ደንካልያ ኣልቲሜት ናይ ምሕቃቕ መግቢ ጥማሮ (ፈሳሲ/ፈሳሲ)

$388.95
እዚ ጥማሮ’ዚ ሕውስዋስ ናይ ሓያል ብዝሐ ቫይታሚን ሚነራላት ፈሳሲ፡ ሕውስዋስ ዘይቲ ኦሜጋ፡ ደገፍ ናይ ዓጽሚ ፈሳሲ፡ ሓገዝ ናይ ፍሎራ፡ ኣልቲሜት ኢንዛይምን ለይቲ ኣገዳሲ ዝኮነ ፍረ-ነገርን’ዩ። እዚ ድማ ብተወሳኺ፡ ንስርዓተ ምክልኻል ሕማማት ኣካላትና ካብ ኦክሲዳዊ ጸቕጢ ዘገላግሉ ልዕሊ 90 ኣገደስቲ ቫይታሚናት፡ ሚነራላት፡ ኣሚኖ ኣሲዳት፡ ኣገደስቲ ስብሓውያን ኣሲዳት ከምኡ’ውን ካልሽዩም፡ ቫይታሚን ዲ3፡ማግኔጅዩምን ተወሳኺ ሰለንዩምን ኣለዎ።
Size Guide
$388.95
Add to Wish List

ንስርዓተ ምሕቃቕ መግብን ብመንገዲ ኣልቲሜት ብዝሐ መኣዛታት ዝድርዕ ሚሳልያዊ ምርጫ ዘመናዊ ሂወት’ዩ። ንምሉእ ጥዕና ኣገደስቲ ዝኾኑ ቫይታሚናት፡ሚነራላት፡ ኣሚኖ ኣሲዳትን ኣገደስቲ ስብሓውያን ኣሲዳትን ብሰንኪ ኣብዚ ዘሎ ንልዑል ተጠቃምነት ላዕለዋይ ሽፋን ሓመድ ዘተኣብዕ ኣጋባብ ሕርሻ እናኣንቖልቖለ’ዩ ዝመጽእ ዘሎ። እዚ ጥቕላል ትሕስቶ’ዚ ሓያል ሕውስዋስ ብዝሐ ቫይታሚን ሚነራል ፈሳሲ፡ ሕውስዋስ ዘይቲ ኦሜጋ፡ ደገፍ ኣዕጽምቲ ፈሳሲ፡ ደገፍ ፍሎራ፡ ኣልቲሜት ኢንዛይምን ኣብ ግዜ ለይቲ ኣገዳሲ ዝኾነ ነገርን ዝሓዘ’ዩ። ብተወሳኺ ልዕሊ 90 ኣገደስቲ ቫይታሚናት፡ ሚነራላት፡ ኣሚኖኣሲዳት፡ ኣገደስቲ ስብሓውያን ኣሲዳት ብተወሳኺ’ውን ካልሽዩም፡ ቫይታሚን ዲ3፡ ማግኔጅዩምን ሰለንዩምን ንስርዓተ ምክልኻል ሕማማት ኣካላትና ካብ ኦክሱዳዊ ጸቕጢ ንምክልኻል ዝሓዘለ’ዩ። ደንካልያ ኣልቲሜት ናይ ምሕቃቕ መግቢ ጥማሮ (ፈሳሲ/ፈሳሲ)፡ ብ115 ፍሩታታትን ኣሕምልትን ዝተወሰኾ ጸረ-ኡክሰዳ ኣዝዩ ሃብታም እዩ።  እዚ ድማ ንኣካላትናን ከም ጸቅጥን ካልእ ኣብዚ ግዜ’ዚ ብሰንኪ ምዕቡል እዋን ዝኽሰት ጉድኣት ንምግልጋል ዝተቀመረ’ዩ።

ንዝያዳ ሓበሬታ ፍርያትና በብሓደ ርአ

ብዝሐ-ቫይታሚናውን ሚነራላውን ፈሳሲ - 30 ቀረብ  - ንመዓልቲ 31ሚሊተር (2 ማንካ ጣውላ)፡ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካ) ብዝእዝዞ መሰረት ምውሳድ። 

ናይ ዓጽሚ መደልደሊ ፈሳሲ - መዓልታዊ 31 ሚሊተር (2 ማንካ ጣውላ)፡ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካብዝእዝዞ መሰረት ውሰድ 

ኣልቲሜት ኦሜጋ 3፣ 6ን 9 - 90 ሶፍት ጄል ለቖታት - ንመዓልቲ ምስ መግቢ ወይ ድማ ድሕሪ መግቢ 3 ለቖታታት፡ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካብዝእዝዞ መሰረት ምውሳድ 

ደገፍ ፍሎራ - 90 ለቖታት - መዓልታዊ 3 ለቖታታት ምውሳድ ምስ መግቢ እንተኮነ ተመራጺ እዩ። ወይ’ውን ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካብዝእዝዞ መሰረት ክውሰድ ይግባእ 

ኣልቲሜት ኢንዛይም 120 ለቖታታት - 2-3 ለቖታታት ቕድሚ ግቡእ መግቢ (ላርጅ ሚል)፡ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካብዝእዝዞ መሰረት ክውሰድ ይግባእ 

ለይትለይቲ ኣገዳሲ ዝኾነ -ለቖታ መድሃኒት - 62 ለቖታታት - ለቖታታት ቕድሚ መግቢ፡ ወይ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካብዝእዝዞ መሰረት ክውሰድ ይግባእ 

ብዝሐ-ቫይታሚናውን ሚነራላውን ፈሳሲ - 30 ቀረብ - ኣብ ዝሑልን ንቑጽን ኣካባቢ ዝኽዘን ኮይኑ፣ ብርሃን ጸሓይ ኣይድልዮን። ኣዝዩ ንጹህ ስለዝኾነ ምስ ግዜ ኣብ ፍርጅ እንከሎ ክረግእ ዝክእል ኢዩ። ስለዚ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ናይ ተጠቃምነት ግዜክሕቆን የድሊ። ኣብ ፍርጅ ድማ ንጋድም ክቕመጥ የድሊ 

ናይ ዓጽሚ መደልደሊ ፈሳሲ - ኣብ ዝሑልን ቀጥታዊ ጩራ ጸሓይ ዘይረኽቦ ቦታ ዓቕቦ። ኣዝዩ ንጹህ ስለዝኾነ ምስ ግዜ ኣብ ፍርጅ እንከሎ ክረግእ ዝኽእል ኢዩ። ስለዚ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ናይ ተጠቃምነት ግዜ ክሕቆን የድሊ። ኣብ ፍሪጅ ኣብ ዝቕመጠሉ እዋን ንጋድም ክኸወን ይግባእ 

ኣልቲሜት ኦሜጋ 3፣ 6ን 9 - 90 ሶፍት ጄል ለቖታት - ኣብ ዝሑልን፣ ጩራ ጸሓይ ብቀጥታ ኣብ ዘይረክቦ ንቑጽ ኣካባቢ ክቕመጥ ይከኣል። ኣብ ፍሪጅ ምቕማጡ ኣየድልን። 

ደገፍ ፍሎራ - 90 ለቖታት - ኣብ ዝሑልን፣ ጩራ ጸሓይ ብቀጥታ ኣብ ዘይረክቦ ንቑጽ ኣካባቢ ክቕመጥ ይከኣል። ኣብ ፍሪጅ ምቕማጡ ኣየድልን 

ኣልቲሜት ኢንዛይም 120 ለቖታታት - ኣብ ዝሑልን፣ ጩራ ጸሓይ ብቀጥታ ኣብ ዘይረክቦ ንቑጽ ኣካባቢ ክቕመጥ ይከኣል። ኣብ ፍሪጅ ምቕማጡ ኣየድልን 

ለይትለይቲ ኣገዳሲ ዝኾነ -ለቖታ መድሃኒት - 62 ለቖታታት - ኣብ ዝሑል፡ ወይ ቀጥታዊ ናይ ጸሓይ ጩራ ዘይረኽቦ ንቑጽ ቦታ ኣቐምጦ። ፍርጅ ምጥቃም ኣየድልን 

ሕቶ ኣለኩም?ንኪኢላ ሕተት
The cookie settings on this website are set to 'allow all cookies' to give you the very best experience. Please click Accept Cookies to continue to use the site.
ደንካልያ ኣልቲሜት ናይ ምሕቃቕ መግቢ ጥማሮ (ፈሳሲ/ፈሳሲ)
You have successfully subscribed!