ካብ ሕማም ናይ መከላኸሊ ሓገዝ ጥማሮ (ፈሳሲ/ሓርጭ)

$294.95

ሓያል ሕውስዋስ ብዝሐ-ቫይታሚናዊ ናይ ሜነራል ፈሳሲ፣ ደገፍ ናይ ኣዕጽምቲ ሓርጭ ከምኡ’ውን ኦሜጋ 3-6-9ን ምስ ሰልንዩም ፕላስ ከምኡ ድማ ሪሰቨራትሮል ፕላስ ንስርዓተ ምክልኻል ሕማማትን ንወሃዮታት ከን ኦክሲዳቲቨ ጸቕጢ ዝኸላኸል

ልዕሊ 60 ካብ ኣትክልቲ ዝርከቡ ሚነራላት ዝሓዘለ፣ 16 ቫይታሚናት፣ 12 ኣሚኖ ኣሲዳት፣ 3 ኣገደስቲ ስብሓውያን ኣሲዳት ምስ ዝያዳ ግልኮሳሚን 

ብልዑል መጠን ክምጸዉ ብዝኽእል ናይ መኣዛታት መልክዕ ዝተዳለወ ከምኡ ድማ ኣገደስቲ ካልኦት ረቛሒታት 

ሃብታም ብጸረ-ኡክሰዳ (ቫይታሚን ኤ፣ሲ ከምኡ’ውን ኢ) ካብ ብነጻ ራዲካላት (ሱር-ነቀላውያን ባእታታት) ዝመጽእ ዕንወት ዝከላኸል 

Size Guide
$294.95
Add to Wish List

ካብ ሕማም ናይ መከላኸሊ ሓገዝ ጥማሮ (ፈሳሲ\ሓርጭ) ንምህላውን ምዕቃብን ምሉእ ጥዕናን ደገፍ ንምክልካል ሕማማትን ንምጭባጥ ዘክእሉ፡ ብብቕዓት ዝተወሃሃዱ ኣገደስቲ መኣዛታት ዝሓዘ’ዩ። ነቶም ብሰንኪ ኣብ’ዚ ምዕቡል እዋን ብዝተኣታተዉ ናይ ሕርሻ ኣገባባት ኣብ ብዙሓት መግብታትና ዘይንረኽቦም ዘለና ቫይታሚናት፡ ሚነራላት፡ ኣሚኖኣሲዳት ከምኡ’ውን ኣገደስቲ ስብሓውያን ኣሲዳት ንምትክኦም ዝተነደፈ እዩ። እዚ ብርቱዕ ቅማረ ሕውስዋስ፡ ልዕሊ 90 ኣገደስቲ ቫይታሚናት፣ ኣሚኖ ኣሲዳት ከምኡ’ድማ wholefoods፡ ተወሰኽቲ ካልሽዩም፡ ቫይታሚን ዲ3 ከምኡ’ውን ማንግኔጅዩም ንናይ ዓጽሚ ደገፍ፣ ምስ ሕውስዋስ ዘይቲ ኦሜጋ፡ ሰለንዩም ፕላስ፡ ተጻሚዱ፡ ብጸረ ኡክሰዳ ሃብታምን ብፍላይ ንኣካላትና ንዝኮነ ዓይነት ጸቕጥን፡ ንውጥረት ሂወት ኣብ 21 ክፍለ ዘመን ክቃለስን ዘክእል’ዩ። እዚ ጥማር እዚ ብተወሳኺ ፡ ሪሰቨራትሮል ፕላስ፡ ልዑል ባዮኣቫይላብል ሕውስዋስ ናይ ጸረ-ኡክሰዳ ናይ (ሪሰቨራትሮል፡ ህሩድ ከምኡ’ውን ኩዌርሰቲን) ብነጻ ራዲካላት (ሱር-ነቀላውያን ባእታታት) ዝስዕብ ናይ ወሃዮታት ዕንወት፡ ከምኡ’ውን ሰለንዩም ፕላስን፡ ካብ መፍረ ካብ ምቅላስ ረስኽስታትን ነጻ ራዲካላትን ከየተረፈ’ውን ዝጠቅም ናይ ደንካልያ ሪሰቨራትሮል ፕላስ ዝሓቖፈ።

ንዝያዳ ሓበሬታ ፍርያትና በብሓደ ርአ 

ብዝሐ-ቫይታሚናውን ሚነራላውን ፈሳሲ - 30 ቀረብ  - ንመዓልቲ 31ሚሊተር (2 ማንካ ጣውላ)፡ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካብዝእዝዞ መሰረት ምውሳድ 

ናይ ኣዕጽምቲ መደልደሊ ሓርጭ - 30 ቀረብ - መግሓጢ ናብ 250 ሚሊተር ማይ ወይ ድማ ጽሟቕ ብምሕዋስ ምስ መግቢ ወይ ድማ ድሕሪ መግቢ፡ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካብዝእዝዞ መሰረት ክትወስድ ይግባእ 

ኣልቲሜት ኦሜጋ 3፣ 6ን 9 - 90 ሶፍት ጄል ለቖታት - ንመዓልቲ ምስ መግቢ ወይ ድማ ድሕሪ መግቢ 3 ለቖታታት፡ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካብዝእዝዞ መሰረት ምውሳድ 

 ሰለንዩም ፕላስ - 90 ለቖታ - ኣብ መዓልቲ 3 ለቖታታት (መዓልታዊቅድሚ መግቢ እንተኾነ ዝይዳ ተመራጺ’ዩ። እዚ ድማ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካብዝእዝዞ መሰረት ምውሳድ 

ሪሰቨራትሮል ፕላስ - 60 ለቖታት - 2 ለቖታታት ቅድሚ ግቡእ መግቢ፡ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካ) ብዝእዝዞ መሰረት ክውሰድ ይግባእ። 

ብዝሐ-ቫይታሚናውን ሚነራላውን ፈሳሲ - 30 ቀረብ - ኣብ ዝሑልን ንቑጽን ኣካባቢ ዝኽዘን ኮይኑ፣ ብርሃን ጸሓይ ኣይድልዮን። ኣዝዩ ንጹህ ስለዝኾነ ምስ ግዜ ኣብ ፍርጅ እንከሎ ክረግእ ዝክእል ኢዩ። ስለዚ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ናይ ተጠቃምነት ግዜክሕቆን የድሊ። ኣብ ፍርጅ ድማ ንጋድም ክቕመጥ የድሊ 

 ናይ ኣዕጽምቲ መደልደሊ ሓርጭ - 30 ቀረብ - ኣብ ዝሑልን፣ ጩራ ጸሓይ ብቀጥታ ኣብ ዘይረክቦ ንቑጽ ኣካባቢ ክቕመጥ ይከኣል። ኣብ ፍሪጅ ምቕማጡ ኣየድልን 

 ኣልቲሜት ኦሜጋ 3፣ 6ን 9 - 90 ሶፍት ጄል ለቖታት - ኣብ ዝሑልን፣ ጩራ ጸሓይ ብቀጥታ ኣብ ዘይረክቦ ንቑጽ ኣካባቢ ክቕመጥ ይከኣል። ኣብ ፍሪጅ ምቕማጡ ኣየድልን 

 ሰለንዩም ፕላስ - 90 ለቖታ - ኣብ ዝሑልን፣ ጩራ ጸሓይ ብቀጥታ ኣብ ዘይረክቦ ንቑጽ ኣካባቢ ክቕመጥ ይከኣል። ኣብ ፍሪጅ ምቕማጡ ኣየድልን 

ሪሰቨራትሮል ፕላስ - 60 ለቖታት - ኣብ ዝሑልን፣ ጩራ ጸሓይ ብቀጥታ ኣብ ዘይረክቦ ንቑጽ ኣካባቢ ክቕመጥ ይከኣል። ኣብ ፍሪጅ ምቕማጡ ኣየድልን። 

ሕቶ ኣለኩም?ንኪኢላ ሕተት
The cookie settings on this website are set to 'allow all cookies' to give you the very best experience. Please click Accept Cookies to continue to use the site.
ካብ ሕማም ናይ መከላኸሊ ሓገዝ ጥማሮ (ፈሳሲ/ሓርጭ)
You have successfully subscribed!