• ብሓላፍነት ምምጋብ ንዝሓሸ ጥዕና

    ብሓላፍነት ምምጋብ ንዝሓሸ ጥዕና
    ሓላፍነት ዘለዎ ኣመጋግባ ማለት ልኽዕ ከም ሓላፍነታዊ ምዃን ዝብል መትከል ኣለዎ።እዚ ማለት፡ ኣብታ ህሞት እቲኣ ብዛዕባ ነቲ ናብ ኣካልትና እነእትዎ ዘለና ነዳዲ ምግንዛብ ማለት እዩ። ጎፍ ክመልኡ ንዝበልዑን ጠገለ ዘይብሉ ንዝበልዑን ሓላፍነታዊ ኮይንካ ምብላዕ ኣገዳሲ እዩ። እንበልዖ መግቢ እዩ ንሕና መን ምዃና ዝገብረና። ብዘይ መግቢ ክንህሉ ዘይንኽእል እንከለና፡ ዛጊት ድማ ዘይጠቅም መግብን ከምኡ’ውን እንበልዖ ዝግባእ ኣተኩሮ ኣይንህቦን። ብልኽዕ ድማ ሓላፍነታዊ ኮይንካ ምብላዕ ኣብ’ዚ እዩ...
  • ውጥን መዓልታዊ ኣመጋግባኻ – ሰናይት

    ውጥን መዓልታዊ ኣመጋግባኻ – ሰናይት
    መዓልታዊ ብልዕኻ ምውጣን፡ ተሃንዲካ ናብ መሸጣ ፋስት ፉድን ጥዕና ዘይህብ መግቢ ካብ ምምጋብን ሜላ መወገዲ’ዩ። ብተወሳኺ ካብ’ቲ ኣብ መዓልታዊ ንጥፈታትና ኣካላትና ዘድልዮ መኣዛታት ከምዝረኸበ እነረጋግጸሉ ሓደ መንገዲ’ዩ። ጥዕና ዝህብ ኣመጋግባ ንድልዱልን ጥዑይን ኣእምሮ ኣገዳሲ እዩ። ካብ’ዚ ብዝፍለ ድማ፡ ኣብ ኣእምሮናን ኣካላትናን ንዘሎ ጽልዋታት ወጥሪ’ውን ንምህዳእ ይጠቕም። ጭንቐት (ወጥሪ) ናብ ሽኮር ዘለዎም፡ ስታርች ወይ ስብሓውያን መግብታት ከም እነምርሕ እዩ ዝገብረና። እዚ ንግዚኡ ንዘለና ወጥሪ ዝግ...
The cookie settings on this website are set to 'allow all cookies' to give you the very best experience. Please click Accept Cookies to continue to use the site.
You have successfully subscribed!