ካብ ሕማም ናይ መከላኸሊ ሓገዝ ጥማሮ (ከኒና/ፈሳሲ)

$285.95

ሓያል ሕውስዋስ ብዝሐ-ቫይታሚናዊ ናይ ሜነራልከኒና፣ ደገፍ ናይ ኣዕጽምቲ ፈሳሲ ከምኡ’ውን ኦሜጋ 3-6-9ን ምስ ሰልንዩም ፕላስ ከምኡ ድማ ሪሰቨራትሮል ፕላስ ንስርዓተ ምክልኻል ሕማማትን ንወሃዮታትን ኦክሲዳቲቨ ጸቕጢ ዝኸላኸል።

ልዕሊ 60 ካብ ኣትክልቲ ዝርከቡ ሚነራላት ዝሓዘለ፣ 16 ቫይታሚናት፣ 12 ኣሚኖ ኣሲዳት፣ 3 ኣገደስቲ ስብሓውያን ኣሲዳት ምስ ዝያዳ ግልኮሳሚን 

ብልዑል መጠን ክምጸዉ ብዝኽእል ናይ መኣዛታት መልክዕ ዝተዳለወ ከምኡ ድማ ኣገደስቲ ካልኦት ረቛሒታት 

ሃብታም ብጸረ-ኡክሰዳ (ቫይታሚን ኤ፣ሲ ከምኡ’ውን ኢ) ካብ ብነጻ ራዲካላት (ሱር-ነቀላውያን ባእታታት)ዝመጽእ ዕንወት ዝከላኸል

Size Guide
$285.95

ካብ ሕማም ናይ መከላኸሊ ሓገዝ ጥማሮ (ከኒና/ፈሳሲ) ንምህላውን ምዕቃብን ምሉእ ጥዕናን ደገፍ ንምክልካል ሕማማትን ንምጭባጥ ዘክእሉ፡ ብብቕዓት ዝተወሃሃዱ ኣገደስቲ መኣዛታት ዝሓዘ’ዩ። ነቶም ብሰንኪ ኣብ’ዚ ምዕቡል እዋን ብዝተኣታተዉ ናይ ሕርሻ ኣገባባት ኣብ ብዙሓት መግብታትና ዘይንረኽቦም ዘለና ቫይታሚናት፡ ሚነራላት፡ ኣሚኖኣሲዳት ከምኡ’ውን ኣገደስቲ ስብሓውያን ኣሲዳት ንምትክኦም ዝተነደፈ እዩ። እዚ ብርቱዕ ቅማረ ሕውስዋስ፡ ልዕሊ 90 ኣገደስቲ ቫይታሚናት፣ ኣሚኖ ኣሲዳት ከምኡ’ድማ wholefoods፡ ተወሰኽቲ ካልሽዩም፡ ቫይታሚን ዲ3 ከምኡ’ውን ማንግኔጅዩም ንናይ ዓጽሚ ደገፍ፣ ምስ ሕውስዋስ ዘይቲ ኦሜጋ፡ ሰለንዩም ፕላስ፡ ተጻሚዱ፡ ብጸረ ኡክሰዳ ሃብታምን ብፍላይ ንኣካላትና ንዝኮነ ዓይነት ጸቕጥን፡ ንውጥረት ሂወት ኣብ 21 ክፍለ ዘመን ክቃለስን ዘክእል’ዩ። እዚ ጥማር እዚ ብተወሳኺ ፡ ሪሰቨራትሮል ፕላስ፡ ልዑል ባዮኣቫይላብል ሕውስዋስ ናይ ጸረ-ኡክሰዳ ናይ (ሪሰቨራትሮል፡ ህሩድ ከምኡ’ውን ኩዌርሰቲን) ብነጻ ራዲካላት (ሱር-ነቀላውያን ባእታታት) ዝስዕብ ናይ ወሃዮታት ዕንወት፡ ከምኡ’ውን ሰለንዩም ፕላስን፡ ካብ መፍረ ካብ ምቅላስ ረስኽስታትን ነጻ ራዲካላትን ከየተረፈ’ውን ዝጠቅም ናይ ደንካልያ ሪሰቨራትሮል ፕላስ ዝሓቖፈ።

ንዝያዳ ሓበሬታ ፍርያትና በብሓደ ርአ 

ሕብረ-ቪታሚናዊን ሚነራላውን ከኒና - 120 ከኒናታት - ከኒና ንመዓልቲ ቀቅድሚ መግቢ፡ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካብዝእዝዞ መሰረት ምውሳድ 

ናይ ዓጽሚ መደልደሊ ፈሳሲ - መዓልታዊ 31 ሚሊተር (2 ማንካ ጣውላ)፡ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካብዝእዝዞ መሰረት ውሰድ 

ኣልቲሜት ኦሜጋ 3፣ 6ን 9 - 90 ሶፍት ጄል ለቖታት - ንመዓልቲ ምስ መግቢ ወይ ድማ ድሕሪ መግቢ 3 ለቖታታት፡ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካብዝእዝዞ መሰረት ምውሳድ 

ሰለንዩም ፕላስ - 90 ለቖታ - ኣብ መዓልቲ 3 ለቖታታት (መዓልታዊቅድሚ መግቢ እንተኾነ ዝይዳ ተመራጺ’ዩ። እዚ ድማ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካብዝእዝዞ መሰረት ምውሳድ 

ሪሰቨራትሮል ፕላስ - 60 ለቖታት - 2 ለቖታታት ቅድሚ ግቡእ መግቢ፡ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካ) ብዝእዝዞ መሰረት ክውሰድ ይግባእ። 

ሕብረ-ቪታሚናዊን ሚነራላውን ከኒና - 120 ከኒናታት - ኣብ ዝሑልን፣ ጩራ ጸሓይ ብቀጥታ ኣብ ዘይረክቦ ንቑጽ ኣካባቢ ክቕመጥ ይከኣል። ኣብ ፍሪጅ ምቕማጡ ኣየድልን 

ናይ ዓጽሚ መደልደሊ ፈሳሲ - ኣብ ዝሑልን ቀጥታዊ ጩራ ጸሓይ ዘይረኽቦ ቦታ ዓቕቦ። ኣዝዩ ንጹህ ስለዝኾነ ምስ ግዜ ኣብ ፍርጅ እንከሎ ክረግእ ዝኽእል ኢዩ። ስለዚ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ናይ ተጠቃምነት ግዜ ክሕቆን የድሊ። ኣብ ፍሪጅ ኣብ ዝቕመጠሉ እዋን ንጋድም ክኸወን ይግባእ 

ኣልቲሜት ኦሜጋ 3፣ 6ን 9 - 90 ሶፍት ጄል ለቖታት - ኣብ ዝሑልን፣ ጩራ ጸሓይ ብቀጥታ ኣብ ዘይረክቦ ንቑጽ ኣካባቢ ክቕመጥ ይከኣል። ኣብ ፍሪጅ ምቕማጡ ኣየድልን 

 ሰለንዩም ፕላስ - 90 ለቖታ - ኣብ ዝሑልን፣ ጩራ ጸሓይ ብቀጥታ ኣብ ዘይረክቦ ንቑጽ ኣካባቢ ክቕመጥ ይከኣል። ኣብ ፍሪጅ ምቕማጡ ኣየድልን 

ሪሰቨራትሮል ፕላስ - 60 ለቖታት - ኣብ ዝሑልን፣ ጩራ ጸሓይ ብቀጥታ ኣብ ዘይረክቦ ንቑጽ ኣካባቢ ክቕመጥ ይከኣል። ኣብ ፍሪጅ ምቕማጡ ኣየድልን። 

ሕቶ ኣለኩም?ንኪኢላ ሕተት
The cookie settings on this website are set to 'allow all cookies' to give you the very best experience. Please click Accept Cookies to continue to use the site.
ካብ ሕማም ናይ መከላኸሊ ሓገዝ ጥማሮ (ከኒና/ፈሳሲ)
You have successfully subscribed!