ኢምፖርታልዩም - 120 ድርብ ንጻፍ ከኒና

$122.95
ኢምፖርታልዩም ኣብ’ታ ሓጋዚት ድርብ ንጻፍ ከኒና፡ ውጽኢታዊ መኣዛ ጸረ-ዕብየት እትዓምም’ያ። ንተለሞርስ ብጥዕና ብምሓዝ፡ንዕምሪ ሂወት ወሃዮታትና ብምንዋሕ፡ብዝሓሸ ሂወት ንነዊሕ ክነብርን ይሕግዘና።
Size Guide
$122.95

ንመን ይግብኦ፡ ብተፈጥራኣዊ መንገዲ ጥዕናኡ ከደንፍዕን ነዊሕ ዕምርን ንዝደሊ።

እንታይ የሰላስል፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወሃዮ ንዘሎ ባዮሎጂካዊ ሰዓት ንተለሞርስ ይደግፍ።

እዚ ፍርያት ፍሉዩነቱ እንታይ እዩ?

ብፍሉይ ዋንነት ዝተቀመረ ሕውስዋስ ደገፍ ናይ ተሎሞር፡ ብንኣሽቱ ጥራሕ ዝውከፍ ጥዕና ዝህብ፡ ናይ ጸረ ዕቤት ሕቀት’ዩ።

ቀንዲ መቃምምቲ/ረብሓታት

ጥዕና ዝህብ ኣብ መስርሕ ዕቤት ዝድግፍ ሕውስዋስ ኤል-ግሉታማይን፡ ካታሌይስ ከምኡ’ውን ግሉታትዮንንጸረ ዕቤት ዘተባብዕ። 1 2 3

1(ኤል-ግሉታማይን፡ቤተ-ንባብ መድሃኒታት ሕቡራት መንግስታት ፡ ሃገራዊ ኢንስቲትዩት ጥዕና፡ 2016)

2 ( ካታሌይስ) ዓለማዊ ማእከል ፍወሳ፡ 2017

3(ግሉታትዮን) ቤተ-ንባብ መድሃኒታት ሕቡራት መንግስታት፡ ሃገራዊ ኢንስቲትዩት ጥዕና

ነጻ ካብ፡ ጉለቲን (ትርፍራፍ ፕሮቲን) ፣ ውጺኢት ጸባ፣ ስርናይ፣ ሶያ (ናይ ቻይናውያን ፋጂሊ) ፣ መባኹዕቲ፣ ሰብ-ሰርሖ መዓቀቢን መመቀርን 

መዓልታዊ 4 ከኒናታት ምስ መግቢ ወይ ድሕሪ መግቢ ውሰድ። ወይ ድማ ኪኢላ ስነ-መግቢ (ሓኪምካ) ብዝእዝዞ መሰረት።

ኣብ ዝሑልን፣ ጩራ ጸሓይ ብቀጥታ ኣብ ዘይረክቦ ንቑጽን ኣካባቢ ክቕመጥ ይከኣል። ምስ መዝሓሊ (ፍሪጅ) ምጥቃም ኣየድልን።

ሕቶ ኣለኩም?ንኪኢላ ሕተት
The cookie settings on this website are set to 'allow all cookies' to give you the very best experience. Please click Accept Cookies to continue to use the site.
ኢምፖርታልዩም - 120 ድርብ ንጻፍ ከኒና
You have successfully subscribed!