ደገፍ ሂፖታላሙስ

$82.95
ደገፍ ሂፖታላሙስስ፡ እጀታዊ ሕውስዋስ ናይ ምኡዝ ተኽሊ፡ ህይወታዊ ወይ ካብ መሮር ዝተበልሓቱ ምኡዝ ኣትክልቲ ዝሓዘ ኮይኑ፡ እዚ ድማ ኣብ ጥዕና ሂፖታላሙስ ፒትዊታዊ ከምኡ`ውን ጽቕታት ኣድረናልን፡ ብተወሳኺ ኣብ ስርዓተ ውሽጠ-ኣንዛዒ (ኢንዶክራይን ሲስተም)ን ጽቃዊ ደገፍ የቕርቡ።
Size Guide
$82.95

ጽቡቕ ተኽሊ ደገፍ ሂፖታላሙስ፡ ኣብ ጥዕና ሂፖታላሙስ ደገፍ ዝገብሩ ካብ ንጹሃት፡ ዘይተቐየሩን ከምኡ`ውን ካብ ከሚካል ነጻ ዝኾኑ ተፈጥርኣውያን ኣትክልቲ ዝተሰርሐ እዩ። ሂፖታላሙስ ንመጠነ ሰፊሕ ስርሓት ኣብ ኣካልትና ሓላፍነት ዝሽከም እዩ። ደገፍ ሂፖታላሙስ፡ እጀታዊ ሕውስዋስ ናይ ምኡዝ ተኽሊ፡ ህይወታዊ ወይ ካብ መሮር ዝተበልሓቱ ምኡዝ ኣትክልቲ ዝሓዘ ኮይኑ፡ እዚ ድማ ጥዕና ሂፖታላሙስ፡ ፒትዊታውን ጽቕታት ኣድረናልን፡ ብተወሳኺ ንስርዓተ ውሽጠ-ኣንዛዒ  (ኢንዶክራይን ሲስተም) ክምግብ ከሎ፡ ጽቓዊ ደገፍ የቕርብ። ቀመር፡ ኣሽዋጋንዳ፡ ኤሉትሮ፡ ፉሩታ ሚርቲሎ፡ ረውዲዮላ፡ ፍረ ስኪትሳንድራ።

ተወሰኽቲ ሓቕታት

እጀታዊ ሕውስዋስ ናይ ምኡዝ ተኽሊ (ሱር ኣሽዋጋንዳ፡ ሱር ኤሉትሮ፡ ሱር ሚርቲሎ፡ ሱር ረውዲዮላ፡ ፍሩታ ስኪትሳንድራ) ዝተጻረየ ማይን ኢታኖልን።

ኣብ መዓልቲ 2 ሚሊተር 2 ግዜ ውሰድ። ወይ ድማ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካ) ብዝእዝዞ መሰረት ክውሰድ ይግባእ። ኣብ ዉሑድ መጠን ዝተጻረየ ማይ ምሕዋሱ ይከኣል እዩ።

ኣብ ዝሑልን ቀጥታዊ ጩራ ጸሓይ ዘይረኽቦ ንቑጽን ኣካባቢ ክቕመጥ ይግባእ። ኣብ ፍርጅ ምቕማጡ ድማ ዘድሊ ኣይኮነን።

ሕቶ ኣለኩም?ንኪኢላ ሕተት
The cookie settings on this website are set to 'allow all cookies' to give you the very best experience. Please click Accept Cookies to continue to use the site.
ደገፍ ሂፖታላሙስ
You have successfully subscribed!