ናይ ሓንጎልን ልቢን ጥማሮ (ሓርጭ\ሓርጭ)

$296.95

ሓያል ሕውስዋስ ብዝሐ-ቫይታሚናዊ ናይ ሚነራል ሓርጭ፣ ናይ ኣዕጽምቲ መደልደሊ ሓርጭ ከምኡ’ውን ኣልቲሜት ኦሜጋ 3-6-9 ፕላስ፡ ብተወሳኺ ንስርዓተ ምክልኻል ሕማማት ኣካልትናን ንወሃዮታትን ካብ ኦክሲዳቲቨ ዝኮነ ጸቕጢ ዝከላኸል ለቖታታት ሰለንዩም ፕላስ ዝተወሰኾ።

ልዕሊ 60 ካብ ኣትክልቲ ዝርከቡ ሚነራላት ዝሓዘለ፣ 16 ቫይታሚናት፣ 12 ኣሚኖ ኣሲዳት፣ 3 ኣገደስቲ ስብሓውያን ኣሲዳት ምስ ዝያዳ ግልኮሳሚን 

ብልዑል መጠን ክምጸዉ ብዝኽእል ናይ መኣዛታት መልክዕ ዝተዳለወ ከምኡ ድማ ኣገደስቲ ካልኦት ረቛሒታት 

ሃብታም ብጸረ-ኡክሰዳ (ቫይታሚን ኤ፣ሲ ከምኡ’ውን ኢ) ካብ ብነጻ ራዲካላት (ሱር-ነቀላውያን ባእታታት) ዝመጽእ ዕንወት ዝከላኸል 

Size Guide
$296.95

እዚ ፍርያት ነቶም ኣብ ዘመናዊ ሂወት ተወሰኽቲን ኣገደስትን ማእዛታት ንምርካብ ዝደልዩ ምስ’ቲ ኣብ ሓንጎልን ርእስን ዝህልዎ ጥዕናዊ ኣበርክቶ ተደሚሩ እቲ ዝበለጸ ምርጫ ኢዩ። ነቶም ብሰንኪ ኣብ’ዚ ምዕቡል እዋን ብዝተኣታተዉ ናይ ሕርሻ ኣገባባት ኣብ ብዙሓት መግብታትና ዘይንረኽቦም ዘለና ቫይታሚናት፡ ሚነራላት፡ ኣሚኖኣሲዳት ከምኡ’ውን ኣገደስቲ ስብሓውያን ኣሲዳት ንምትክኦም ዝተነደፈ እዩ። እዚ ጥማሮ ዝሕዞ፣ ሓያል ሕውስዋስ ናይ ውዱእ ብዝሐ-ቫይታሚናዊ ናይ ሚነራል ሓርጭ፣ 2x ሕውስዋስ ዘይቲ ኦሜጋ፣ ናይ ዓጽሚ መደልደሊ ሓርጭን ሰለንዩም ፕላስን ኢዩ። ልዕሊ 90 ኣገደስቲ ቫይታሚናት፣ ማዕድናት፣ ኣሚኖ ኣሲዳት፣ ኣገደስቲ ስብሓውያን ኣሲዳት፣ ምስ ዝይዳ ካልሽየም፣ ቫይታሚን ዲ3ን ማግነሽዩምን ከሙኡ ውን ዝይዳ ሰለንዩም ንስርዓተ ምክልኻል ሕማማትን ኣገዳሲን ካብ ኦክሲዳዊ ጸቕጢ ድማ ዝከላኸልን ትሕዝቶ ዘለዎ ኢዩ። ስሙያት መኣዛታት ናይ መዓልታዊ 90 ጥማር ፕላስ ሓርጭ ድማ ብጸረ-ኦክሲዳ ሃብታም ኮይኑ፣ ምስ 115 ፍረታትን ኣሕምልትን ተሓዊሱ ንኣካላትካ ካብ ውጥረትን ጸቕጥን ክከላኸል ዝኽእል ኢዩ።

ንዝያዳ ሓበሬታ ፍርያትና በብሓደ ርአ 

ብዝሐ-ቫይታሚናዊን ሚነራላውን ሓርጭ - 30 ቀረብ - መዓልታዊ 2 መግሓጢ ኣብ 500 ሚሊሊተር ምስ ማይ ወይ ድማ ጽሟቕ ብምብጽባጽ ምስ መግቢ ወይ ድማ ድሕሪ መግቢ ውሰድ። ወይ ድማ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካብዝእዝዞ መሰረት ክውሰድ ይከኣል 

ናይ ኣዕጽምቲ መደልደሊ ሓርጭ - 30 ቀረብ - መግሓጢ ናብ 250 ሚሊተር ማይ ወይ ድማ ጽሟቕ ብምሕዋስ ምስ መግቢ ወይ ድማ ድሕሪ መግቢ፡ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካብዝእዝዞ መሰረት ክትወስድ ይግባእ 

ኣልቲሜት ኦሜጋ 3፣ 6ን 9 - 90 ሶፍት ጄል ለቖታት - ንመዓልቲ ምስ መግቢ ወይ ድማ ድሕሪ መግቢ 6 ለቖታታትኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካብዝእዝዞ መሰረት ምውሳድ 

ሰለንዩም ፕላስ - 90 ለቖታ - ኣብ መዓልቲ 3 ለቖታታት (መዓልታዊ) ቅድሚ መግቢ እንተኾነ ዝይዳ ተመራጺ’ዩ። እዚ ድማ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካ) ብዝእዝዞ መሰረት ምውሳድ። 

ብዝሐ-ቫይታሚናዊን ሚነራላውን ሓርጭ - 30 ቀረብ - ኣብ ዝሑልን፣ ጩራ ጸሓይ ብቀጥታ ኣብ ዘይረክቦ ንቑጽ ኣካባቢ ክቕመጥ ይከኣል። ኣብ ፍሪጅ ምቕማጡ ኣየድልን  

ናይ ኣዕጽምቲ መደልደሊ ሓርጭ - 30 ቀረብ - ኣብ ዝሑልን፣ ጩራ ጸሓይ ብቀጥታ ኣብ ዘይረክቦ ንቑጽ ኣካባቢ ክቕመጥ ይከኣል። ኣብ ፍሪጅ ምቕማጡ ኣየድልን 

ኣልቲሜት ኦሜጋ 3፣ 6ን 9 - 90 ሶፍት ጄል ለቖታት - ኣብ ዝሑልን፣ ጩራ ጸሓይ ብቀጥታ ኣብ ዘይረክቦ ንቑጽ ኣካባቢ ክቕመጥ ይከኣል። ኣብ ፍሪጅ ምቕማጡ ኣየድልን  

ሰለንዩም ፕላስ - 90 ለቖታ - ኣብ ዝሑልን፣ ጩራ ጸሓይ ብቀጥታ ኣብ ዘይረክቦ ንቑጽ ኣካባቢ ክቕመጥ ይከኣል። ኣብ ፍሪጅ ምቕማጡ ኣየድልን 

ሕቶ ኣለኩም?ንኪኢላ ሕተት
The cookie settings on this website are set to 'allow all cookies' to give you the very best experience. Please click Accept Cookies to continue to use the site.
ናይ ሓንጎልን ልቢን ጥማሮ (ሓርጭ\ሓርጭ)
You have successfully subscribed!