ናይ ኣዕጽምትን መለጋግቦን መደልደሊ ጥምሮ (ሓርጭ\ሓርጭ)

$269.95

ሓያል ሕውስዋስ ናይ ብዝሐ-ቫይታሚናዊ ናይ ሚነራል ሓርጭ፣ ናይ ኣዕጽምቲ መደልደሊ ሓርጭ ከምኡ’ውን ኣልቲሜት ኦሜጋ 3-6-9 ፕላስ፡ ብተወሳኺ እምነ ኩርናዕ ህንጸት ኣዕጽምትን ቖርጠምጠማን ዝኾኑ ንመለጋግቦ ሓጋዚ ዝኾነ ለቖታ ግልኮሳሚን ዝተወሳኾ።

ልዕሊ 60 ካብ ኣትክልቲ ዝርከቡ ሚነራላት ዝሓዘለ፣ 16 ቫይታሚናት፣ 12 ኣሚኖ ኣሲዳት፣ 3 ኣገደስቲ ስብሓውያን ኣሲዳት ምስ ዝያዳ ግልኮሳሚን 

ብልዑል መጠን ክምጸዉ ብዝኽእል ናይ መኣዛታት መልክዕ ዝተዳለወ ከምኡ ድማ ኣገደስቲ ካልኦት ረቛሒታት 

ሃብታም ብጸረ-ኡክሰዳ (ቫይታሚን ኤ፣ሲ ከምኡ’ውን ኢ) ካብ ብነጻ ራዲካላት (ሱር-ነቀላውያን ባእታታት) ዝመጽእ ዕንወት ዝከላኸል 

Size Guide
$269.95

ናይ ኣዕጽምትን መለጋግቦታትን መመሓየሺ ፓኬት (ሓርጭ/ሓርጭ) ፡ ነቶም ብሰንኪ ኣብ’ዚ ምዕቡል እዋን ብዝተኣታተዉ ናይ ሕርሻ ኣገባባት ኣብ ብዙሓት መግብታትና ዘይንረኽቦም ዘለና ቫይታሚናት፡ ሚነራላት፡ ኣሚኖኣሲዳት ከምኡ’ውን ኣገደስቲ ስብሓውያን ኣሲዳት ንምትክኦም ዝተነደፈ እዩ። እዚ ብርቱዕ ቅማረ ሕውስዋስ፡ ልዕሊ 90 ኣገደስቲ ቫይታሚናት፣ ኣሚኖ ኣሲዳት ከምኡ’ድማ ኩሉ መግብታት፡ ተወሰኽቲ ካልሽዩም፡ ቫይታሚን ዲ3 ከምኡ’ውን ማንግኔጅዩም ንናይ ዓጽሚ ደገፍ፣ ምስ ሕውስዋስ ዘይቲ ኦሜጋ ተጻሚዱ፡ ብዘይካ’ዚ ዝተወሃሃደ መስተኻኸሊ ናይ ደም ግልኮስ መጠን ብጸረ ኡክሰዳ ሃብታም ኮይኑ፡ ብፍላይ ንኣካላትና ንዝኮነ ዓይነት ጸቕጥን፡ ንውጥረት ሂወት ኣብ 21 ክፍለ ዘመን ንክቃለስን ሓጋዚ ኢዩ።

ንዝያዳ ሓበሬታ ፍርያትና በብሓደ ርአ

ብዝሐ-ቫይታሚናዊን ሚነራላውን ሓርጭ - 30 ቀረብ - መዓልታዊ 2 መግሓጢ ኣብ 500 ሚሊሊተር ምስ ማይ ወይ ድማ ጽሟቕ ብምብጽባጽ ምስ መግቢ ወይ ድማ ድሕሪ መግቢ ውሰድ። ወይ ድማ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካብዝእዝዞ መሰረት ክውሰድ ይከኣል 

ናይ ኣዕጽምቲ መደልደሊ ሓርጭ - 30 ቀረብ - መግሓጢ ናብ 250 ሚሊተር ማይ ወይ ድማ ጽሟቕ ብምሕዋስ ምስ መግቢ ወይ ድማ ድሕሪ መግቢ፡ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካብዝእዝዞ መሰረት ክትወስድ ይግባእ 

ኣልቲሜት ኦሜጋ 3፣ 6ን 9 - 90 ሶፍት ጄል ለቖታት - ንመዓልቲ ምስ መግቢ ወይ ድማ ድሕሪ መግቢ 3 ለቖታታት፡ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካብዝእዝዞ መሰረት ምውሳድ 

ንመለጋግቦ ሓጋዚ ዝኾነ ለቖታ መድሃኒት-360 - መዓልታዊ 4 ለቖታታት ቀቅድሚ መግቢ ወይ፡ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካብዝእዝዞ መሰረት ክውሰድ ይግባእ 

ብዝሐ-ቫይታሚናዊን ሚነራላውን ሓርጭ - 30 ቀረብ - ኣብ ዝሑልን፣ ጩራ ጸሓይ ብቀጥታ ኣብ ዘይረክቦ ንቑጽ ኣካባቢ ክቕመጥ ይከኣል። ኣብ ፍሪጅ ምቕማጡ ኣየድልን 

ናይ ኣዕጽምቲ መደልደሊ ሓርጭ - 30 ቀረብ - ኣብ ዝሑልን፣ ጩራ ጸሓይ ብቀጥታ ኣብ ዘይረክቦ ንቑጽ ኣካባቢ ክቕመጥ ይከኣል። ኣብ ፍሪጅ ምቕማጡ ኣየድልን 

ኣልቲሜት ኦሜጋ 3፣ 6ን 9 - 90 ሶፍት ጄል ለቖታት - ኣብ ዝሑልን፣ ጩራ ጸሓይ ብቀጥታ ኣብ ዘይረክቦ ንቑጽ ኣካባቢ ክቕመጥ ይከኣል። ኣብ ፍሪጅ ምቕማጡ ኣየድልን 

ንመለጋግቦ ሓጋዚ ዝኾነ ለቖታ መድሃኒት-360 - ኣብ ዝሑል፡ ወይ ቀጥታዊ ናይ ጸሓይ ጩራ ዘይረኽቦ ንቑጽ ቦታ ኣቐምጦ። ፍርጅ ምጥቃም ኣየድልን። 

ሕቶ ኣለኩም?ንኪኢላ ሕተት
The cookie settings on this website are set to 'allow all cookies' to give you the very best experience. Please click Accept Cookies to continue to use the site.
ናይ ኣዕጽምትን መለጋግቦን መደልደሊ ጥምሮ (ሓርጭ\ሓርጭ)
You have successfully subscribed!