ሰለንዩም ፕላስ - 90 ለቖታ

$49.95
  • ቫይታሚናት ኤ፣ ሲ፣ ኢን ከምኡ ድማ ነሓሲ፣ ክሮምዮምን፣ ዚንክን ዝሓዘ’ዩ
  • ንስርዓት ምክልኻል ሕማማትን ስርዓትን መታበሊካን ደገፍ ይህብ
  • ጥዑይ ኣጽፋርን ጸጉርን ይዕቕብ
  • ንዋህዮታትና ካብ ኦክሲዳዊ ጸቕጢ ይከላኸለሎም
  • ናይ ጸር-ኡክሰዳ ጥቕምታት ኣብ ውሽጡ ደማሚሩ ዝሓዘ
ናይ ደንካልያ ስለንዩም ፕላስ ብጥንቃቐ ዝተቐመሩ ሕውስዋስ ናይ ስለንዩም ኮምፕሌክስን ሓያል ጸረ-ኡክሰዳን ሚነራላትን’ውን ዝተዓጀበ’ዩ። ድምር ናይ’ዞም ጸዓታዊ ሕውሳውስ ረብሓታት ጸረ-ኡክሰዳ፡ደገፍ ንስርዓተ ምክልኻል ሕማማት፡ ከምኡ’ውን ንወሃዮታት ብ ራዲካላት ዝኽሰት ኦክሲዳቲቨ ጸቕጢ ምክልኻል ኣብ ዝለዓለ ጥርዙ የብጽሖ።
Size Guide
Size *
$195.95
Add to Wish List

ናይ ሰለንዩም ፕላስ ለቖታት 250 mcg ዝዓቐኑ ካብ መባኹዕቲ ነጻ ዝኾነ ዓይነት ሰሊንዮም ዝሓዘ ኮይኑ፣ ሰለኒየም (ኤል-ሰለኖመታይኒን), ነቶም ናይ ‘ይስት’ ወይ ድማ መባኹዕቲ ዘይተጻዋርነት ዘለዎም ሓጋዚ ኢዩ።

ሲሊንዮም ሓደ ካብቶም ኣብ መሬት ክርከቡ ዝኽእሉ ማዕድናትን ኣብ ሓመድ ዝበቑሉን ኣትክልትን እዩ። እዚ ኮይኑ ከብቅዕ ግና፣ ክርከብ ዝእኽል መጠን ብ ተጠቃምነት ጸረ-ባልዕ፡ ዝናብ፡ ምህፋፍን ፒኤችን ዝጽንቀቕ ይኽእል’ዩ።

ዋንነት ደንካልያ ዝኾነ ሕውስዋስ፡ ብሰሊንዩም ናይ ጸረ-ኡክሰዳ ጥቕሚ ዝበለጸ ንምግባሩ፡ ምስ ካልኦት ኣብ ስብሒ ክሓቑ ዝኽእሉ መእዛታት ከም ቫይታሚን ኢ ተደማሚሩ ዝቖመ’ዩ።

ስለንዩም ኣሰራዊ ባእታ፡ ኣገዳሲ ንመስርሓት ካብ መፍረ ክሳብ ምቕላስ ረክስታትን ነጻ ራዲካላትን እዩ።

ቫይታሚን ኢ፡

ንወሃዮ ካብ ኦክሲዳቲቨ ጸቕጢ ይከላኸል

ነጻ ካብ፡ ጉለቲን (ትርፍራፍ ፕሮቲን) ፣ ውጺኢት ጸባ፣ ስርናይ፣ ሶያ (ናይ ቻይናውያን ፋጂሊ) ፣ መባኹዕቲ፣ ሰብ-ሰርሖ መዓቀቢን መመቀርን 

ኣብ መዓልቲ 3 ለቖታታት (መዓልታዊ) ቅድሚ መግቢ እንተኾነ ዝይዳ ተመራጺ’ዩ። እዚ ድማ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካ) ብዝእዝዞ መሰረት ምውሳድ።

ኣብ ዝሑልን፣ ጩራ ጸሓይ ብቀጥታ ኣብ ዘይረክቦ ንቑጽ ኣካባቢ ክቕመጥ ይከኣል። ኣብ ፍሪጅ ምቕማጡ ኣየድልን።

ሕቶ ኣለኩም?ንኪኢላ ሕተት
The cookie settings on this website are set to 'allow all cookies' to give you the very best experience. Please click Accept Cookies to continue to use the site.
You have successfully subscribed!