ካብ ኣትክልቲ ዝርከብ ሚነራላት - 30 ቀረብ

$48.95
  • ውጺኢት ምውህሃድ ፍሉይ ዝዓይነቱ ኣብ ኣትክልቲ ክርከብ ዝከኣል ኣዮናዊ ማዕድናት
  • መስርሕ ምምዝማዝን ምጽራይን ማይ
  • ልዕሊ 70 ብቐሊሉ ክሓቁ ዝኽእሉ ለዘዝታውያን ማዕድናት
  • ከም መቃላጠፊ ንብዙሓት ኣገደስቲ ስነ-ሂወታውያን ምብልልዓት ዝሰርሕ
  • ቫጋን+ኣሕምልቲ ጥራሕ ዝቕለቡ
ኣካላትና በቲ ዝግባእ መገዲ ንጥፈታቱ ብዓወት ከሰላስል እንተደኣ ኮይኑ እኹል ማዕድናዊ ማእዛታት ክረክብ ክኽእል ኣለዎ። እተመጣጠነ ኣመጋጋባ ክበሃል እንከሎ እቶም ኩሎም ንኣካላትና ዘድልዩ ማዕድናዊ መግብታት ዘጠቓለለ ኮይኑ ግን ከኣ ኣብ ግዜ’ዚ ብዘለዉ በከልቲ ኣካባብያዊ ባእታታት እቲ ንኣካላትና ኣድላይ ዝበሃል ኣገዳሲ ማዕድናዊ ቀረባት ብቐሊሉ ይርከብ ኣሎ ኢልካ ክዝረብ ዝከኣል ኣይኮነን። ካብ ኣትክልቲ ጥራሕ ክርከቡ ዝኽእሉ ኣዮናውያን ማዕድናታና፡ ኣብ ናይ ጥንቲ እዋናት ቅድሚ ዓለምና ብብከላ ምጥቕዓ ዝተፈጥሩ ናይ ኣትክልቲ ድበት ዝርከብ እዩ። ብምትሃት ንጹሃት ባእታታትን ሚነራላትን ሃብታም እዩ።
Size Guide
Size *
$191.95

መብርሂ

ምንጪ ካብ ኣትክልቲ ዝርከብ ማዕድናትና ምንጩ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝርከብ ‘ዩታህ’ ዝተሰምየ ዕቛር ሸል’ዩ። እዚ ድበት ቅድሚ ሚልዮናት ዓመታት ዝተፈጥረ ኮይኑ፣ ቀደም ዘመን ብጫካ ተሸፊኑ ዝነበረ ኢዩ። እቲ ኣብ ‘ዚ ከባቢ ዝርከብ ቀጸላታት ድማ እቶም ካብ ብከላ ንሚልዮናት ዓመታት ተሓቢኦም ዝጸንሑ ስነ-ሂወታውያን ባእታታት ዝርከብሉ ስለዝኾነ፣ ኣብ ቅድመ-ታሪኽ ዝነበሩ ብውሕዱ 77 ዝኾኑ ካብ ኣትክልትን ፈረታትን ዝምንጭዉ ብሉጻት ማዕድናት ኣብ’ዚ ቦታ ይርከቡ። ኣካላትና ብግቡእ ንጥፈታቱ ከካይድ እንተዳኮይኑ ቀጻሊ ዝኾነ ኣቕርቦት ናይ ማዕድናዊ ማእዛታት የድልዮ። እቶም ካብ ጥንታውያን ኣትክልቲ ዝምንጭዉ ማዕድናውያን ማእዛታታና ድማ ብመልክዕ ፈሳሲ ዝተዳለዉ ኮይኖም፣ ልዕሊ 70 ዝኾኑ ኣብ ማይ በቐሊሉ ክሓቁ ዝኽእሉ ለዘዝታውያን ማዕድናት ናይ ቅድሚ ታሪክ ናይ ዝነበሩ ኣትክልቲ ዘጠቓለሉ ኢዮም። 

ነጻ ካብ፡ ጉለቲን (ትርፍራፍ ፕሮቲን) ፣ ውጺኢት ጸባ፣ ስርናይ፣ ሶያ (ናይ ቻይናውያን ፋጂሊ) ፣ መባኹዕቲ፣ ሰብ-ሰርሖ መዓቀቢን መመቀርን 

መዓልታዊ 31 ሚሊሊተር (2 ማንካ ጣውላ) ፡ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካ) ብዝእዝዞ መሰረት ውሰድ። ምስ ጽሟቕ ወይ ማይ ብምሕዋስ ክውሰድ ይከኣል።

ኣብ ዝሑልን፣ ጩራ ጸሓይ ብቀጥታ ኣብ ዘይረክቦ ንቑጽ ኣካባቢ ክቕመጥ ይከኣል። ምስ ተኸፈተ ድማ ኣብ ፍሪጅ ክቕመጥ ይግባእ።

ሕቶ ኣለኩም?ንኪኢላ ሕተት
The cookie settings on this website are set to 'allow all cookies' to give you the very best experience. Please click Accept Cookies to continue to use the site.
ካብ ኣትክልቲ ዝርከብ ሚነራላት - 30 ቀረብ
You have successfully subscribed!