ደገፍ ጸረ ጽግዕተኛ (ባልዕ)

$82.95
ደገፍ ጸረ ጽግዕተኛ(ባልዕ)፡ ጥዑይ ናይ መዓናጡ ሃዋህው ንምትብባዕን ንምርግጋጽን፡ ነቶም ኣብ ስርሓት ኣካልትና ውረድ ደይብ ዝፈጥሩ ጽግዕተኛታት (ባልዕ) ይቃለሶም።
Size Guide
$82.95

ጽቡቕ ተኽሊ ደገፍ ጸረ ጽግዕተኛ (ባልዕ)፡ ደገፍ ኣብ ጸረ ጽግዕተኛ (ባልዕ) ዝገብሩ፡ ካብ ንጹሃት ዘይተቐየሩን ከምኡ`ውን ካብ ከሚካል ነጻ ዝኾኑ ተፈጥርኣውያን ኣትክልቲ ዝተሰርሐ እዩ። ባልዓት ብዝተፈላልየ ቕርጽን ዓቐንን ክመጹን፡ ገለ`ውን ኣብ ስርሓት ኣካላትና ውረድ ደይብ ክፈጥሩ ይኽእሉ እዮም። ጸረ ጽግዕተኛ (ባልዓት)፡ ጥዑይ ናይ መዓናጡ ሃዋህው ዘረጋግጹ እጀታዊ ሕውስዋስ ናይ ምኡዝ ተኽሊ፡ ህይወታዊ ወይ ካብ መሮር ዝተበልሓቱ ምኡዝ ኣትክልቲ ዝሓዘ እዩ።

ተወሰኽቲ ሓቕታት

እጀታዊ ሕውስዋስ ናይ ምኡዝ ተኽሊ(ዕንጽይቲ ቬርሙጥ፡ ፍረ ፓፓዮ፡ ፈረ ዱባ፡ ጸሊም ጁዝ፡ ጠጥዒ ቕንፍር)።

ኣብ መዓልቲ 2 ሚሊተር 2 ግዜ ውሰድ። ወይ ድማ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካ) ብዝእዝዞ መሰረት ክውሰድ ይግባእ። ኣብ ዉሑድ መጠን ዝተጻረየ ማይ ምሕዋሱ ይከኣል እዩ።

ኣብ ዝሑልን ቀጥታዊ ጩራ ጸሓይ ዘይረኽቦ ንቑጽን ኣካባቢ ክቕመጥ ይግባእ። ኣብ ፍርጅ ምቕማጡ ድማ ዘድሊ ኣይኮነን።

ሕቶ ኣለኩም?ንኪኢላ ሕተት
The cookie settings on this website are set to 'allow all cookies' to give you the very best experience. Please click Accept Cookies to continue to use the site.
ደገፍ ጸረ ጽግዕተኛ (ባልዕ)
You have successfully subscribed!