ሲናፕቲቭ - 60 ባይ-ሌየርድ ታብሌት

$113.95
እዚ ብሉጽ ክልተ ሽፋን ዘለዎ ታብለት(ከኒና) ብስነ-ፍልጠታዊ መንገዲ ቕልጡፍን ንነዊሕ እዋን ዝዓለመ ንጥዕና ኣእምሮ ንምድጋፍ ዝተቐመረ እዩ። ክቡራት ክፋል ናይ ቫይታሚናትን መኣዛታትን እንተላይ ምሉእ ምትሃት ሕውስዋስ ጸረ-ኡክስዳ ንሓንጎል ንምክልኻል ብሳይንሳዊ መንገዲ ዝተነድፈስ እዩ።
Size Guide
$113.95

እዚ ብሉጽ ክልተ ሽፋን ዘለዎ ታብለት(ከኒና) ብስነ-ፍልጠታዊ መንገዲ ቕልጡፍን ኣብ ዝተናውሐ እዋንን ንጥዕና ኣእምሮ ዝተቐመረ እዩ። ምስ ራዲካልስ እና ተቃለሰ ንንጹር ኩነተ-ኣእምሮ፡ ንዝተማሐየሸ ናይ ምዝካር ብቕዓት ምህላው፡ ጸቕጢ ንምጉዳልን ዝሕጉዝና ማእዛታት ዘሓዘ ክኸውን እንከሎ ወጥርን ጭንቀትን ንምጉዳል ዝሕግዝ መእዛታት ዝሓዘ እዩ።

ንመን ዝይዳ ይጠቅም? ንዝኾነ ይኹን ብመንገዲ ሃብታም ማእዛዊ ትሕዝቶ ዘለዎ ባእታ ጥዑይ ኣእምሮ ክህልዎ ዝደሊ ሰብ   

ጥቕሚ ናይ’ዚ ከኒና እንታይ ኢዩ?  ናይ ሓጺርን ነዊሕን እዋናት ጥዕና ኣእምሮና ሕሉው ይገብር። ንጹር ኩነተ-ኣእምሮ፡ ዝተማሐየሸ ናይ ምዝካር ብቕዓት ዝሕጉዝና ማእዛታት ዘሓዘ ክኸውን እንከሎ ወጥርን ጭንቀትን ዘጉድልን ኣብ ኣካላትና ብፍሪ ራዲካልስ ንዝፍጠር ተጻበኦ ዘጉድልን ትሕዝቶታት ዘለዎ ‘ውን ኢዩ

ፍሉይ ባህርያት ናይ’ዚ ፍርያት እንታይ ኢዩ?

ዝተመርጹ ቫይታሚናትን ማእዛታትን ብምውህሃድ (ምሉእ ዓቕሚ ናይ ጸረ-ኦክሲዳዊ ምውህሃድ ዝሓለፈ) ንኣምሮና ካብ ሕማም ይከላኸለሉ

2 ለቖታታት ቕድሚ መግቢ፡ ወይ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካ) ብዝእዝዞ መሰረት ክውሰድ ይግባእ።

ኣብ ዝሑል፡ ወይ ቀጥታዊ ናይ ጸሓይ ጩራ ዘይረኽቦ ንቑጽ ቦታ ኣቐምጦ። ፍርጅ ምጥቃም ኣየድልን።


ሕቶ ኣለኩም?ንኪኢላ ሕተት
The cookie settings on this website are set to 'allow all cookies' to give you the very best experience. Please click Accept Cookies to continue to use the site.
ሲናፕቲቭ - 60 ባይ-ሌየርድ ታብሌት
You have successfully subscribed!