ብዝሐ - ቫይታሚናዊን ሚነራላውን ሓርጭ - 30 ቀረብ - መዓልታዊ 2 መግሓጢ ኣብ 500 ሚሊሊተር ምስ ማይ ወይ ድማ ጽሟቕ ብምብጽባጽ ምስ መግቢ ወይ ድማ ድሕሪ መግቢ ውሰድ። ወይ ድማ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካ) ብዝእዝዞ መሰረት ክውሰድ ይከኣል።
ናይ ዓጽሚ መደልደሊ ፈሳሲ - መዓልታዊ 31 ሚሊተር (2 ማንካ ጣውላ)፡ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካ) ብዝእዝዞ መሰረት ውሰድ።
ኣልቲሜት ኦሜጋ 3፣ 6ን 9 - 90 ሶፍት ጄል ለቖታት - ንመዓልቲ ምስ መግቢ ወይ ድማ ድሕሪ መግቢ 3 ለቖታታት፡ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካ) ብዝእዝዞ መሰረት ምውሳድ።
ሰለንዩም ፕላስ - 90 ለቖታ - ኣብ መዓልቲ 3 ለቖታታት (መዓልታዊ) ቅድሚ መግቢ እንተኾነ ዝይዳ ተመራጺ’ዩ። እዚ ድማ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካ) ብዝእዝዞ መሰረት ምውሳድ።
ደገፍ ፍሎራ - 90 ለቖታት - መዓልታዊ 3 ለቖታታት ምውሳድ ምስ መግቢ እንተኮነ ተመራጺ እዩ። ወይ’ውን ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካ) ብዝእዝዞ መሰረት ክውሰድ ይግባእ።
ኣልቲሜት ዲ - ስትረስ - 4 ለቖታታት ቕድሚ መግቢ፡ ወይ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካ) ብዝእዝዞ መሰረት ክውሰድ ይግባእ።
ኤች.ጂ.ኤች. ዮዝ ኮምፕሌክስ - 180 ለቖታታት - መዓልታዊ ኣብ እዋን ድቃስ 6 ለቖታታት ምውሳድ። ድማ ኪኢላ ስነ-መግቢ (ሓኪምካ) ብዝእዝዞ መሰረት ክውሰድ ይግባእ።
ኣልቲሜት ኢንዛይም 120 ለቖታታት - 2-3 ለቖታታት ቕድሚ ግቡእ መግቢ (ላርጅ ሚል)፡ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካ) ብዝእዝዞ መሰረት ክውሰድ ይግባእ።
ለይትለይቲ ኣገዳሲ ዝኾነ -ለቖታ መድሃኒት - 62 ለቖታታት - 2 ለቖታታት ቕድሚ መግቢ፡ ወይ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካ) ብዝእዝዞ መሰረት ክውሰድ ይግባእ።
ቫይታሚን ዲ3 10,000 IU (250µg) ለቖታት - 2 ለቖታታት ቅድሚ መግቢ ወይ ኪኢላ ስነ-መግቢ ወይ (ሓኪምካ) ብዝእዝዞ መሰረት ክውሰድ ይግባእ።