ደገፍ ቈስጠ (ፓንክርያስ)

$82.95
ደገፍ ቈስጠ (ፓንክርያስ)፡ እጀታዊ ሕውስዋስ ናይ ምኡዝ ተኽሊ፡ ህይወታዊ ወይ ካብ መሮር ዝተበልሓቱ ምኡዝ ኣትክልቲ ዝሓዘ ኮይኑ፡ እዚ ድማ ጥዑይ ወይ ግቡእ መጠን ሽኮር ኣብ ደም ክህሉ፡ ብተወሳኺ ኣብ ጥዕና ናይ ኣዒንትና ደገፍ እናገበረ፡ ቃሕታ ናይ ሽኮር ዝንኪ መታቦላ ናይ ካርቦሃይድሬት ይሕግዝ።
Size Guide
$82.95

ጽቡቕ ተኽሊ ደገፍ ናይ ቈስጠ  (ፓንክርያስ)፡ ኣብ ጥዕና ቈስጠ (ፓንክርያስ) ደገፍ ዝገብሩ ካብ ንጹሃት፡ ዘይተቐየሩን ከምኡ`ውን ካብ ከሚካል ነጻ ዝኾኑ ተፈጥርኣውያን ኣትክልቲ ዝተሰርሐ እዩ። ቈስጠ (ፓንክርያስ) ኣብ ስርዓተ ምሕቃቕ መግብን ስርዓተ ውሽጠ-ኣንዛዕን ወሳኒ ተራ እትጻወት ህዋስ እያ፡ ግቡእመጠን ሽኮር ኣብ ደም ተስተኻኽል፡ መታቦላናይ ግልኮስን ምስርሓ ጸዓትን ክመዓራረ ትሕግዝ። ደገፍ ቈስጠ (ፓንክርያስ)፡ እጀታዊ ሕውስዋስ ናይ ምኡዝ ተኽሊ ፡ህይወታዊ ወይ ካብ መሮር ዝተበልሓቱ ምኡዝ ኣትክልቲ ዝሓዘ እዩ። እዚ ድማ ጥዑይ ወይ ግቡእ መጠን ሽኮር ኣብ ደም ክህሉ፡ ብተወሳኺ ኣብ ጥዕና ናይ ኣዒንትና ደገፍ እናገበረ፡ ቃሕታ ናይ ሽኮር ዝንኪ መታቦላ ናይ ካርቦሃይድሬት ይሕግዝ።

ተወሰኽቲ ሓቕታት

እጀታዊ ሕውስዋስ ናይ ምኡዝ ተኽሊ (ፍሩታ ሚርቲሎ (ቢልቤሪ)፡ ፍሩታ መሪር ዓይነት ብርጭቕ፡ ቖጽሊ ጂይምነማ፡ ፈረ ቖሎደሽም ፈረንጂ (ሆውቶርን) )።

ኣብ መዓልቲ 2 ሚሊተር 2 ግዜ ውሰድ። ወይ ድማ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካ) ብዝእዝዞ መሰረት ክውሰድ ይግባእ። ኣብ ዉሑድ መጠን ዝተጻረየ ማይ ምሕዋሱ ይከኣል እዩ።

ኣብ ዝሑልን ቀጥታዊ ጩራ ጸሓይ ዘይረኽቦ ንቑጽን ኣካባቢ ክቕመጥ ይግባእ። ኣብ ፍርጅ ምቕማጡ ድማ ዘድሊ ኣይኮነን።

ሕቶ ኣለኩም?ንኪኢላ ሕተት
The cookie settings on this website are set to 'allow all cookies' to give you the very best experience. Please click Accept Cookies to continue to use the site.
ደገፍ ቈስጠ (ፓንክርያስ)
You have successfully subscribed!