ኤፍ ኤክስ ጸሊም ኮሽኮሽ ናይ ደቂ ኣንስትዮ - 32 ፍሎዝ

$72.95
ናይ ደቂ ኣንስትዮ ኢፍኤክስ፡ ብፍሉይ ንጥዕናን ደሓን ምህላውን ደቂ ኣንስትዮ ደገፍ ንምቕራብ ዝተቀመረ ሕውስዋስ ናይ ጸረ ኡክሰዳ፡ ሃብታም ቦታኒካን ሚነራላትን ዝሓዘ እዩ። እዚ ፍሉይ ቅማረ፡ ሓያል ፋይቶኑውትሬንት ካብ ጸሊም ኮሽኮሽ፡ ቀጠልያ ሻሂ፡ ሶይ ኣይዞፍላቮንስ፡ ናይ በረኻ ንያምን ካልኦት ብዙሓትን ባህሪ ዘለዎ እዩ።
Size Guide
$72.95

ናይ ደቂ ኣንስትዮ ኢፍኤክስ፡ ብፍሉይ ንጥዕናን ደሓን ምህላውን ደቂ ኣንስትዮ ደገፍ ንምቕራብ ዝተቀመረ ሕውስዋስ ናይ ጸረ ኡክሰዳ፡ ሃብታም ቦታኒካን ሚነራላትን ዝሓዘ እዩ። እዚ ፍሉይ ቅማረ፡ ሓያል ፋይቶኑውትሬንት ካብ ጸሊም ኮሽኮሽ፡ ቀጠልያ ሻሂ፡ ሶይ ኣይዞፍላቮንስ፡ ናይ በረኻ ንያምን ካልኦት ብዙሓትን ባህሪ ዘለዎ እዩ።


ንመን ይኸወን፡ ምስ ምውሳኽ ዕድመ ተኣሳሲሩ ኣብ ጥዕንአን ተወሳኺ ደገፍ ንዘድልያን ደቂ ኣንስትዮ።


እንታይ ይገብር፡ ብጸረኡክሰዳ ሃብታም ዝኮኑ ሕውስዋስ መኣዛታት ኣቢሉ ኣብ ጥዕና ደቂ ኣንስትዮ ደገፍ አቕርብ።


ነዚ ፍርያት ፍሉይ ዝገብሮ እንታይ እዩ


· ምስ ጥዕና ደቂ ኣንስትዮ ተኣሳሲሩ ደገፍ ኣብ ምቕራብ ፍሉጥ ዝኾነ ምዝመዛ ጸሊም ኮሽኮሽ ዘጠቃለለ

· ብጥዕና ንዝተሰነየ ዕቤት ኣገዳሲ ዝኾነ ኣሰራዊ ሚነራላት ዝሓዘ።

· ድንቒ ጣዕሚ፡ ቃና ሚለግራና ወይ ሮማን

· ንበይኑ ወይ ድማ ምስ እትፈትዎ ጽሟቕ ሓዊስካ ምስታዩ ይከኣል’ዩ


ቀንዲ መቓምምቲ\ረብሓታት

ኣሰር ውስብሳብ ሚነራላት
ሚነራላት፡ ንሰፋሕቲ ስርሓት ኣብ ኣካላት ከም፡ ምቕላል ኩምራ ባዮከሚካዊ ግብረ-ምላሽ፡ ንስርዓተ ደም ደገፍ ምግባር፡ ንገለ ሆርሞናት’ውን ከይተረፈ ኣድላዪ እዩ።

ምዝመዛ ጸሊም ኮሽኮሽ 
ንብዙሓት ጥዕናውያን ጉዳያት ደቂ ኣንስትዮ ይድግፍ ከምኡ’ውን መጽናዕትታት ከምዝሕብርዎ ንገለ ካብ ኣፋፍኖት ንጽፈ-ጻግነ የጉድል’ዩ። [1]

ጋማ ኦርይዛኖል 
ተፈጥሮኣዊ ነገር ኮይኑ፡ መብዛሕትኡ እዋን ኣፋፍኖታት ንጽፈ-ጻግነ ደገፍ ንምቕራብ’ዩ ዝጠቕም።[2]


[1] Mehrpooya M;Rabiee S;Larki-Harchegani A;Fallahian AM;Moradi A;Ataei S;Javad MT;. (n.d.). A comparative study on the effect of "black cohosh" and "evening primrose oil" on menopausal hot flashes. Retrieved March 15, 2021, from https://pubmed.ncbi.nlm.nih.gov/29619387/ [1] Mehrpooya M;Rabiee S;Larki-Harchegani A;Fallahian AM;Moradi A;Ataei S;Javad MT;. (n.d.). A comparative study on the effect of "black cohosh" and "evening primrose oil" on menopausal hot flashes. መጋቢት 15, 2021, ካብ https://pubmed.ncbi.nlm.nih.gov/29619387/ ዝተዓረየ።

[2] Gamma oryzanol: Overview, uses, side effects, precautions, interactions, dosing and reviews. (n.d.). Retrieved March 15, 2021, from https://www.webmd.com/vitamins/ai/ingredientmono-770/gamma-oryzanol [2] ጋማ ኦርይዛኖል፡ ሓፈሻዊ መግለጺ፡ጥቕምታት፡ ጎድናዊ ሳዕቤናት፡ ቅድመ ጥንቓቐ፡ ድርርኽ፡ መጠን ፈውስን ግምገማን። (n.d) ኣብ መጋቢት 15, 2021 ካብ https://www.webmd.com/vitamins/ai/ingredientmono-770/gamma-oryzanol ዝተዓረየ።

መጠንቐቕታ፡ ነብሰጾር፡ ኣብ ክንክን ሕሙማት ወይ መድሃኒት ትወስድ ምስ እትህሉ ወይ ውን ምስ እትኸወን፡ ቕድሚ ነዚ ፍርያት ምጥቃምካ ንኪኢላ ጥዕና ተወከስ። ሶይ ዝሓዘ እዩ።

ነጻ ካብ፡ ጉሉተን፣ስርናይ፡ውጽኢት ጸባ፡መባኲዕቲ

ኣብ መዓልቲ 30 ሚሊተር (2 ማንካ ጣውላ) ውሰድ። ወይ’ውን ንኪኢላ ስነ-መግቢ (ሓኪምካ) ብዝህበካ ሓበሬታ መሰረት ውሰዶ።

ኣብ ዙሑል፡ወይ ቀጥታዊ ጩራ ጸሓይ ኣብ ዘይኣትዎ ንቁጽ ከባቢ ኣቐምጦ። ድሕሪ ምኽፋት ኣብ መዝሓሊ (ፍርጅ) ክቕመጥ ይግባእ።

ሕቶ ኣለኩም?ንኪኢላ ሕተት
The cookie settings on this website are set to 'allow all cookies' to give you the very best experience. Please click Accept Cookies to continue to use the site.
ኤፍ ኤክስ ጸሊም ኮሽኮሽ ናይ ደቂ ኣንስትዮ - 32 ፍሎዝ
You have successfully subscribed!