ደንካልያ ናይ ወልፊ ኩነት ጥማሮ (ከኒና/ፈሳሲ)

$670.95
እዚ ኣጠቓላሊ ጥማሮ ምስ ምብኣስ ወልፊ ኣብ ከም ኣልኮል፡ ምስ ናይ ምሕቃቕ መግቢ ጸገማት፡ ኣፋውስ፡ግተት መግብታት ኣብ ዝተሓሓዝ ጸገማት ንምፍታሕ ዝተነድፈ እዩ። ምስ ንናይ ምሕቃቕ መግብታት መደባት ተታሒሒዙ፡ እዚ ፍርያት ብፍላይ ዝተነድፈሉ ዕላማ፡ ንኣካላትና ካብ ዘይተደልየ ወልፍታት፡ ደገፍ ናይ መኣዛታት ብምሃብ ንምንጋፉ እዩ።
Size Guide
$670.95

ደንካልያ ናይ ወልፊ ኩነት ጥማሮ ነቶም ብሰንኪ ኣብ’ዚ ምዕቡል እዋን ብዝተኣታተዉ ናይ ሕርሻ ኣገባባት ኣብ ብዙሓት መግብታትና ዘይንረኽቦም ዘለና ቫይታሚናት፡ ሚነራላት፡ ኣሚኖኣሲዳት ከምኡ’ውን ኣገደስቲ ስብሓውያን ኣሲዳት ንምትክኦም ዝተነደፈ እዩ። እዚ ትሕዝቶ ክዉን ሕውስዋስ ናይ ኣገደስቲ ማእዛታትን ምስ ንወልፊ ንምምካት ዘኽእል ትሕዝቶታት ዘካተተ ኢዩ።

እዚ ኣጠቓላሊ ፓኬት፡ ምስ ናይ ምሕቃቕ መግቢ ጸገማት፡ ምብኣስ ወልፊ ኣብ ከም ኣልኮል፡ ኣፋውስ፡ግተት መግብታት ብዝተሓሓዝ ዝፈትሖ እዩ። ምስ ንናይ ምሕቃቕ መግብታት መደባት ተታሒሒዙ፡ እዚ ፍርያት ብፍላይ ዝተነድፈሉ ዕላማ፡ ንኣካላትና ካብ ዘይተደልየ ወልፍታት፡ ደገፍ ናይ መኣዛታት ብምሃብ ንምንጋፉ እዩ።

ንዝያዳ ሓበሬታ ፍርያትና በብሓደ ርአ

ሕብረ-ቪታሚናዊን ሚነራላውን ከኒና - 120 ከኒናታት - ከኒና ንመዓልቲ ቀቅድሚ መግቢ፡ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካብዝእዝዞ መሰረት ምውሳድ 

ናይ ዓጽሚ መደልደሊ ፈሳሲ - መዓልታዊ 31 ሚሊተር (2 ማንካ ጣውላ)፡ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካብዝእዝዞ መሰረት ውሰድ 

ኣልቲሜት ኦሜጋ 3፣ 6ን 9 - 90 ሶፍት ጄል ለቖታት - ንመዓልቲ ምስ መግቢ ወይ ድማ ድሕሪ መግቢ 3 ለቖታታት፡ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካብዝእዝዞ መሰረት ምውሳድ 

ሰለንዩም ፕላስ - 90 ለቖታ - ኣብ መዓልቲ 3 ለቖታታት (መዓልታዊ) ቅድሚ መግቢ እንተኾነ ዝይዳ ተመራጺ’ዩ። እዚ ድማ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካ) ብዝእዝዞ መሰረት ምውሳድ። 

ደገፍ ፍሎራ - 90 ለቖታት - መዓልታዊ 3 ለቖታታት ምውሳድ ምስ መግቢ እንተኮነ ተመራጺ እዩ። ወይ’ውን ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካብዝእዝዞ መሰረት ክውሰድ ይግባእ 

ኣልቲሜት ዲ - ስትረስ - ለቖታታት ቕድሚ መግቢ፡ ወይ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካብዝእዝዞ መሰረት ክውሰድ ይግባእ 

ኤች.ጂ.ኤችዮዝ ኮምፕሌክስ - 180 ለቖታታት - መዓልታዊ ኣብ እዋን ድቃስ 6 ለቖታታት ምውሳድ። ድማ ኪኢላ ስነ-መግቢ (ሓኪምካ) ብዝእዝዞ መሰረት ክውሰድ ይግባእ። 

ኣልቲሜት ኢንዛይም 120 ለቖታታት - 2-3 ለቖታታት ቕድሚ ግቡእ መግቢ (ላርጅ ሚል)፡ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካብዝእዝዞ መሰረት ክውሰድ ይግባእ። 

ለይትለይቲ ኣገዳሲ ዝኾነ -ለቖታ መድሃኒት - 62 ለቖታታት - ለቖታታት ቕድሚ መግቢ፡ ወይ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካብዝእዝዞ መሰረት ክውሰድ ይግባእ 

ቫይታሚን ዲ3 10,000 IU (250µg) ለቖታት - ለቖታታት ቅድሚ መግቢ ወይ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካብዝእዝዞ መሰረት ክውሰድ ይግባእ 

ሕብረ-ቪታሚናዊን ሚነራላውን ከኒና - 120 ከኒናታት - ኣብ ዝሑልን፣ ጩራ ጸሓይ ብቀጥታ ኣብ ዘይረክቦ ንቑጽ ኣካባቢ ክቕመጥ ይከኣል። ኣብ ፍሪጅ ምቕማጡ ኣየድልን 

ናይ ዓጽሚ መደልደሊ ፈሳሲ - ኣብ ዝሑልን ቀጥታዊ ጩራ ጸሓይ ዘይረኽቦ ቦታ ዓቕቦ። ኣዝዩ ንጹህ ስለዝኾነ ምስ ግዜ ኣብ ፍርጅ እንከሎ ክረግእ ዝኽእል ኢዩ። ስለዚ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ናይ ተጠቃምነት ግዜ ክሕቆን የድሊ። ኣብ ፍሪጅ ኣብ ዝቕመጠሉ እዋን ንጋድም ክኸወን ይግባእ 

ኣልቲሜት ኦሜጋ 3፣ 6ን 9 - 90 ሶፍት ጄል ለቖታት - ኣብ ዝሑልን፣ ጩራ ጸሓይ ብቀጥታ ኣብ ዘይረክቦ ንቑጽ ኣካባቢ ክቕመጥ ይከኣል። ኣብ ፍሪጅ ምቕማጡ ኣየድልን  

ሰለንዩም ፕላስ - 90 ለቖታ - ኣብ ዝሑልን፣ ጩራ ጸሓይ ብቀጥታ ኣብ ዘይረክቦ ንቑጽ ኣካባቢ ክቕመጥ ይከኣል። ኣብ ፍሪጅ ምቕማጡ ኣየድልን 

ደገፍ ፍሎራ - 90 ለቖታት - ኣብ ዝሑልን፣ ጩራ ጸሓይ ብቀጥታ ኣብ ዘይረክቦ ንቑጽ ኣካባቢ ክቕመጥ ይከኣል። ኣብ ፍሪጅ ምቕማጡ ኣየድልን 

ኣልቲሜት ዲ - ስትረስ - ኣብ ዝሑል ቦታ ወይ ውን ጩራ ጸሓይ ብቐጥታ ኣብዘይረኽቦ ድሩቕ ቦታ። ፍርጅ ምጥቃም ኣየድልን። 

ኤች.ጂ.ኤችዮዝ ኮምፕሌክስ - 180 ለቖታታት - ኣብ ዝሑል፡ ወይ ቀጥታዊ ናይ ጸሓይ ጩራ ዘይረኽቦ ንቑጽ ቦታ ኣቐምጦ። ፍርጅ ምጥቃም ኣየድልን 

ኣልቲሜት ኢንዛይም 120 ለቖታታት - ኣብ ዝሑልን፣ ጩራ ጸሓይ ብቀጥታ ኣብ ዘይረክቦ ንቑጽ ኣካባቢ ክቕመጥ ይከኣል። ኣብ ፍሪጅ ምቕማጡ ኣየድልን 

ለይትለይቲ ኣገዳሲ ዝኾነ -ለቖታ መድሃኒት - 62 ለቖታታት - ኣብ ዝሑል፡ ወይ ቀጥታዊ ናይ ጸሓይ ጩራ ዘይረኽቦ ንቑጽ ቦታ ኣቐምጦ። ፍርጅ ምጥቃም ኣየድልን 

 ቫይታሚን ዲ3 10,000 IU (250µg) ለቖታት - ኣብ ዝሑል፡ ወይ ቀጥታዊ ናይ ጸሓይ ጩራ ዘይረኽቦ ንቑጽ ቦታ ኣቐምጦ። ፍርጅ ምጥቃም ኣየድልን 

ሕቶ ኣለኩም?ንኪኢላ ሕተት
The cookie settings on this website are set to 'allow all cookies' to give you the very best experience. Please click Accept Cookies to continue to use the site.
ደንካልያ ናይ ወልፊ ኩነት ጥማሮ (ከኒና/ፈሳሲ)
You have successfully subscribed!