ብሉጽ ኦሊቭ

$82.95
ብሉጽ ኦሊቭ፡ ካብ ቖጽሊ ኦሊቭ ዝተጸምቚ፡ ዝያዳ ብ ጸረ-ደቀቕቲ ሂወታውያን፡ ጸረ-ቫይረስ፡ ጸረ-ባኽተርያ፡ ጸረ-ፋንጋስ፡ጸረ-ፕሮቶዞዋ ባህሪኡ ፍሉጥ እዩ።
Size Guide
$82.95

ጽቡቕ ምኡዝ ተኽሊ ብሉጽ ኦሊቭ ብ ንጹሃት፡ ዘይተቐየሩን ከምኡ`ውን ካብ ከሚካል ነጻ ዝኾኑ ተፈጥርኣውያን ኣትክልቲ ዝተዳለወ ኮይኑ፡ ጽሩይ ጽሟቕ ቖጽሊ ኦሊቭ የዋድደልካ። ቖጽሊ ኦሊቭ፡ ካብ መላእ ምድረ-ነገስት ኣትክልቲ እቲ እንኮ ንበይኑ ድንቒ ጥቕሚ ዘለዎ ጽቡቕ ምኡዝ ተኽሊ ብምዃኑ ፍሉጥ እዩ። ብሉጽ ጥዕና ኦሊቭ፡ ኣብ ስርዓተ ምክልኻል ሕማማት ኣካላት፡ ስርዓተ ምሕቃቕ መግቢ፡ ስርዓተ ዙረት ደም ከምኡ’ውን ስርዓተ ሽንቲ ደገፍ ዝገብር 500 ሚሊግራም ጽሟቕ ቖጽሊ ኦሊቭ ዝሓዘ እዩ።

መቃምምቲ፡

ቀመር ጽቡቕ ምኡዝ ተኽሊ፡ ጽሟቕ ቖጽሊ ኦሊቭ

ኣብ መዓልቲ 2 ሚሊተር 2 ግዜ ውሰድ። ወይ ድማ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካ) ብዝእዝዞ መሰረት ክውሰድ ይግባእ። ኣብ ዉሑድ መጠን ዝተጻረየ ማይ ምሕዋሱ ይከኣል እዩ።

ኣብ ዝሑልን ቀጥታዊ ጩራ ጸሓይ ዘይረኽቦ ንቑጽን ኣካባቢ ክቕመጥ ይግባእ። ኣብ ፍርጅ ምቕማጡ ድማ ዘድሊ ኣይኮነን።

ሕቶ ኣለኩም?ንኪኢላ ሕተት
The cookie settings on this website are set to 'allow all cookies' to give you the very best experience. Please click Accept Cookies to continue to use the site.
ብሉጽ ኦሊቭ
You have successfully subscribed!