ናይ ኣዕጽምትን መለጋግቦን መደልደሊ ጥማሮ (ፈሳሲ\ሓርጭ)

$260.95

ሓያል ሕውስዋስ ናይ ውዱእ ብዝሐ ቫይታሚናዊ ፈሳሲ ሚነራል፣ ናይ ኣዕጽምቲ መደልደሊ ሓርጭ ከምኡ’ውን ኣልቲሜት ኦሜጋ 3-6-9 ፕላስ፡ ብተወሳኺ እምነ ኩርናዕ ህንጸት ኣዕጽምትን ቖርጠምጠማን ዝኾነ ንመለጋግቦ ሓጋዚ ዝኾነ ለቖታ ግልኮሳሚን ዝተወሳኾ።

ልዕሊ 60 ካብ ኣትክልቲ ዝርከቡ ሚነራላት ዝሓዘለ፣ 16 ቫይታሚናት፣ 12 ኣሚኖ ኣሲዳት፣ 3 ኣገደስቲ ስብሓውያን ኣሲዳት ምስ ዝያዳ ግልኮሳሚን 

ብልዑል መጠን ክምጸዉ ብዝኽእል ናይ መኣዛታት መልክዕ ዝተዳለወ ከምኡ ድማ ኣገደስቲ ካልኦት ረቛሒታት 

ሃብታም ብጸረ-ኡክሰዳ (ቫይታሚን ኤ፣ሲ ከምኡ’ውን ኢ) ካብ ብነጻ ራዲካላት (ሱር-ነቀላውያን ባእታታት) ዝመጽእ ዕንወት ዝከላኸል 

Size Guide
$260.95

ናይ ኣዕጽምትን መለጋግቦታትን መመሓየሺ ፓኬት (ፈሳሲ/ሓርጭ) ፡ ነቶም ብሰንኪ ኣብ’ዚ ምዕቡል እዋን ብዝተኣታተዉ ናይ ሕርሻ ኣገባባት ኣብ ብዙሓት መግብታትና ዘይንረኽቦም ዘለና ቫይታሚናት፡ ሚነራላት፡ ኣሚኖኣሲዳት ከምኡ’ውን ኣገደስቲ ስብሓውያን ኣሲዳት ንምትክኦም ዝተነደፈ እዩ። እዚ ብርቱዕ ቅማረ ሕውስዋስ፡ ልዕሊ 90 ኣገደስቲ ቫይታሚናት፣ ኣሚኖ ኣሲዳት ከምኡ’ድማ ኩሉ መግብታት፡ ተወሰኽቲ ካልሽዩም፡ ቫይታሚን ዲ3 ከምኡ’ውን ማንግኔጅዩም ንናይ ዓጽሚ ደገፍ፣ ምስ ሕውስዋስ ዘይቲ ኦሜጋ ተጻሚዱ፡ ብዘይካ’ዚ ዝተወሃሃደ መስተኻኸሊ ናይ ደም ግልኮስ መጠን ብጸረ ኡክሰዳ ሃብታም ኮይኑ፡ ብፍላይ ንኣካላትና ንዝኮነ ዓይነት ጸቕጥን፡ ንውጥረት ሂወት ኣብ 21 ክፍለ ዘመን ንኽቃለስ ሓጋዚ ኢዩ።

ንዝያዳ ሓበሬታ ፍርያትና በብሓደ ርአ 

ብዝሐ-ቫይታሚናውን ሚነራላውን ፈሳሲ - 30 ቀረብ  - ንመዓልቲ 31ሚሊተር (2 ማንካ ጣውላ)፡ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካ) ብዝእዝዞ መሰረት ምውሳድ። 

ናይ ኣዕጽምቲ መደልደሊ ሓርጭ - 30 ቀረብ - መግሓጢ ናብ 250 ሚሊተር ማይ ወይ ድማ ጽሟቕ ብምሕዋስ ምስ መግቢ ወይ ድማ ድሕሪ መግቢ፡ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካብዝእዝዞ መሰረት ክትወስድ ይግባእ 

ኣልቲሜት ኦሜጋ 3፣ 6ን 9 - 90 ሶፍት ጄል ለቖታት - ንመዓልቲ ምስ መግቢ ወይ ድማ ድሕሪ መግቢ 3 ለቖታታት፡ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካብዝእዝዞ መሰረት ምውሳድ 

ንመለጋግቦ ሓጋዚ ዝኾነ ለቖታ መድሃኒት-360 - መዓልታዊ 4 ለቖታታት ቀቅድሚ መግቢ ወይ፡ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካብዝእዝዞ መሰረት ክውሰድ ይግባእ 

 

ብዝሐ-ቫይታሚናውን ሚነራላውን ፈሳሲ - 30 ቀረብ - 

ኣብ ዝሑልን ንቑጽን ኣካባቢ ዝኽዘን ኮይኑ፣ ብርሃን ጸሓይ ኣይድልዮን። ኣዝዩ ንጹህ ስለዝኾነ ምስ ግዜ ኣብ ፍርጅ እንከሎ ክረግእ ዝክእል ኢዩ። ስለዚ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ናይ ተጠቃምነት ግዜክሕቆን የድሊ። ኣብ ፍርጅ ድማ ንጋድም ክቕመጥ የድሊ  

ናይ ኣዕጽምቲ መደልደሊ ሓርጭ - 30 ቀረብ - ኣብ ዝሑልን፣ ጩራ ጸሓይ ብቀጥታ ኣብ ዘይረክቦ ንቑጽ ኣካባቢ ክቕመጥ ይከኣል። ኣብ ፍሪጅ ምቕማጡ ኣየድልን 

ኣልቲሜት ኦሜጋ 3፣ 6ን 9 - 90 ሶፍት ጄል ለቖታት - ኣብ ዝሑልን፣ ጩራ ጸሓይ ብቀጥታ ኣብ ዘይረክቦ ንቑጽ ኣካባቢ ክቕመጥ ይከኣል። ኣብ ፍሪጅ ምቕማጡ ኣየድልን 

ንመለጋግቦ ሓጋዚ ዝኾነ ለቖታ መድሃኒት-360 - ኣብ ዝሑል፡ ወይ ቀጥታዊ ናይ ጸሓይ ጩራ ዘይረኽቦ ንቑጽ ቦታ ኣቐምጦ። ፍርጅ ምጥቃም ኣየድልን። 

ሕቶ ኣለኩም?ንኪኢላ ሕተት
The cookie settings on this website are set to 'allow all cookies' to give you the very best experience. Please click Accept Cookies to continue to use the site.
ናይ ኣዕጽምትን መለጋግቦን መደልደሊ ጥማሮ (ፈሳሲ\ሓርጭ)
You have successfully subscribed!