ቪዥንኤድ ፕላስ - 60 ለቖታት

$55.95
  • ብፍሉይ ናይ ጸረ-ኦክሲዳ ቀመር ዝዳሎ ቪታሚን ሲ፣ ቢልቤሪ፣ ሉቲን ከምኡ’ውን ጽሟቕ ቀጠልያ ቆጽሊ ሻሂን
  • ሕውስዋስ ናይ ገለ ቫይታሚናትን ሚነራላትን
  • ካብ ብነጻ ራዲካላት ዝጠንቑ ዕንወት ይንኪ
  • ብቐሊሉ ዝሓቅቕን ዝምጾን
Size Guide
$55.95

ቪዥንኤድ ፕላስ ፍሉይ ናይ ጸረ-ኡክሰዳ ቀመር ኮይኑ፡ ንጥዕናዊ ባህርያት ናይ ቤሪ፡ኩዊርሲቲን፡ ጽሟቕ ቀጠልያ ቖጽሊ ሻሂ ከምኡ’ውን ቫይታሚናት ሲ፡ ኤ፡ ኢ ብተወሳኺ ዚንክን ሰለንዩምን።

ቪዥንኤድ ፕላስ ሓያልጸረ-ኡክሰዳ ኮይኑ፣ ብቫይታሚናትን ሚነራላትን እቶም ኣብ ኣካላትና ብነጻ ራዲካልስ ዝወርድ ዕንወት ንምጉዳል ዝተቐመረ እዩ።

ፍሪ ራዲካላት ዘይቀወምቲ ኣቶማት ኣብ ኣካላትና ኮይኑ፡ ብቐጻሊ፡ ብፍላይ ኣብ ግዜ ጸቕጢ ወይ ብብከላ ኣየድ፡ ጨረርታ ወይ ኡልትራቫይለት ዝፈሪ እዩ።  ፍሪ ራዲካላት፡ ንሕማማት፡ ኣብ ዘይግቡእ ዕድመ ዝረአ እርጋን፡ ጠንቂ ምንቑልቓል ዋህዮታት፡ ክፉት መንገዲ ንከም ካንሰር ዝኣመሰሉ ሕማማት ምዃኑ’ዩ ዝእመን።

ጸረ-ኦክሲዳ ብስቱር ካብ ጽልዋ ፍሪ ራዲካላት ይሕግዘና። ገለ ካብቶም ኣዝዮም ኣገደስቲ እምበኣር፡ ቤታ-ካሮቲን፣ ቪታሚን ሲ፣ ቪታሚን ኢ፣ ዚንክን ሰሊኒየምን የጠቃልል።

ቪዥንኤድ ፕላስ ፍሉይ ቕማረ ናይ ጸረ-ኡክሰዳ ብቕዓት ከምኡ’ውን ቢሊቤሪ፣ ኩዊርሰቲን፣ ጽሟቕ ናይ ቀጠልያ ቖጽሊ፣ ቪታሚን ሲ/ኤን ኢ፣ ብሓባር ምስ ሚነራላት ከም ዚንክን ስለንዩምን ዘጠቃለለ እዩ።

ቫይታሚን ሲ ዘለዎ ኣስተዋጽኦ፡

  • ደምና ብግቡእ ክንቀሳቐስ፡ ኣዕጽምቲ፣ መለጋግቦ፣ ቆርበት፣ ኣስናንን ጥዕነኡ ዝተረጋገጸን ድልዱልን ንክኸውን ዝሕግዝ
  • እቲ ልሙድ ማእዛ ንመታበሊካዊ ስርዓት ዘገልግል ጸዓት ክፈጥር ዝኽእል 
  • ንጥፈታት ስርዓተ-ነርቭ ብግቡእ ንክሳለጥ ዝሕግዝ
  • ስነ-ኣእምረኣዊ ኩነታት ናይ ሓደ-ሰብ በቲ ግቡእ ኣጋባብ ንኽረግእ ይድግፍ
  • ስርዓተ-ምክልኻል ሕማማት ኣካላትና ንኽጥንክር ዝድርኽ፡ ከምኡ’ውን ኣብ ግዜን ድሕርን ጽዑቕ ኣካላዊ ምንቕስቃስ
  • ንዋህዮታት ካብ ኦክሲዳዊ ጸቕጢ ዝከላኸል 
  • ድኻምን ቀጨውጨውን የጉድል 
  • እቲ ዝነኣሰ ዓይነት ቫይታሚን ኢ ንኽፍጠር ዝድርኽ
  • ሓጺናዊ ምምጻው የበርኾ

ቫይታሚን ኢ፡

  • ኣብ ስብሒ ክሓቅቕ ዝኽእል ሓደ ካብቶም ብሉጻት ማእዛታት ጸረ-ኡክሰዳ
  • እንተላይ ተፈጥረኣዊ ቫይታሚን ኢ (ዲ-አልፋ ቶኮፌሮል) ዝትሕስትኡ ብመሰረት መጽናዕቲ ካብቲ ንቡር ዓቐኑ 1.3 ግዜ ዝለዓለ ባዮ-ኣቫይላብል ዝኾነ።**. 

 ኣስተዋጽኦ ናይ ዚንክ ኣብ ኣካላትና፡ 

  • ጥዕና ዘለዎ ጸጉሪ፣ ቆርበትን ጽፍርን ንኽህልወና ይሕግዝ
  • መታበሊካዊ ስርዓት ናይ ካርቦሃይድርየት የረጋግጽ
  • መስርሓት ተገንዘባኣዊ 
  • ፍርያምነትን ስርዓተ መፍረ
  • መታቦሊካ ናይ ቫይታሚን ኤ
  • መጠን ቴስቴስትሮን ኣብ ደም
  • መርስሓት ርእየት
  • ስርዓተምክልኻል ሕማማት ኣካላትና 
  • ምዕቓብ ዓይነተኛ ኣዕጽምቲ
  • ዋህዮታት ካብ ኦክሲዳዊ ጸቕጢ ይከላኸለሎም 

ኣስተዋጽኦ ሰልዪም ኣብ ኣካላትና፡

  • ንንቡር ስፐርማቶጀነሲስ ይሕግዝ
  • ጸጉርና ጥዕነኡ ሕልውን ግቡእ ዕቤቱ ንኽቕጽልን ሓጋዚ ኢዩ
  • ጥዑይ ኣጽፋር ንኽህልወና ድማ ሓጋዚ ኢዩ 
  • ግቡእ ስርዓተ-ምክልኻል ሕማማት ንኽህሉ ድማ ሓጋዚ ኢዩ
  • ንቡር ታይሮዳዊ ንጠፈታት ንኽካየድ ይሕግዝ 
  • ዋህዮታትና ካብ ኦክሲዳዊ ጸቕጢ ይከላኸል

ኣስተዋጽኦ ቫይታሚን ኤ ኣብ ኣካላትና ድማ፡ 

  • ንኣይሮናዊ መታቦላ ብግቡእ ንኽካየድ ይሕግዝ
  • ጥዕነኡ ዝተሓለወ ልፋጫዊ መምብራና ንኽህልወና ይሕግዝ
  • ምህላው ንቡር ቖርበት
  • ኣዒንትና ብግቡእ ንኽሪኢ ሓጋዚ ኢዩ
  • ሓያል ስርዓተ-ምክልኻል ሕማማት ንኽህልወና ሓጋዚ ኢዩ
  • ዋህዮታት ኣብ ፍሉይ ንጥፈት ውሕልነት ንኸጥርዩ ወይ እስፐሻላይዝ ክገብሩ ይሕግዝ

ብተወሳኺ፣ እዚ ቅማረ ዘጠቓልሎ ነገራት፡

  • ታውሪን - ኣገዳሲ ኣሚኖ ኣሲድ ኮይኑ ብኣካላትና ክዳሎ ዝከኣል ኣይኮነን 
  • ካሮቲኖይድስ - ኣብ ኣትክልቲ፣ ኣሕምልትን ፍረታትን ንዝህሉ ብሩህ ብጫ፡ ቀይሕን ኣራንሾንን ዝዓይነቱ ሕብርታት ከምዝፍጠር ዝገብር ሕውስዋስ 
  • ኡፍሬሺያ ስትሪክታ (ብሩህ ዓይኒ) - ኣብ ኤውሮጳ ዝቦቁል ቆጥቋጥ ኮይኑ፣ ብልምዳዊ ኣጋባብ ንምርኣይ ሓጋዚ ኢዩ ተብሂሉ ኣብ ተጠቃምነት ዝውዕል
  • ብሉ ቤሪ - ጉምጠጥ (ከምኒ ጨቖምጠ፡ ዓጋም፡ ዝኣመሰለ ፍረ) ፣ ዕንባባ ዘለዎ ቆጥቋጥ ኮይኑ ኣብ ሰሜን ኣሜርካ፣ ሰሜን ኤውሮጳን ሰሜን ኤስያን ብብዝሒ ዝርከብ ኮይኑ ብአንቶሳይኒነስ (ንዕምባባታት ናይ ኣትክልቲ ቀይሕ ወይ ሰማያዊ ሕብሪ ከም ዝህልዎም ዝገብር ዓይነት ባህርያዊ ቀለም) 
  • ኩዊርሴቲን - ኣብ ተኽሊ ዝርከብ ሕብሪ ዝህብ ነገር ኮይኑ፣ ኣብ ብዙሓት ኣትክልትን ዓይነታት መግብን (ቀይሕ ወይኒ፣ ሽጉርቲ፣ ቀጠልያ ሻሂ፣ ቱፋሕ፣ ጉምጠጥን ካልኦትን) ዝርከብ ነድሪ፣ ካንሰር ዝከላኸል ከምኡ ድማ ኣብ ደምና ዝርከብ ትሕዝቶ ሽኮር ዝቆጻጸርን ካብ ሕማም ልቢ ዝከላኸል ጸረ-ኦክሲዳን ጸረ-ነድርን ትሕዝቶ ዘለዎ
  • ጽሟቕ ቀጠልያ ቆጽሊ ሻሂ - ካተቺን ዝተባህለ ኢፒጋሎካተቺን 3 ጋላቴ ዘለዎ’ዩ። ብባህርያዊ ካተቺን  ዋህዮታት ንኸይዓንዉን ካልእ ኣገዳሲ ተራ ዘለዎ ጸረ-ኦክሲዳ እዩ።

ነጻ ካብ፡ ጉለቲን (ትርፍራፍ ፕሮቲን) ፣ ውጺኢት ጸባ፣ ስርናይ፣ ሶያ (ናይ ቻይናውያን ፋጂሊ) ፣ መባኹዕቲ፣ ሰብ-ሰርሖ መዓቀቢን መመቀርን 

ንመዓልቲ 2 ለቖታታት ቅድሚ መግቢ(መዓልታዊ) ፡ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካ) ብዝእዝዞ መሰረት ምውሳድ።

ኣብ ዝሑልን፣ ጩራ ጸሓይ ብቀጥታ ኣብ ዘይረክቦ ንቑጽ ኣካባቢ ክቕመጥ ይከኣል። ኣብ ፍሪጅ ምቕማጡ ኣየድልን።

ሕቶ ኣለኩም?ንኪኢላ ሕተት
The cookie settings on this website are set to 'allow all cookies' to give you the very best experience. Please click Accept Cookies to continue to use the site.
ቪዥንኤድ ፕላስ - 60 ለቖታት
You have successfully subscribed!