ናይ ምሕቃቕ መግቢ መመሓየሺ ጥማሮ (ሓርጭ/ሓርጭ)

$306.95

ሓያል ሕውስዋስ ብዝሐ-ቫይታሚናዊ ናይ ሜነራል ሓርጭ ፣ ደገፍ ናይ ኣዕጽምቲ ሓርጭ ከምኡ’ውን ኦሜጋ 3-6-9ን ናይ ደም ግልኮስ መስተኻኸሊ፡ ጎኒ ጎኒ እዚ’ውን ናይ ኣትክልቲ ለዘዝታት (ኢንዛይማት)ን ንስርዓተ ምሕቃቕ መግቢ ዝሕግዝ ደገፍ ናይ ፍሎራ ዘለዎ።

ልዕሊ 60 ካብ ኣትክልቲ ዝርከቡ ሚነራላት ዝሓዘለ፣ 16 ቫይታሚናት፣ 12 ኣሚኖ ኣሲዳት፣ 3 ኣገደስቲ ስብሓውያን ኣሲዳት ምስ ዝያዳ ግልኮሳሚን 

ብልዑል መጠን ክምጸዉ ብዝኽእል ናይ መኣዛታት መልክዕ ዝተዳለወ ከምኡ ድማ ኣገደስቲ ካልኦት ረቛሒታት 

ሃብታም ብጸረ-ኡክሰዳ (ቫይታሚን ኤ፣ሲ ከምኡ’ውን ኢ) ካብ ብነጻ ራዲካላት (ሱር-ነቀላውያን ባእታታት) ዝመጽእ ዕንወት ዝከላኸል 

Size Guide
$306.95

ሚሳልያዊ ምርጫ ናይ ዝዓበየ ብዝሐ መኣዛታት ንምድራዕን ንምሕቃቕ መግቢ ንምሕጋዝን’ዩ። ነቶም ብሰንኪ ኣብ’ዚ ምዕቡል እዋን ብዝተኣታተዉ ናይ ሕርሻ ኣገባባት ኣብ ብዙሓት መግብታትና ዘይንረኽቦም ዘለና ቫይታሚናት፡ ሚነራላት፡ ኣሚኖኣሲዳት ከምኡ’ውን ኣገደስቲ ስብሓውያን ኣሲዳት ንምትክኦም ዝተነደፈ እዩ። እዚ ብርቱዕ ቅማረ ሕውስዋስ፡ ውዱእ ብዝሐ-ቫይታሚናዊ ናይሚነራል፡ ፐርሚዩም ሕውስዋስ ዘይቲ ኦሜጋን ደገፍ ናይ ዓጽሚ ፈሳስን። ልዕሊ 90 ቫይታሚናት፡ ሚነራላት፡ ኣሚኖ ኣሲዳትን ኣገደስቲ ስብሓውያን ኣሲዳት ብተወሳኺ’ውን ዝያዳ ካልሽዩም፡ ቫይታሚን ዲ3ን ማግኔጅዩምንን ንደገፍ ኣዕጽምቲ ዘለዎ። ደንከልያ ናይ ምሕቃቕ መግቢ መምሓየሺ ጥማሮ (ፈሳሲ/ሓርጭ) ብፍላይ ኣካላትና ካብ ጸቕጢ’ዚ ዘመናዊ ሂወትን፡ መጉዳእቲ ናይ ምሕቃቕ መግቢ ዘገላግል ብጸረ-ኡክሰዳ ሃብታም እዩ።

ንዝያዳ ሓበሬታ ፍርያትና በብሓደ ርአ

ብዝሐ-ቫይታሚናዊን ሚነራላውን ሓርጭ - 30 ቀረብ - መዓልታዊ 2 መግሓጢ ኣብ 500 ሚሊሊተር ምስ ማይ ወይ ድማ ጽሟቕ ብምብጽባጽ ምስ መግቢ ወይ ድማ ድሕሪ መግቢ ውሰድ። ወይ ድማ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካብዝእዝዞ መሰረት ክውሰድ ይከኣል 

ናይ ኣዕጽምቲ መደልደሊ ሓርጭ - 30 ቀረብ - መግሓጢ ናብ 250 ሚሊተር ማይ ወይ ድማ ጽሟቕ ብምሕዋስ ምስ መግቢ ወይ ድማ ድሕሪ መግቢ፡ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካብዝእዝዞ መሰረት ክትወስድ ይግባእ  

ኣልቲሜት ኦሜጋ 3፣ 6ን 9 - 90 ሶፍት ጄል ለቖታት - ንመዓልቲ ምስ መግቢ ወይ ድማ ድሕሪ መግቢ 3 ለቖታታት፡ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካብዝእዝዞ መሰረት ምውሳድ 

ደገፍ ፍሎራ - 90 ለቖታት - መዓልታዊ 3 ለቖታታት ምውሳድ ምስ መግቢ እንተኮነ ተመራጺ እዩ። ወይ’ውን ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካብዝእዝዞ መሰረት ክውሰድ ይግባእ 

ናይ ኣትክልቲ ኢንዛይም - 90 ለቖታ - 2-3 ለቖታታት ቕድሚ ግቡእ መግቢ (ላርጅ ሚል)፡ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካብዝእዝዞ መሰረት ክውሰድ ይግባእ 

ብዝሐ-ቫይታሚናዊን ሚነራላውን ሓርጭ - 30 ቀረብ - ኣብ ዝሑልን፣ ጩራ ጸሓይ ብቀጥታ ኣብ ዘይረክቦ ንቑጽ ኣካባቢ ክቕመጥ ይከኣል። ኣብ ፍሪጅ ምቕማጡ ኣየድልን 

ናይ ኣዕጽምቲ መደልደሊ ሓርጭ - 30 ቀረብ - ኣብ ዝሑልን፣ ጩራ ጸሓይ ብቀጥታ ኣብ ዘይረክቦ ንቑጽ ኣካባቢ ክቕመጥ ይከኣል። ኣብ ፍሪጅ ምቕማጡ ኣየድልን 

ኣልቲሜት ኦሜጋ 3፣ 6ን 9 - 90 ሶፍት ጄል ለቖታት - ኣብ ዝሑልን፣ ጩራ ጸሓይ ብቀጥታ ኣብ ዘይረክቦ ንቑጽ ኣካባቢ ክቕመጥ ይከኣል። ኣብ ፍሪጅ ምቕማጡ ኣየድልን  

ደገፍ ፍሎራ - 90 ለቖታት - ኣብ ዝሑልን፣ ጩራ ጸሓይ ብቀጥታ ኣብ ዘይረክቦ ንቑጽ ኣካባቢ ክቕመጥ ይከኣል። ኣብ ፍሪጅ ምቕማጡ ኣየድልን 

ናይ ኣትክልቲ ኢንዛይም - 90 ለቖታ - ኣብ ዝሑልን፣ ጩራ ጸሓይ ብቀጥታ ኣብ ዘይረክቦ ንቑጽ ኣካባቢ ክቕመጥ ይከኣል። ኣብ ፍሪጅ ምቕማጡ ኣየድልን

ሕቶ ኣለኩም?ንኪኢላ ሕተት
The cookie settings on this website are set to 'allow all cookies' to give you the very best experience. Please click Accept Cookies to continue to use the site.
ናይ ምሕቃቕ መግቢ መመሓየሺ ጥማሮ (ሓርጭ/ሓርጭ)
You have successfully subscribed!