ጥዕና ዕያገነዳዊ(ሊምፓቲክ)

$82.95
ጥዕና ዕያገነዳዊ፡ እጀታዊ ሕውስዋስ ናይ ምኡዝ ተኽሊ፡ ህይወታዊ ወይ ካብ መሮር ዝተበልሓቱ ምኡዝ ኣትክልቲ ዝሓዘ ኮይኑ፡ ኣብ ጥዕና ስርዓተ ዕያገነዳዊ ላልሽን ቖርበትን ደገፍ ይገብር።
Size Guide
$82.95

ጽቡቕ ተኽሊ ጥዕና ዕያገነዳዊ፡ ኣብ ጥዕና ዕያገነዳዊ ደገፍ ዝገብሩ ካብ ንጹሃት፡ ዘይተቐየሩን ከምኡ`ውን ካብ ከሚካል ነጻ ዝኾኑ ተፈጥርኣውያን ኣትክልቲ ዝተሰርሐ እዩ። ስርዓተ ዕያገነዳዊ ድሕሪ ንጥፈታት ካልኦት ስርዓታት ከም ስርዓተ መውረድ ፈሳስ ርስሓት ኣካላትናን መንጽህን መጻራረዩን ኣካላት ከምኡ`ውን መከላኸሊ ሕማማት ኣካላትና እዩ ዝፍለጥ። ጥዕና ዕያገነዳዊ፡ እጀታዊ ሕውስዋስ ናይ ምኡዝ ተኽሊ፡ ህይወታዊ ወይ ካብ መሮር ዝተበልሓቱ ምኡዝ ኣትክልቲ ዝሓዘ እዩ። እዚ ድማ ኣብ ጥዕና ስርዓተ ዕያገነዳዊ ላልሽን ቖርበትን ደገፍ ይገብር። ቀመር፡ ኦርጎን ፍረወይኒ፡ ካዕካዕ ኢፖካስታኖ፡ ኣልተያ (ማሽመለው) ብሉ ፍላግ፡ ሞለይን::

ተወሰኽቲ ሓቕታት

እጀታዊ ሕውስዋስ ናይ ምኡዝ ተኽሊ (ሱር ኦርጎን ፍረወይኒ፡ ፈረ ካዕካዕ ኢፖካስታኖ፡ ሱር ኣልተያ (ማሽመለው)፡ ሱር ብሉ ፍላግ፡ ቖጽሊ ሞለይን)።

ኣብ መዓልቲ 2 ሚሊተር 2 ግዜ ውሰድ። ወይ ድማ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካ) ብዝእዝዞ መሰረት ክውሰድ ይግባእ። ኣብ ዉሑድ መጠን ዝተጻረየ ማይ ምሕዋሱ ይከኣል እዩ።

ኣብ ዝሑልን ቀጥታዊ ጩራ ጸሓይ ዘይረኽቦ ንቑጽን ኣካባቢ ክቕመጥ ይግባእ። ኣብ ፍርጅ ምቕማጡ ድማ ዘድሊ ኣይኮነን።

ሕቶ ኣለኩም?ንኪኢላ ሕተት
The cookie settings on this website are set to 'allow all cookies' to give you the very best experience. Please click Accept Cookies to continue to use the site.
ጥዕና ዕያገነዳዊ(ሊምፓቲክ)
You have successfully subscribed!