’ውን ሓፈሻዊ ጥዕና ይህብና። ካብ 7 ክሳብ 10 ዝበጽሑ...
10 ጥዕናካ ክብ ንምባል ዝሕግዙ ንኣሽቱ ነጥብታት - ሰናይት
ንነብስና ንኣሽቱ ሸቶታት ብምስራዕ፡ ጂም ካብ ምኻንድን ከምኡ’ውን ዘይምኻድን ሓሊፍና ጥዕናና ብምምሕያሽ ክንዕወተሉ እንኽእል ሰፊሕ ዕድል ኣለና። እመኑ ኣይትእመኑ 90 ሚእታዊት ካብቶም ካብ ሓድሽ ዓመት ኣትሒዞም ጅምናዝየም ዝጅምሩ ሰባት፡ ድሕሪ ሰለስተ ኣዋርሕ ዝገድፍዎ...