ኣልቲሜት ዲ - ስትረስ

$66.95
ኣካላትካ ንከም ሕዱር ጸቕጢ ክቃለስን ጥዕና ዝመልኦ ቅዲ ሂወት ክህልወካን ኣልቲሜት ዲ - ስትረስ ይሕግዘካ።
Size Guide
$66.95

ጸቕጢ ልክዕ ከም ካልኦት ኩነታት ብቕልጡፍ ዝርጋሐ ኣብ ሕብረተ-ሰባት ዝረአ ለብዒ እዩ። ዝተናውሐ ጸቕጢ ኣብ ኣካልትናን ስርዓተ ምክልኻል ሕማማት ኣካላትናን ናይ ጸገማት ምልክታት ከርኢ ይኽእል እዩ። ኣልቲሜት ዲ - ስትረስ ንጸቕጢ መልሰ ግብሪ ኣብ ናይ ምሃብ ዓንኬል ዝነጥፉ መእዛታት ይቕርብ። እዚ ደረጅኡ ዝሓለወ ቕማረ ብባህርያዊ ኣጋባብ ጸቕጢ ዘወግዱ ቫይታሚናት፡ ሚነራላትን ቦታኒካልስን ዝሓዘ እዩ።

4 ለቖታታት ቕድሚ መግቢ፡ ወይ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካ) ብዝእዝዞ መሰረት ክውሰድ ይግባእ።

 

ኣብ ዝሑል ቦታ ወይ ውን ጩራ ጸሓይ ብቐጥታ ኣብዘይረኽቦ ድሩቕ ቦታ። ፍርጅ ምጥቃም ኣየድልን።

 

ሕቶ ኣለኩም?ንኪኢላ ሕተት
The cookie settings on this website are set to 'allow all cookies' to give you the very best experience. Please click Accept Cookies to continue to use the site.
ኣልቲሜት ዲ - ስትረስ
You have successfully subscribed!