ቤት-ዕዮ ናይ ጥዕና ምኽሻን
ነቶም ንዓኹምን ንስድራቤትኩምን ብርቂ ጥዕና ዝህብ ኣከሽሽና ክትመሃሩ እትደልዩ ሰባት፡ ንሕና ነዚ ዝምልከት ስልጠና ክህብ ኣዚና ፍሱሃት ኢና።
ዓማዊልና ኢዶም ዝጽንብርሉ፡ ምድላው ጥዕና ዝህብን ምቑርን መግብታት፡ ናይ ኣከሻሽና ፈጠራታት ነአንግድ ኢና። ዓማዊልና ናይ ባዕሎም መቃምምቲ ክጥቐሙ ይኽእሉ እዮም ከምኡ’ውን፡ ደኺምኩም ወይ’ውን ብግዜ ቱሑዛት ምስ እትኾኑ፡ ንእትመርጽዎም መቃምምቲ ባዕልና ዓዲግና ኣብ እትመጽሉ እዋን ከነዳልወልኩም ንክእል ኢና።
ነዚ ናይ ምኽሻን ስልጠና ኣብ ገዛኩም ወይ’ውን ካልእ ምርጫኩም ኣብ ዝኾነ ቦታ ክካየድ ይኽእል እዩ።
ኩሎም ናይ ምኽሻን ስልጠናታት ብቖጸራ ጥራሕ ዝተሓዙ ኮይኖም፡ ፍቓድኩም ምስ ዝኸወን ብኽብረትኩም ንዓና ንምርካብ ኣብ’ዚ ጠውቑ፡ ንሕና ድማ ብዝተኻእለ መጠን ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ክንምለሰኩም ኢና። ከም ኣማራጺ ድማ ክትድውሉልና ትኽእሉ ኢኩም።