መዓልታዊ 90 ጥማሮ ፈሳሲ - ፈሳሲ/ሉስሉስ ለዝለዝታ (ጀል)

$116.95

ሓደ ካብቶም ሰፊሕ ሕብረ-ብዙሓት ቫይታሚናት ፈሳሲ ትሕዝቶ ዘለዎ ትሕዝቶና፡ ምስ ዝተገመተ ኦሜጋ ሕውስዋስ ናይ ኣልቲሜት መኣዛታት ዝድርዕ እዩ።

ልዕሊ 60 ካብ ኣትክልቲ ዝርከቡ ሚነራላት ዝሓዘለ፣ 16 ቫይታሚናት፣ 12 ኣሚኖ ኣሲዳት፣ 3 ኣገደስቲ ስብሓውያን ኣሲዳት ምስ ዝያዳ ግልኮሳሚን

ብልዑል መጠን ክምጸዉ ብዝኽእል ናይ መኣዛታት መልክዕ ዝተዳለወ ከምኡ ድማ ኣገደስቲ ካልኦት ረቛሒታት

ሃብታም ብጸረ-ኡክሰዳ (ቫይታሚን ኤ፣ሲ ከምኡ’ውን ኢ) ካብ ብነጻ ራዲካላት ዝመጽእ ዕንወት ዝከላኸል

ጸቕጢ፡ ስልካየ ከምኡ’ውን ሓፈሻዊ ቀጨውጨው ምባልን ንምቅላስ ዝሕግዝ።

Size Guide
$116.95

መዓልታዊ 90 ፓኬት ፈሳሲ ነቶም ብሰንኪ ኣብ’ዚ ምዕቡል እዋን ብዝተኣታተዉ ናይ ሕርሻ ኣገባባት ኣብ ብዙሓት መግብታትና ዘይንረኽቦም ዘለና ቫይታሚናት፡ ሚነራላት፡ ኣሚኖኣሲዳት ከምኡ’ውን ኣገደስቲ ስብሓውያን ኣሲዳት ንምትክኦም ዝተነደፈ እዩ። እዚ ብርቱዕ ቅማረ ሕውስዋስ፡ ልዕሊ 90 ኣገደስቲ ሚነራላት፣ ኣሚኖ ኣሲዳት ከምኡ’ድማ ኩሉ መግብታት፡ ተወሰኽቲ ካልሽዩም፡ ቫይታሚን ዲ3 ከምኡ’ውን ማንግኔጅዩም ንናይ ዓጽሚ ደገፍ፣ ምስ ሕውስዋስዘይቲ ኦሜጋ ተጻሚዱ፡ ብዘይካ’ዚ ዝተወሃሃደ መስተኻኸሊ ናይ ደም ግልኮስ መጠን ብጸረ ኡክሰዳ ሃብታም ኮይኑ፡ ብፍላይ ንኣካላትና ንዝኮነ ዓይነት ጸቕጥን፡ ንውጥረት ሂወት ኣብ 21 ክፍለ ዘመን ንክቃለስ ሓጋዚ ኢዩ።

እዚ ጥማሮ ዝሕዞ ፡

ብዝሐ-ቫይታሚናውን ሚነራላውን ፈሳሲ - 30 ቀረብ 

እዚ ፍርያት ብቪታሚናትን ማዕድናትን ሃብታም ዝኾነ ኢዩ። ነቶም ብሰነኪ ዘመናዊ ኣጋባብ ስርዓተ-ሕርሻ ፍሩታታን ኣሕምልትን እንዳጎደሉ ዝኸዱ ዘለዉ ትሕዝቶታት ቫይታሚናትን ማዕድናትን ክትከኦም ዝኽእል ‘ውን ኢዩ። ቅማረ ናይ’ዚ ፈሳሲ ልዕሊ 90 ኣገደስቲ፡ ቫይታሚናት፡ ኣሚኖ ኣሲዳትን ካልኦትን ዝተሰከመ እዩ። እዚ ከኒና ‘ዚ ብጸረ-ኦክሲዳ ሃብታም ኮይና ነቲ ኣብ 21 ክፍለ ዘመን ብልዑል ጸቕጢ ተዋጢሩ ዝርከብ ኣካላትካ ነቲ ዘለዎ ጭንቀት ኽብድህ ሓጋዚ ኢዩ።

  • ኣገዳሲ ሕውስዋስ ናይ ጨንገር (ፓይቶኒውትረንት)ን ካብ ተኽሊ ዝርከብ መቓውምቲን ዘለዎ ኮይኑ ብሉጽ ጸረ-ኦክሲዳ ውን ኣለዎ
  • ልዑል ትሕዝቶ ቫይታሚን ቢ ዘለዎ ኮይኑ፣ እዚ ድማ ኣብ ኣካላትና ልዑል ቀረብ ናይ ጸዓት ንኽህሉ ብንድራኽ ድኻምን ቀጨውጨውን ዘጉድል ኢዩ
  • ቫይታሚን ቢ1, ቢ2, ቢ6ን ቢ12 ውን ዘለዎ ኮይኑ፣ እዚ ድማ ድኻምን ረሸሽታን የጉድል
  • ቫይታሚን ሲ፣ ስርዓተ-ምክልኻል ሕማማት ኣካላትካ ብግቡእ ንኽሰርሕ ዝሕግዝ ኢዩ
  • ልዑል ትሕዝቶ መተሓውስቲ ንኣብነት ውጺኢት ባክተርያዊ ምውህሃድ ዝኾነ ትሕዝቶ፣ መቓውምቲ ብቐሊሉ ንኽምጸዩ ዝድርኽ ባእታ
  • ኣገደስቲ ጸረ-ኦክሲዳ ማለት ቫይታሚን ኤ፣ ሲን ኢን ‘ውን ኣካል ትሕዝተኡ ኮይኖም ንኣካላትና ካብ ፍሪ ራዲካልስ ይከላኸልሉ። ፍሪ ራዲካላት ዘይቀወምቲ ሞሎኲላት ኮይኖም፡ ዋህዮታት ኣካላትና ከዕንዉ ዝኽእሉ ከምኡ’ውን ምስ ገለ ሕማማትን ቕድሚ ግቡእ ዕድመ ዝረአ ዕቤት ዘቃልዑ እዮም።
  • ፎሊክ ኣሲድ ድማ ቀያሕቲ ዋህዮታት ደም ብግቡእ ንጥፈታቶም ንኸካይዱ ዝሕግዝ ትሕዝቶ ኢዩ

ነጻ ካብ፡ ጉለቲን (ትርፍራፍ ፕሮቲን) ፣ ውጺኢት ጸባ፣ ስርናይ፣ ሶያ (ናይ ቻይናውያን ፋጂሊ) ፣ መባኹዕቲ፣  መመቀርን 

ኣልቲሜት ኦሜጋ 3፣ 6ን 9 - 90 ሶፍት ጄል ለቖታት

ናይ ኦሜጋ 3 -6-9 ለቖታት ብጥንቓቐ ዝተቐመረ ሕውስዋስ ናይ ዓሳ፡ፈረ እንጣጢዕን ዘይቲ ቦራጂነን እዩ። ኣካላትና ነዞም ኣገደስቲ ስብሓውያን ኣሲዳት ከዳልዎ ስለዘይኽእል፡ ብመንገዲ ኣመጋግባና ክንረኽቦም ይግባና፡ ወይ ድማ ኣበርክተኦም ኣብ ፊዘለጂካዊ ንጥፈታት ኣካላትና ወሳኒ’ዩ።

ኦሜጋ 3 ካብ EPA (ኤኮሳፐንታኖይክ አሲድ) ን DHA (ዶኮሳሄክሳኖይክ አሲድ) ዝተሰርሐ እዩ።  ኣብ ምጉዳል ኣካላዊ ነድርን ኩነተ-ኣእምሮ ክብ ኣብ ምባልን ልዑል ተራ ይጻወት። ካብቶም ምንጪ ዘይቲ ዓሳ ምዃኖም ዝፍለጥ ሳርዲን፡ ማክረልን ሳልሞንን ዝተባህሉ ዓሳታት ድማ ክርከብ ይከኣል። ብተወሳኺ፣ ዓሳ ናብ EPAን DHAን ዝልውጥ ALA (አልፋ-ሊኖልኒክ አሲድ) ዝተባህለ ተፈጥሮኣዊ ትሕዝቶ ዘለዎ ‘ውን ኢዩ። ነዚ መስርሕ ድማ ኣካልትና ኣብ ናይ ደቃይቅ እዋን ክፍጽሞ ይኽእል።

ኦሜጋ 6 ድማ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓይነት ዘይቲ፡ ኣዝርእትን ካዕካዕን ዝርከብ ኮይኑ ብ “ሊኖልኒክ አሲድ” ን “ጋማ-ሊኖልኒክ አሲድ” ዝተባህሉ ኣሲዳት ዝተሰርሐ ድማ ኢዩ።

ኦሜጋ 9 ኣብ ብዙሕ መግብታት ማለት ኣዝርእትን ፍረታትን፡ ካዕካዕ፣ ኣሕምልትን ናይ ናይ ዘይቲ ኣዝርእትን ይርከብ።

ኦሜጋ 3-6-9 ብጥንቃቐ ፡ ኣብ መንጎ እቶም ስብሓውያን ኣሲዳት ዝርከብ ተመቃራሕነት ብልክዕ ዝተቀመረ እዩ። ፍርያትና ዝለዓለ ሬሾ ናይ ኦሜጋ 3 ማለት ናይ ዓሳን እንጣጢዕን፡ ኦሜጋ 6’ ካብ ቦጂነን ዘይቲ እንጣጢዕን፡ ከምኡ’ውን ኦሜጋ 9 ብመልክዕ ኦሊክ አሲድ ካብ ዘይቲ እንጣጢዕን የዋድድ። ናይ ደንካልያ ኦሜጋ 3-6-9 ኣልቲሜት ኦሜጋ፡ ዘይንጽህና ንምውጋድ ብኣየራዊ ናይትሮጅን ዝተዓሸገ እዩ።

ነጻ ካብ፡ ጉለቲን (ትርፍራፍ ፕሮቲን) ፣ ውጺኢት ጸባ፣ ስርናይ፣ ሶያ (ናይ ቻይናውያን ፋጂሊ) ፣ መባኹዕቲ፣ ሰብ-ሰርሖ መዓቀቢን መመቀርን 

ብዝሐ-ቫይታሚናውን ሚነራላውን ፈሳሲ - 30 ቀረብንመዓልቲ 31ሚሊተር (2 ማንካ ጣውላ)፡ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካ) ብዝእዝዞ መሰረት ምውሳድ።

ኣልቲሜት ኦሜጋ 3፣ 6ን 9 - 90 ሶፍት ጄል ለቖታት - ንመዓልቲ ምስ መግቢ ወይ ድማ ድሕሪ መግቢ 3 ለቖታታት፡ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካ) ብዝእዝዞ መሰረት ምውሳድ።

ብዝሐ-ቫይታሚናውን ሚነራላውን ፈሳሲ - 30 ቀረብ - ኣብ ዝሑልን ንቑጽን ኣካባቢ ዝኽዘን ኮይኑ፣ ብርሃን ጸሓይ ኣይድልዮን። ኣዝዩ ንጹህ ስለዝኾነ ምስ ግዜ ኣብ ፍርጅ እንከሎ ክረግእ ዝክእል ኢዩ። ስለዚ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ናይ ተጠቃምነት ግዜ ክሕቆን የድሊ። ኣብ ፍርጅ ድማ ንጋድም ክቕመጥ የድሊ።

ኣልቲሜት ኦሜጋ 3፣ 6ን 9 - 90 ሶፍት ጄል ለቖታት - ኣብ ዝሑልን፣ ጩራ ጸሓይ ብቀጥታ ኣብ ዘይረክቦ ንቑጽ ኣካባቢ ክቕመጥ ይከኣል። ኣብ ፍሪጅ ምቕማጡ ኣየድልን።

ሕቶ ኣለኩም?ንኪኢላ ሕተት
The cookie settings on this website are set to 'allow all cookies' to give you the very best experience. Please click Accept Cookies to continue to use the site.
መዓልታዊ 90 ጥማሮ ፈሳሲ - ፈሳሲ/ሉስሉስ ለዝለዝታ (ጀል)
You have successfully subscribed!