ለቖታ ኤም.ኤስ. ኤም - 120 ለቖታታት

$52.95
ኣገዳሲ ሚነራል ንናይ መላግቦ ጥዕና

ኣገዳሲ ንዝተፈላለዩ ኣብ ኣካልትና ዝርከቡ መስርሓት

ብተፈጥሮ ዝህሉ ህይወታዊ ዝተወሃሃደ ሳልፈር

ብቐሊሉ ክምጾ ዝኽእል

ኣሕምልቲ ጥራሕ ዝቕለቡ፡ ስጋ ዘይበልዑ፡ ካሺር (ብሕግን ውግዕን ኣይሁድ ቕቡል ዝበሃል ምግቢ)

    ለቖታ ኤም.ኤስ. ኤም ጥዑያት ንምዃን ዝሕግዙና ቫይታሚናት፡ ኢንዛይማት፡ ሆርሞናት ከምኡ’ውን ኣንቲቦዲታት፡ ወሳኒ ዝኾነ ባዯቫይላብል ህይወታዊ ሳልፈር የዋድደሉ። ንስርዓተ ምክልኻል ሕማማት ኣካላትና፡ ስርዓተ ምሕቃቕ መግቢ፡ ከምኡ’ውን ስርዓተ ምስትንፋስና መኣዛ ይምጥወሉ።
Size Guide
$52.95

ለቖታ ኤምኤስኤም 2000 ሚሊግራም ኤምኤስኤም (ሜታይልሰልፎኔልሚቴን) ኣብ ሓደ ቀረብ፡ ህይወታዊ ሕዋስ ሳልፈር ኮይኑ፡ ኣብ ኣካልትና ዝርከብን እምነ ኩርናዕ ህንጸት ኣዕጽምትናን መላግቦታትናን እዩ።

ሜታይልሰልፎኔልሚቴን ንዝተፈላለዩ ኣብ ኣካልትና ዘለዉ መስርሃት ኣገዳሲ ዝኮነ ሳልፍፈር እዩ ዝቕርብ።

ንጥዕና ኣዕጽምትናን መላግቦታትናን ኣገዳሲ ዝኾነ፡ “ግሉኮሳሚን” ኣብ ምፍራይ ወሳኒ ተራ እዩ ዘለዎ። “ግሉኮሳሚን” ብተፈጥሮ ኣብ ኣዕጽምትናን ቖርጠምጠማን ዝርከብ ኮይኑ፡ እምነ ኩርናዕ ህንጸቶም እዩ። ኤምኤስኤም ኣብ ቀጣላት ኣሕምልቲ ክርከብ ይከኣል እዩ።

ለቖታ ኤምኤስኤም ብቀሊሉ ክውሰዱ ብዝኽእለሉ ኣገባብ ዝተዳለዉ ኮይኖም፡ ኣብ መዓልቲ ሓንቲ ቀረብ ብምስራዕ ብምውሳድ ነቲ ኣብ ጥዕናኻ ወሳኒ ዝኾነ ህይወታዊ ሳልፈር ከተረጋግጽ ኢኻ።

ነጻ ካብ፡ ጉለቲን (ትርፍራፍ ፕሮቲን) ፣ ውጺኢት ጸባ፣ ስርናይ፣ ሶያ (ናይ ቻይናውያን ፋጂሊ) ፣ መባኹዕቲ፣ ሰብ-ሰርሖ መዓቀቢን መመቀርን 


ኣብ መዓልቲ  2 ለቖታታት ውሰድ ድሕሪ መግቢ እንተኾነ ተመራጺ እዩ። ወይ’ውን ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካ) ብዝእዝዞ መሰረት ክውሰድ ይግባእ።

ኣብ ዝሑልን፣ ጩራ ጸሓይ ብቀጥታ ኣብ ዘይረክቦ ንቑጽ ኣካባቢ ክቕመጥ ይከኣል። ኣብ ፍሪጅ ምቕማጡ ኣየድልን።

ሕቶ ኣለኩም?ንኪኢላ ሕተት
The cookie settings on this website are set to 'allow all cookies' to give you the very best experience. Please click Accept Cookies to continue to use the site.
ለቖታ ኤም.ኤስ. ኤም - 120 ለቖታታት
You have successfully subscribed!