ደንከልያ ምስ ናይ ጥዕና ዓንዲ ሕቖ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ብቅርበት’ዩ ዝሰርሕ፥ ብሓባር ናይ 25 ዓመታት፡ ካብ ሓደስቲ ዝተወልዱ ናጽላታት ክሳብ ናይ 90 ዕድመ ዘለዉ ሰባት ናይ ክሊኒካዊ ተመክሮ ኣለዎ።

ሓደ ካብቶም ዓበይቲ ጠንቕታት ጥዕና ምስኣንን፡ ተክእሎ ናይ ሕማምን ምንሽርታት ናይ ዲስክ እዩ። እዚ ማለት ድማ እቲ ዓጽምታት ሕቖና ቦትኡ ብምስሓት ፍሕፍሐ፡ ጸቕጢ ከምኡ’ውን ዕንወት ኣብ ነርቭታት ክገብር ከሎ’ዩ። ምንሽርታት ናይ ዲስክ ብዙሓት ረቑሒታት ክፍጠር ይኽእል እዩ - ብኣካላዊ፡ ተወርስኣዊ፡ ብከሚካል (ብከላ ወዘተ) ከምኡ’ውን ብስምዒታት።

ምልክታት ምንሽርታት ናይ ዲስክ ብዙሓትን ዝተፈላለዩን’ዮም። እዚኦም ገለ ዉሑዳት ካብቶም ብዙሓት እዮም - ቃንዛ ሕቖ፡ ቃንዛ ክሳድ፡ ቕዛነት፡ ኮሊክ፡ ኣዝማ፡ ድኻም፡ ምቕናስ ሚዛን፡ ዘይምቑጽጻር ጅማውትን ኦርጋናትን።

ምስ ጥዕና ናይ ዓንዲ ሕቖ ዓባይ ብሪጣንያ ብሓባር ብምዃን፡ ብጽኑዕ እንኣምነሉ: -

  • ክውነነታዊ ጥዕና እቲ ናይ ኣካላትካ ተፈጥርኣዊ ሃለዋትዩ።
  • ኣካላትና ባዕሉ ዘሰላስሎ መስርሓት ሕውየትን ቁጽጽርን
  • ስርዓተ ነርቭታት ኣካላትካ ንኩሉ መስርሓት ኣካላትካ ይቖጻጸሮ እዩ።
  • ጣልቃ ምእታው ካብ ኣካላዊ፡ ከሚካላዊ ወይ’ውን ስምዒታዊ ጸቕጢ ናብ ስርዓተ ኣእምሮና ክኸውን ይኽእል እዩ።
  • ኣዕጽምቲ ዓንዲ ሕቖና፡ንስርዓተ መትኒ ይከላኸል።
  • እዚ ምስ ናይ ኣዕጽምቲ ምምዝባል ኣከራኻሪኳ እንተኮነ ፡ ናይ ዲስክ ምንሽርታት ይበሃል።
  • ኩሎም ንጥፈታት ኣካልትና ብዘይምትእትታው ናይ ነርቭታት ዝሓሹ እዮም።
  • ኪኢላታት ጥዕና ዓንዲ ሕቖ ዓባይ ብሪጣንያ ዕላምኦም ጸገማት ንምንሽርታት ናይ ዲስክ ምሕዋይ እዩ።
  • እዚ ድማ ብተፈጥሮ ነቲ ምእሙእ ኩነተ ጥዕና የተባብዖ።

ናይ ዓንዲ ሕቖ ጥዕና ዓባይ ብሪጣንያ ብዓይነቱ ፍሉይ ንዝኾነ ናይ ዓንዲ ሕቖ ምስትኽኻል እዩ ዝገብር፡ ምስ ድሌታትካ ዝቃደዉ ብኣዝዮም ዝተራቐቑ ተክኒካት ዝካየድ እዩ። እዚ ብኣብ ቀረባ እዋን ዝተኣታተዉ ብኢድ ብዝቖጻጸሩ ኤለክትሪካዊ መሳርሒታት ኣብ ናይ ስርዓተ ነርቭ ጣልቃ ብምእታው፡ ንምእራሙ ዝካየድ ኮይኑ፡ ኮምፕሌክስ ዓጽምቲ ናይ ዲስክ ምንሽርታት (ቨርተብራል ሳብሉኬሽን ኮምፕሌክስ) ይበሃል። ዕላማና ነቲ ዝተፈጥረ ጸገም ናብ ንቡር ተመሊሱ ግቡእ ስርሑ ከሰላስል ምግባር እዩ።

ብኽብረትኩም ንናይ ዓንዲ ሕቖ ሕክምና ዓባይ ብሪጣንያ ኣብ፡ 07889486989 https://spinalhealthuk.com/ ርኸቡና
The cookie settings on this website are set to 'allow all cookies' to give you the very best experience. Please click Accept Cookies to continue to use the site.
You have successfully subscribed!