ደገፍ ናይ ነርቨ (መትኒ)

$82.95
ደገፍ ናይ ነርቭ (መትኒ)፡ እጀታዊ ሕውስዋስ ናይ ምኡዝ ተኽሊ፡ ህይወታዊ ወይ ካብ መሮር ዝተበልሓቱ ምኡዝ ኣትክልቲ ዝሓዘ ኮይኑ፡ ብተፈጥሮ ህድኣትን ምዝናይን ናይ ነርቭታት ተሓጊዙ፡ ንመላእ ጥዕና ስርዓተ መትኒ ኣካላት ይጠቕም።
Size Guide
$82.95

ጽቡቕ ተኽሊ ደገፍ ናይ ነርቭ (መትኒ)፡ ኣብ ጥዕና መትንታት ደገፍ ዝገብሩ ካብ ንጹሃት፡ ዘይተቐየሩን ከምኡ`ውን ካብ ከሚካል ነጻ ዝኾኑ ተፈጥርኣውያን ኣትክልቲ ዝተሰርሐ እዩ። ስርዓተ መትኒ ነፍሲ ወከፍ ምውሳድ ስጉምቲ ኣብ ኣካልትና አመሓድር፡ ካብን ናብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኣካላትና መልእኽቲ አመሓላልፍ። ደገፍ ናይ ነርቭ (መትኒ)፡ እጀታዊ ሕውስዋስ ናይ ምኡዝ ተኽሊ፡ ህይወታዊ ወይ ካብ መሮር ዝተበልሓቱ ምኡዝ ኣትክልቲ ዝሓዘ ኮይኑ፡ ብተፈጥሮ ህድኣትን ምዝናይን ናይ ነርቭታት ተሓጊዙ፡ ንመላእ ጥዕና ስርዓተ መትኒ ኣካላትና ይጠቕም። ቀመር፡ ቀብዕ ቕርቕርቲ (ስካል ካብ)፡ ጻዕዳ ዊሎው፡ ሰመያዊ ቨርቬይን፡ ገሾ ፈረንጂ(ሆፕስ)፡ሱር ቫለርያና።

ተወሰኽቲ ሓቕታት

እጀታዊ ሕውስዋስ ናይ ምኡዝ ተኽሊ (ምኡዝ ተኽሊ ቀብዕ ቕርቕርቲ (ስካል ካብ)፡ ቕላጥ ጻዕዳ ዊሎው፡ ምኡዝ ተኽሊ ሰመያዊ ቨርቬይን፡ ሆፕስ ስትሮቢለ(ገሾ ፈረንጂ)፡ሱር ቫለርያና። ዝተጻረየ ማይን ኤታኖልን።

ኣብ መዓልቲ 2 ሚሊተር 2 ግዜ ውሰድ። ወይ ድማ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካ) ብዝእዝዞ መሰረት ክውሰድ ይግባእ። ኣብ ዉሑድ መጠን ዝተጻረየ ማይ ምሕዋሱ ይከኣል እዩ።

ኣብ ዝሑልን ቀጥታዊ ጩራ ጸሓይ ዘይረኽቦ ንቑጽን ኣካባቢ ክቕመጥ ይግባእ። ኣብ ፍርጅ ምቕማጡ ድማ ዘድሊ ኣይኮነን።

ሕቶ ኣለኩም?ንኪኢላ ሕተት
The cookie settings on this website are set to 'allow all cookies' to give you the very best experience. Please click Accept Cookies to continue to use the site.
ደገፍ ናይ ነርቨ (መትኒ)
You have successfully subscribed!