ፈሳሲ ዚራዲካል - 32 ፍሎዝ

$74.95
ኣብ’ዛ እንነብረላ ዓለም፡ ካብ እንምገቦም መግብታት ጥራሕ ወሰንቲ መኣዛታት ክንረክብ ኣይከኣልን እዩ። ስለዚ ድማ እዩ ዚራዲካል ብፉሉይ ንመኣዛዊ ድሌታትኩም ደገፍ ንምቕራብ ብፍሉይ ዝተቐመረ። ሕመረቱ፡ ፉኮይዳን (50 ሚሊግራም) ኮይኑ፡ ካብ ንጹህ ማያት ውቕያኖስ ዝኾኑ፡ ሰለስተ ዓሌታት ሓመዳዊ ጻህያይ ባሕሪ ዝተመዝመዘ እዩ። ንኣማኢት ዓመታት፡ምብራቓውያን ስልጣነታት ንፉኮይዳን ንምክልኻል ሕማማት ይጥቐምሉ ነይሮም’ዮም። ዚራዲካል ነዚ ሓያል መኣዛ ምስ ድንቂ ጣዕሚ ዘለዎ ሕውስዋስ ቫይታሚናትን ሚነራላትን ከምኡ’ውን ቦታኒካላትን ዘወሃሃደ ኮይኑ፡ እዚ ድማ ኣብ ስርዓተ ምክልኻል ሕማማት ኣካልትና፣ መስርሓት ልብን መትንታትን፡ ግቡእ መጠን ግልኮስ ኣብ ደም፡ ሽንግላጥ ቖርበትን ካልእ ብዙሕን ደገፍ አቕርብ።
Size Guide
$74.95

ንመን ይኸወን፡ ንኩሉ ሓፈሻዊ ጥዕና ንዝህብ ምንጪ ዘገድሶን ሃረር ዝብሎን፡ እንተላይ ደገፍ ስርዓተ ምክልኻል ሕማማት ኣካላት።

እንታይ ይገብር፡ ብርኩት ጥዕናዊ ረብሓታት ንምሃብ፡ ነቲ ናይ ምክልኻል ሓያል ዓቕሚ ናይ ፉኮይዳን ምስ ሕውስዋስ ብቦታኒካን ቫይታሚናትን ሃብታም ዝኮነ ጸረኡክሰዳ ይጽንብሮ።

ነዚ ፍርያት ፍሉይ ዝገብሮ እንታይ እዩ፧

· ተፈጥርኣዊ ምዝመዛ ፉኮይዳን

· ካብቲ እንኮ ብዝለዓለ ጽሩይ ፉኮይዳን ዝርከበሉ ንጹህ ማያት ውቕያኖስ ዝተኣከበ ምህርቲ።

· ፉኮይዳን ንምምዝማዙን በቲ ንጹህ ከሚካላዊ መልክዑ ንምብጽሑን፡ ፓተንት ዘለዎ Maritech® ቴክኖሎጂ ንጥቀም።

· ኩሎም መኣዛታት ዝለዓለ ደረጃ ባዮካዊ ንጥፈት ንከካይዱ መታን ከይተቐየሩ ከምዝጸንሑ ይኾኑ።

· መዐቀቢ ዝሓዘ ኣይኮነን

ቀንዲ መቃምምትን\ረብሓታትን

ምዝመዛ ፉኮይዳን

1 መልሰ-ተግባር ናይ ኢምዩን ክነቓቓሕ ንምሕጋዝን፡ ካብ ኡክሰዳዊ ጸቕጢን ነድርን ንምክልኻልን ብተፈጥሮ ዝቕጀል ፖሊሳካራይድ። 1

ሪቦፍላቪን

2 ንከም መስርሕ ዙረት ደምን ምምጋብ ኦክስጅን ንስርዓተ-ተወልዶ፡ሽንግላጥ ኣካላትን ስርዓተ ምክልኻል ሕማማትን ክዓዝዝ ይሕግዝ። 2

ኒያሲን ብ3

3 ንክልቲኦም ማለት ንስርዓተ መትነ-ልባውን ስርዓተ ስርዒት መትኒ ይከልኻል ከምኡ’ውን ምስ እዚ ተደሚሩ ንዝሓሸ ጥዕና ቖርበት ይድግፍ። 3

ቫይታሚን ቢ6

4 ኣካላትና ንመግቢ (ካርቦሃይድሬት) ናብ ነዳዲ (ግልኮስ) ክቕይሮ ይሕግዞ፡ እዚ ድማ ጸዓት ንምፍራይ ይጠቕም። ብተወሳኪ ጥዑይ ቖርበት ክህሉን ኣካልትና ብዘይ ጸገም ሰሮቶኒን ከፍሪ ይሕግዞ። 4

ፎሊክ ኣሲድ

5 ኣካልትና ዕንወት ናይ ዲኤንኤን ዝከላኸሉ፡ ሓደስቲ ወሃዮታት እናኣፍረየን እናዓቀበን እንከሎ፡ ጥዑይ ናይ ኢምዩን ስርሓት ክዕቕብ ይሕግዝ።

ፓንቶተኒክ ኣሲድ

(ቫይታሚን ቢ5) 

6 ንኣዕጋቢ ፊዝዮሎጂካን ንውሮሎጂካውን ስርሓት ኣውራ ኣድላዩ እዩ።6

እጀታዊ ሕውስዋስ 

ብጸረኡክሰዳ ሃብታም ዝኾነ ፍረታት (ድራጎን ፍሩት፡ ዎልፍበሪ፡ ዩምቤሪን ካልኦት ብዙሓትን) እንተላይ ናይ ጸባ ኣመኬላን ምዝመዛን ቱመሪክን ዝሓዘ።

1 ዩኒቨርሲቲ ሎቪስቪለ፣ ክፍሊ ፖቶሎጂ, 2015

2 ክፍላተ ሃገር ኦረጎን ዩኒቨርሲቲ፣ ሊነስ ኢኒስቲቱት ፓውሊንግ, 2017

3 ዩኒቨርሲቲ ጥዕና መዓልታዊ ሕታም ዜና ,2017

4 ክፍላተ ሃገር ፐን፣ ሚልቶን ሀርሸይ ማእከል ጥዕና , 2016

5 ሕታም ጥዕና ሃርቫርድ፣ ሃርቫርድ ቤት-ትምህርቲ ጥዕና, 2013

6 ሓንጎል፣ ምስልሳልን መኣዛዊ ማእከል ምርምር, ዩኒቨርሲቲ ኖርዝኡምብሪኣ, ኒውካስትል , 2016

ነጻ ካብ፡ ጉሉተን፣ስርናይ፣ውጽኢት ጸባ፣ ሶይ፣ መባኩዕቲ

መዓልታዊ 30 ሚሊተር (2 ማንካ ጣውላ) ውሰድ። በይኑ፡ ምስ ማይ ወይ ጽሟቕ ሓዊስካ ምውሳዱ ይከኣል’ዩ።

ኣብ ዙሑል፡ ወይ ቀጥታዊ ጩራ ጸሓይ ኣብ ዘይረኽቦ ንቑጽ ቦታ ይቀመጥ። ድሕሪ ምኽፋቱ ድማ ኣብ መዝሓሊ (ፍርጅ) ክዕቀብ ይግባእ።

ሕቶ ኣለኩም?ንኪኢላ ሕተት
The cookie settings on this website are set to 'allow all cookies' to give you the very best experience. Please click Accept Cookies to continue to use the site.
ፈሳሲ ዚራዲካል - 32 ፍሎዝ
You have successfully subscribed!