ደገፍ ፍሎራ - 90 ለቖታት

$57.95
ሓንቲ ቀረብ ኣስታት 6 ቢልዮን ዝኣኽሉ፡ ብተፈጥሮ ኣብ ኣሲዳዊ ኩነታት ከስዐና ክሰሩ ዝኽእሉን ኣብ ስርዓተ ምሕቓቕ መግቢ ከስዐና ኣገዳስነት ዘልዎም ደቀቕቲ ታሃዋስያን ይምጥወልና።

ብፍሉይ ዝተቀመረ 3 ስትሬን ሕውስዋስ

ምንጪ ኣርባሒ ናይ ሂወት ትውፊት

መጠን ንጥዕና ኣገደስቲ ዝኾኑ ባክተርያ ዝዕቕብ

ልዕሊ 6 ቢልዮን ኣርባሕቲ ደቀቅቲ ታሃዋስያን ይቕርብ።

    ደገፍ ናይ ፍሎራ (ፍሎራ አይድ) ዋንነታዊ (እጀታዊ) ሕውስዋስ ናይ ቅድመ - ከምኡ’ውን ብባዮቲካዊ ዝተቐመረን፡ ንመስርሕ ምሕቃቕ መግቢ፡ መስርሕ ምምጻው ናይ ኣገደስቲ መኣታትን መስርሕ ምውጻእ ረስሓት ካብ ኣካላትን ደገፍ ንምግባር ዝተቐመረ ፍርያት እዩ። “ኣልቲሜይት ፍሎራ ኤክስ” ፡ ፕሮባዮቲክ ግልካኖ ደልታ ላክቶን (ጂዲኤል) ዝተባህለ ተፈጥረኣዊ ‘ኤጀንት’ ዝሓዘ ኮይኑ፡ ነቶም ኣርባሕቲ ባክተርያታት ኣብ ቀጢን መዓንጣ ዝርከቡ መኣዛ ኣብ ብምሃብ ጥዕና ናይ ቀጢን መዓንጣ የተባብዕ።
Size Guide
$57.95

መስርሕ ምሕቓቕ መግቢ ስፍራ ናይ ትሪልዮናት ባክተርያታት ኮይኑ፡ መዓንጣ ጥዕና ክህልዎ ይድግፉን፡ ኣብ መስርሕ ምክልኻል ሕማማት ኣካላትና ድማ ሓገዝ የቕርቡን። ዝበኹዑ መግብታት ምምጋብ ከም ርግኦ፡ቴምፍ፡ ፋርማጆ ከምኡ’ውን ሳውክራውት (ኣብ ጨዋም ፈሳሲ ተጠጂኡ ዝተዓቐበ ካውሎ) ን ነቶ ሓገዝቲ ባክተርያ ኣብ ምስሳን ክሕግዙኻ ይኽእሉ እዮም። ኣብ ዕዳጋ እንረኽቦም ርግኦ፡ ዝተወሰኸ ሽኮር ሃልይዎም፡ ነቶም ኣብ መዓንጣካ ዝርከቡ ጥዑያት ባክተርያ ጥራሕ ዘይኮነ ወላ’ውን ነቶም ጎዳእቲ ባክትርያ እዩ መግቢ ዝኾኖም። ስርዓተ ኣመጋግብካኻ ዝበኹዑ መግብታት ዘካተተ ምስ ዘይከወን ካልእ መወሰኽታ (ሳፕሊመንት) ምውሳድ ከገድሰካ እዩ። ፍርያትና 3 ስትሬን መሐወሲ፡ ላክቶባሲለስ አሲዶፊለስ፣ ቢፊዶባክቲሪየም ቢፊዱምን፣ ቢፊዶባክቲሪየም ኢንፋንቲስ ዝሓዘለ ኮይኑ፡ ቃና ናይቶም ብተፈጥሮ ኣብ መዓንጣና ክርከቡ ዝኽእሉ ጠቐምቲ ባክተርያ እዩ። ነፍሲ ወከፍ ቀረብ 6 ሚልዮን ኣብ ኣሲዳዊ ኩነታት ከስዐና ክሰሩ ዝኽእሉ ኣርባሕቲ ደቐቕቲ ታሃዋስያን ዝምጡ ክኸውን ከሎ፡ እዚ ንመጠን ኣብ መዓንጣኻ ዝርከቡ ኣርባሕቲ ባክተርያ ንምውሳኽ ዘኽእል ውሑስ መንገዲ እዩ።

ነጻ ካብ፡ ጉለቲን (ትርፍራፍ ፕሮቲን) ፣ ውጺኢት ጸባ፣ ስርናይ፣ ሶያ (ናይ ቻይናውያን ፋጂሊ) ፣ መባኹዕቲ፣ ሰብ-ሰርሖ መዓቀቢን መመቀርን 

መዓልታዊ 3 ለቖታታት ምውሳድ ምስ መግቢ እንተኮነ ተመራጺ እዩ። ወይ’ውን ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካ) ብዝእዝዞ መሰረት ክውሰድ ይግባእ።

ኣብ ዝሑልን፣ ጩራ ጸሓይ ብቀጥታ ኣብ ዘይረክቦ ንቑጽ ኣካባቢ ክቕመጥ ይከኣል። ኣብ ፍሪጅ ምቕማጡ ኣየድልን።

ሕቶ ኣለኩም?ንኪኢላ ሕተት
The cookie settings on this website are set to 'allow all cookies' to give you the very best experience. Please click Accept Cookies to continue to use the site.
ደገፍ ፍሎራ - 90 ለቖታት
You have successfully subscribed!