-
ሓጎስን ጥዕናን ዝህብ ባህሪ ናይ ዮጊ ሻሂ - ሰናይት
ሓደ ካብቶም ኣብ ዝግልገልሉ ማእከል ናይ ኣካላዊ ምንቅስቓስ ወይ ናይ ዮጋ ስቱድዮ ኣብ ቤት ዝተዳለወ ምቁር ናይ ዮጊ ሻሂ ዝቀርበሎም ሰባት ክትከወን ትኽእል ኢካ። ምስ ዘይትኸወን ነዕኡ ንምስራሕ ግዜ መድብ’ሞ ዝህቦ ዝተፈላለየ ረብሓታት ተቛደሶ። ምቑር ጥራሕ ዘይኮነስ፡ ንመዓናጡና’ውን ጥዕና ይህቦ እዩ። ታሪኽ ናይ ዮጋ ሻሂ ናይ ዮጊ ሻሂ ብመላእ ዓለምና ኣብ’ዚ ቀረባ እዋን እዩ እተፈለጠ። ግን ከኣ ነዚ ሃነን ዝብል ዝስተ ነገር ንምስራሕ ዝጠቕሙ... -
10 ጸረ ኦክሶዳ ኣብ ኣመጋግባ ክትጥቀመሉ እትኽል መንገድታት- ሰናይት
ጸረኦክሶዳ ኣብ ጥዕናና ወሳኒ እዩ። ካንሰር ካብ ዝኣመሰሉ ከስዕቡ ዝኽሉ ጠንቕታት ይከላኸለልና እዩ። ናይ ዕቤት መስርሓት የዝሕሎ፡ ንናይ ስርዓተ ምክልኻል ሕማማት ኣካልትና ድማ የጎልብቶ ብተወሳኺ’ውን ሓፈሻዊ ጥዕና ይህብና። ካብ 7 ክሳብ 10 ዝበጽሑ ዝተፈላለዩ ፍሩታትን ኣሕምልትን ብምምጋብ እኩል መጠን ጸረኡክሶዳ ከምዝወሰድና ነረጋግጽ። 10 መንገድታት 1. ቁርሲ ርግኦ ናብ ጠሓኒት ምእታው ግዜ ዝወስድ ኣይኮነን። ሓደ ዕማኾ ዝኣክል ፍረታት ከምኡ’ውን ብተወሳኺ ናይ ኣራንሺ ጽሟቕ ብምእታው... -
10 ጥዕናካ ክብ ንምባል ዝሕግዙ ንኣሽቱ ነጥብታት - ሰናይት
ንነብስና ንኣሽቱ ሸቶታት ብምስራዕ፡ ጂም ካብ ምኻንድን ከምኡ’ውን ዘይምኻድን ሓሊፍና ጥዕናና ብምምሕያሽ ክንዕወተሉ እንኽእል ሰፊሕ ዕድል ኣለና። እመኑ ኣይትእመኑ 90 ሚእታዊት ካብቶም ካብ ሓድሽ ዓመት ኣትሒዞም ጅምናዝየም ዝጅምሩ ሰባት፡ ድሕሪ ሰለስተ ኣዋርሕ ዝገድፍዎ ምዃኖም እዩ። ኣብ ዩኒቨርስቲ ስነ-ፍልጠት ጥዕና ኮሎራዶ ናይ ዶክትረይት ማዕርግ ዘለዎ ዳይረክተር ማእከል ኣመጋግባ ወዲ ሰብ ጀይምስ ኦ ሂል፡ “ነኣሽቱ ስጉምትታት ተጨበጥትን ምስ ናይ መዓልታዊ መደባትካ ዝወሃሃድን እዩ” ይብል። ንሱ ብምውሳኽ...