ጽቡቕ ምኡዝ ተኽሊ ደገፍ ንሆርሞናት ጓል-ኣንስተይቲ

$82.95
ጽቡቕ ምኡዝ ተኽሊ ደገፍ ንሆርሞናት ጓል-ኣንስተይቲ፡ ብጠቕላላ ዕንጋሎ ፡ ስእጀታዊ ናይ ምኡዝ ተኽሊ ሕውስዋስ ናይ ህይወታዊ ወይ ካብ መሮር ዝተበልሓቱ ምኡዝ ኣትክልቲ ኮይኑ፡ ንናይ ጓል ኣንስተይቲ ናይ ሆርሞን ወይ ናይ ነዝዒ ንምትዕርራይ ይሕግዝ።
Size Guide
$82.95

ጽቡቕ ምኡዝ ተኽሊ ደገፍ ንሆርሞናት ጓል-ኣንስተይቲ ወይ ድማ ኣንስታዊ ሆርሞናዊ ድጋፍ ዘይተቐየረን ካብ ቀመማዊ ድሕረ-ባይታ ነጻ ዝኾነን ባህርያዊ ሙኡዝ ተኽሊ ዝመንጨወ ኮይኑ ንደቂ ኣንስትዮ ናይ ሆርሞን ደገፍ ዝገብር መድሃኒት ኢዩ።  ሆርሞናዊ ንጥፈታት ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ስርዓተ ፍርያምነትን መትነ-ልባኣዊ ንጥፈታትን ካለኦት ኣገደስቲ ናይ ኣካላትና ንጥፈታትን ወሳኒ ተራ ዘለዎ ኢዩ። እዚ ብደገ ዝውሰድ ድጋፍ ድማ ኣብ ደቂ ኣንስትዮ ሆርሞናዊ ምዕሩይነት ክፈጥር ዝኽእል ኢዩ

ኣገደስቲ ሓቅታት

ጽሟቕ ሕውስዋስ ናይ ምኡዝ ተኽሊ ወይ ድማ ኣንስታዊ ሆርሞናዊ ድጋፍ (Chaste Tree Berry, Wild Yam Root (ሱር ኣብ ትሮፒካዊ ክሊማ ዝበቁል ዝብላዕ ሱር ናይ ሓዃራይ ተኽሊ), Ashwagandha Root, Licorice Root (ሱር ኣብ ኤውሮጳ ዝመበቆሉ ዓይነት ተኽሊ, ሱር ናይ ሁሩድ).

ነጻ ካብ፡ ጉለቲን (ትርፍራፍ ፕሮቲን) ፣ ውጺኢት ጸባ፣ ስርናይ፣ ሶያ (ናይ ቻይናውያን ፋጂሊ) ፣ መባኹዕቲ፣ ሰብ-ሰርሖ መዓቀቢን መመቀርን 

ኣብ መዓልቲ 2 ሚሊተር 2 ግዜ ውሰድ። ወይ ድማ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካ) ብዝእዝዞ መሰረት ክውሰድ ይግባእ። ኣብ ዉሑድ መጠን ዝተጻረየ ማይ ምሕዋሱ ይከኣል እዩ።

ኣብ ዝሑልን ቀጥታዊ ጩራ ጸሓይ ዘይረኽቦ ንቑጽን ኣካባቢ ክቕመጥ ይግባእ። ኣብ ፍርጅ ምቕማጡ ድማ ዘድሊ ኣይኮነን።

ሕቶ ኣለኩም?ንኪኢላ ሕተት
The cookie settings on this website are set to 'allow all cookies' to give you the very best experience. Please click Accept Cookies to continue to use the site.
ጽቡቕ ምኡዝ ተኽሊ ደገፍ ንሆርሞናት ጓል-ኣንስተይቲ
You have successfully subscribed!