Add to Wish List
ኢምፖርታልዩም - 120 ድርብ ንጻፍ ከኒና
ንመን ይግብኦ፡ ብተፈጥራኣዊ መንገዲ ጥዕናኡ ከደንፍዕን ነዊሕ ዕምርን ንዝደሊ። እንታይ የሰላስል፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወሃዮ ንዘሎ ባዮሎጂካዊ ሰዓት ንተለሞርስ ይደግፍ። እዚ ፍርያት ፍሉዩነቱ እንታይ እዩ? ብፍሉይ ዋንነት ዝተቀመረ ሕውስዋስ ደገፍ ናይ ተሎሞር፡ ብንኣሽቱ ጥራሕ ዝውከፍ ጥዕና ዝህብ፡ ናይ ጸረ ዕቤት...
$122.95
Add to Wish List
ንመለጋግቦ ሓጋዚ ዝኾነ ለቖታ መድሃኒት-360
መለጋግቦታት ብጭዋዳታት፣ ጅማውቲ፣ መላግብ-ዓጽሚን፣ ቁርጠጠመን ዝቐውም ኮይኑ፣ እዚ ብግቡእ ክሰርሕ እንተደኣኮይኑ ድማ ጥዑይን ማእዛዊ ሃብቲ ዘለዎን ክኸውን የድሊ። ብሉጻት ማእዛታት ከም ግሉኮሳማይን፣ ሃይድሮክሎራይድ, ቢፍ ሀይድሮላይሳትን ሜም.ኤስ. ኤምን ድማ ጥዑይ መለጋግቦ ንኽህልወና ዝሕግዙ ጥረ-ነገራት ኢዮም። ቕማረ ናይ ደንካልያ ድማ ነዞም ኣብ...
$72.95
Add to Wish List
Add to Wish List
ኪልለር ባዮቲክ - 60 ለቖታታት
ኪልለር ባዮቲክ ኤፍ ኤክስ እጀታዊ ሕልኽላኽ ኮይኑ፡ ንኢምዩን ዘመሓይሹ ድርብራብ ብሓደ ዝጠምር እዩ። ኪለር ባዮቲክ ኤፍ ኤክስ፡ ናይ ተፈጥርኣዊ ወኪል ብብራዚላዊ ኪልለር ቢ (bee) ናይ ኢምዩን መመሓየሺ፡ ረብሓታት ናይ ማሽሩም ምዝመዛን ከምኡ’ውን ደገፍ ናይ ኢምዩን ናይ ልግዐ ባህሪ ዝሓዘ እዩ።...
$78.95
Add to Wish List
Add to Wish List
ጥዕና ዕያገነዳዊ(ሊምፓቲክ)
ጽቡቕ ተኽሊ ጥዕና ዕያገነዳዊ፡ ኣብ ጥዕና ዕያገነዳዊ ደገፍ ዝገብሩ ካብ ንጹሃት፡ ዘይተቐየሩን ከምኡ`ውን ካብ ከሚካል ነጻ ዝኾኑ ተፈጥርኣውያን ኣትክልቲ ዝተሰርሐ እዩ። ስርዓተ ዕያገነዳዊ ድሕሪ ንጥፈታት ካልኦት ስርዓታት ከም ስርዓተ መውረድ ፈሳስ ርስሓት ኣካላትናን መንጽህን መጻራረዩን ኣካላት ከምኡ`ውን መከላኸሊ ሕማማት ኣካላትና...
$82.95
Add to Wish List
Add to Wish List
ለቖታ ኤም.ኤስ. ኤም - 120 ለቖታታት
ለቖታ ኤምኤስኤም 2000 ሚሊግራም ኤምኤስኤም (ሜታይልሰልፎኔልሚቴን) ኣብ ሓደ ቀረብ፡ ህይወታዊ ሕዋስ ሳልፈር ኮይኑ፡ ኣብ ኣካልትና ዝርከብን እምነ ኩርናዕ ህንጸት ኣዕጽምትናን መላግቦታትናን እዩ። ሜታይልሰልፎኔልሚቴን ንዝተፈላለዩ ኣብ ኣካልትና ዘለዉ መስርሃት ኣገዳሲ ዝኮነ ሳልፍፈር እዩ ዝቕርብ። ንጥዕና ኣዕጽምትናን መላግቦታትናን ኣገዳሲ ዝኾነ፡ “ግሉኮሳሚን” ኣብ...
$52.95
Add to Wish List
ብዝሐ-ቫይታሚናውን ሚነራላውን ፈሳሲ - 30 ቀረብ
እዚ ፍርያት ብቪታሚናትን ማዕድናትን ሃብታም ዝኾነ ኢዩ። ነቶም ብሰነኪ ዘመናዊ ኣጋባብ ስርዓተ-ሕርሻ ፍሩታታን ኣሕምልትን እንዳጎደሉ ዝኸዱ ዘለዉ ትሕዝቶታት ቫይታሚናትን ማዕድናትን ክትከኦም ዝኽእል ‘ውን ኢዩ። ቅማረ ናይ’ዚ ፈሳሲ ልዕሊ 90 ኣገደስቲ፡ ቫይታሚናት፡ ኣሚኖ ኣሲዳትን ካልኦትን ዝተሰከመ እዩ። እዚ ከኒና ‘ዚ ብጸረ-ኦክሲዳ...
$72.95
Add to Wish List
ብዝሐ-ቫይታሚናዊን ሚነራላውን ሓርጭ - 30 ቀረብ
እዚ ፍርያት ብቪታሚናትን ማዕድናትን ሃብታም ዝኾነ ኢዩ። ነቶም ብሰነኪ ዘመናዊ ኣጋባብ ስርዓተ-ሕርሻ ፍሩታታን ኣሕምልትን እንዳጎደሉ ዝኸዱ ዘለዉ ትሕዝቶታት ቫይታሚናትን ማዕድናትን ክትከኦም ዝኽእል ‘ውን ኢዩ። ቅማረ ናይ’ዚ ፈሳሲ ልዕሊ 90 ኣገደስቲ፡ ቫይታሚናት፡ ኣሚኖ ኣሲዳትን ካልኦትን ዝተሰከመ እዩ። ሃብታም ብጸረ-ኦክሲዳ ኮይኑ፡ 115...
$76.95
Add to Wish List
ሕብረ-ቪታሚናዊን ሚነራላውን ከኒና - 120 ከኒናታት
እዚ ፍርያት ብቪታሚናትን ማዕድናትን ሃብታም ዝኾነ ማእዛታት ዝሓዘለ ኢዩ። ነቶም ብሰነኪ ዘመናዊ ኣጋባብ ስርዓተ-ሕርሻ እናጎደሉ ዝኸዱ ዘለዉ ትሕዝቶታት ቫይታሚናትን ማዕድናትን ክትከኦም ዝኽእል ‘ውን ኢዩ። ቕማረ ናይዚ 90 ኣገደስቲ ቫይታሚናት፡ ኣሚኖ ኣሲዳትን ካልኦትን ዝሓዘ እዩ። እዚ ከኒና ‘ዚ ብጸረ-ኦክሲዳ ሃብታም ኮይኑ...
$57.95
Add to Wish List
Add to Wish List
ደገፍ ናይ ነርቨ (መትኒ)
ጽቡቕ ተኽሊ ደገፍ ናይ ነርቭ (መትኒ)፡ ኣብ ጥዕና መትንታት ደገፍ ዝገብሩ ካብ ንጹሃት፡ ዘይተቐየሩን ከምኡ`ውን ካብ ከሚካል ነጻ ዝኾኑ ተፈጥርኣውያን ኣትክልቲ ዝተሰርሐ እዩ። ስርዓተ መትኒ ነፍሲ ወከፍ ምውሳድ ስጉምቲ ኣብ ኣካልትና አመሓድር፡ ካብን ናብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኣካላትና መልእኽቲ አመሓላልፍ። ደገፍ...
$82.95
Add to Wish List
Add to Wish List
ደገፍ ቈስጠ (ፓንክርያስ)
ጽቡቕ ተኽሊ ደገፍ ናይ ቈስጠ  (ፓንክርያስ)፡ ኣብ ጥዕና ቈስጠ (ፓንክርያስ) ደገፍ ዝገብሩ ካብ ንጹሃት፡ ዘይተቐየሩን ከምኡ`ውን ካብ ከሚካል ነጻ ዝኾኑ ተፈጥርኣውያን ኣትክልቲ ዝተሰርሐ እዩ። ቈስጠ (ፓንክርያስ) ኣብ ስርዓተ ምሕቃቕ መግብን ስርዓተ ውሽጠ-ኣንዛዕን ወሳኒ ተራ እትጻወት ህዋስ እያ፡ ግቡእመጠን ሽኮር ኣብ...
$82.95
Add to Wish List
ካብ ኣትክልቲ ዝርከብ ሚነራላት - 30 ቀረብ
መብርሂ ምንጪ ካብ ኣትክልቲ ዝርከብ ማዕድናትና ምንጩ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝርከብ ‘ዩታህ’ ዝተሰምየ ዕቛር ሸል’ዩ። እዚ ድበት ቅድሚ ሚልዮናት ዓመታት ዝተፈጥረ ኮይኑ፣ ቀደም ዘመን ብጫካ ተሸፊኑ ዝነበረ ኢዩ። እቲ ኣብ ‘ዚ ከባቢ ዝርከብ ቀጸላታት ድማ እቶም ካብ ብከላ ንሚልዮናት...
$48.95
Add to Wish List
Add to Wish List
ናይ ኣትክልቲ ኢንዛይም - 90 ለቖታ
መስርሕ ምሕቃቕ መግቢ ሓደ ዝተሓላለኸ ስርዓት ኮይኑ፡ መግቢ ብኣብ ጣፍታ (ፓንክርያስ)ን ቀጢን መዓንታን ዝፈረዩ ኢንዛይማት መሕቐቒ ነቲ መግቢ ሰባቢሩ ናብ መእዛታት እዩ ዘሰጋግሮም። ዝኣኽሉ ናይ መሕቐቒ ኢንዛይም ምስ ዘይህልወና ኣካላትና ንመስርሕ ምስብብራ መግቢ ምሉእ ብምሉእ ከሰላስሎ ይጽገም እዩ። ወላ’ውን ዝኣኽል...
$52.95
Add to Wish List
Add to Wish List
ደገፍ ፍሎራ - 90 ለቖታት
መስርሕ ምሕቓቕ መግቢ ስፍራ ናይ ትሪልዮናት ባክተርያታት ኮይኑ፡ መዓንጣ ጥዕና ክህልዎ ይድግፉን፡ ኣብ መስርሕ ምክልኻል ሕማማት ኣካላትና ድማ ሓገዝ የቕርቡን። ዝበኹዑ መግብታት ምምጋብ ከም ርግኦ፡ቴምፍ፡ ፋርማጆ ከምኡ’ውን ሳውክራውት (ኣብ ጨዋም ፈሳሲ ተጠጂኡ ዝተዓቐበ ካውሎ) ን ነቶ ሓገዝቲ ባክተርያ ኣብ ምስሳን...
$79.95
Add to Wish List
Add to Wish List
ሪሰቨራትሮል ፕላስ - 60 ለቖታት
ሪሰቨራትሮል  ሪሰቨራትሮል ከም መፍትሕ ወይ ቀንዲ መቃምምቲ ናይ ‘ፍሬንች ፓራዶክስ’ እዩ ዝጥቐስ - ምኽንያት ናይቲ ፈረንሳውያን ሃብታማት መግብታትን ኣርኮልን እናኣህለኩ ምሉእ ጥዕና ዝውንኑ። ሪሰቨራትሮል ንስሩዕ መስርሕ ስርዓተ ካርድዮቫስኩላር እውን ኣበርክቶ ይገብር እዩ። ነፍሲ ወከፍ ቀረብ ናይ ሪሰቨራትሮል ማለት ሪሰቨራትሮል ናይ...
$57.95
Add to Wish List
Add to Wish List
ኣርዋይኤል ቤታ 500 (ቤታ 1,3-ዲ ግሉካን)
ናይ 500 ሚሊግራም ለቖታታት ነታ ሓንቲ ዶዝ፡ መጽናዕትታት ከም ዝሕብርዎ፡ መልሰ-ግብሪ ኢምዩን ውጽኢታዊ ደገፍ ኣብ ዘድልየሉ ኣዝዩ ውጽኢታዊ ገይሩ አዋድድ። ስርሓት ኢምዩን ወሃዮታት ኣብ ዘድልየሉ ርባሕ ረብሓታት’ውን የዋድድ እዩ። ነጻ ካብ፡ ጉሉተን፣ስርናይ፡ውጽኢት ጸባ፡ሶይ፡መባኩዕቲ፡ሰብ ዝሰርሖ መዐቀቢታትን መማቕርትን ኣገባብ ኣጠቃቕማ መዓልታዊ 1...
$152.95
Add to Wish List
ሰለንዩም ፕላስ - 90 ለቖታ
ናይ ሰለንዩም ፕላስ ለቖታት 250 mcg ዝዓቐኑ ካብ መባኹዕቲ ነጻ ዝኾነ ዓይነት ሰሊንዮም ዝሓዘ ኮይኑ፣ ሰለኒየም (ኤል-ሰለኖመታይኒን), ነቶም ናይ ‘ይስት’ ወይ ድማ መባኹዕቲ ዘይተጻዋርነት ዘለዎም ሓጋዚ ኢዩ። ሲሊንዮም ሓደ ካብቶም ኣብ መሬት ክርከቡ ዝኽእሉ ማዕድናትን ኣብ ሓመድ ዝበቑሉን ኣትክልትን እዩ።...
$49.95
Add to Wish List
Add to Wish List
ደገፍ ናይ ሶርኖን ኣለርጅን
ጽቡቕ ምኡዝ ተኽሊ ደገፍ ናይ ሶርኖን ኣለርጅን ኣብ ጥዕና ሶርኖን ኣለርጅን ደገፍ ዝገብሩ ካብ ንጹሃት፡ ዘይተቐየሩን ከምኡ`ውን ካብ ከሚካል ነጻ ዝኾኑ ተፈጥርኣውያን ኣትክልቲ ዝተሰርሐ እዩ። ኣከባብያዊ ለውጥታትን ሕጽረታት መኣዛታትን፡ ብደረጃ ዓለም መጠን ኣለርጂ ከምዝውስኽ ገይሮሞ እዮም። ደገፍ ናይ ሶርኖን ኣለርጅን፡...
$82.95
Add to Wish List
Add to Wish List
ብሉጽ ኦሊቭ
ጽቡቕ ምኡዝ ተኽሊ ብሉጽ ኦሊቭ ብ ንጹሃት፡ ዘይተቐየሩን ከምኡ`ውን ካብ ከሚካል ነጻ ዝኾኑ ተፈጥርኣውያን ኣትክልቲ ዝተዳለወ ኮይኑ፡ ጽሩይ ጽሟቕ ቖጽሊ ኦሊቭ የዋድደልካ። ቖጽሊ ኦሊቭ፡ ካብ መላእ ምድረ-ነገስት ኣትክልቲ እቲ እንኮ ንበይኑ ድንቒ ጥቕሚ ዘለዎ ጽቡቕ ምኡዝ ተኽሊ ብምዃኑ ፍሉጥ እዩ።...
$82.95
Add to Wish List
Add to Wish List
ሲናፕቲቭ - 60 ባይ-ሌየርድ ታብሌት
እዚ ብሉጽ ክልተ ሽፋን ዘለዎ ታብለት(ከኒና) ብስነ-ፍልጠታዊ መንገዲ ቕልጡፍን ኣብ ዝተናውሐ እዋንን ንጥዕና ኣእምሮ ዝተቐመረ እዩ። ምስ ራዲካልስ እና ተቃለሰ ንንጹር ኩነተ-ኣእምሮ፡ ንዝተማሐየሸ ናይ ምዝካር ብቕዓት ምህላው፡ ጸቕጢ ንምጉዳልን ዝሕጉዝና ማእዛታት ዘሓዘ ክኸውን እንከሎ ወጥርን ጭንቀትን ንምጉዳል ዝሕግዝ መእዛታት ዝሓዘ...
$113.95
Add to Wish List
Add to Wish List
ትረይስ ማዕድናዊ ካብስ - 64 ለቖታታት
ኪኢላታት ጥዕና ከምዝሕብርዎ፡ ኣብ ኣገባብ ኣመጋግባና ዝተኻተቱ ሚነራላት ኣብ ጥዕና ናይ ነፍሲ ወከፍ ህዋሳትና ኣትሓሳሳቢ ተራ ከምዘለዎም እዩ። እንተኮነ ግን ወላ’ውን ክቢ ምሉእ ኣመጋግባ ይሃልወና፡ ኣካላትና ብዘይ ኣገደስቲ ሚነራላት ክተርፍ ይኽእል እዩ። ንጹሃት ካብ ኣትክልቲ ዝርከብ ኣምቡላይ (ፉላቪክ) ሚነራላትና፡ ብተፈጥሮ...
$54.95
Add to Wish List
Add to Wish List
ኣልቲሜት ዲ - ስትረስ
ጸቕጢ ልክዕ ከም ካልኦት ኩነታት ብቕልጡፍ ዝርጋሐ ኣብ ሕብረተ-ሰባት ዝረአ ለብዒ እዩ። ዝተናውሐ ጸቕጢ ኣብ ኣካልትናን ስርዓተ ምክልኻል ሕማማት ኣካላትናን ናይ ጸገማት ምልክታት ከርኢ ይኽእል እዩ። ኣልቲሜት ዲ - ስትረስ ንጸቕጢ መልሰ ግብሪ ኣብ ናይ ምሃብ ዓንኬል ዝነጥፉ መእዛታት ይቕርብ።...
$66.95
Add to Wish List
ኣልቲሜት ኦሜጋ 3፣ 6ን 9 - 90 ሶፍት ጄል ለቖታት
ናይ ኦሜጋ 3 -6-9 ለቖታት ብጥንቓቐ ዝተቐመረ ሕውስዋስ ናይ ዓሳ፡ፈረ እንጣጢዕን ዘይቲ ቦራጂነን እዩ። ኣካላትና ነዞም ኣገደስቲ ስብሓውያን ኣሲዳት ከዳልዎ ስለዘይኽእል፡ ብመንገዲ ኣመጋግባና ክንረኽቦም ይግባና፡ ወይ ድማ ኣበርክተኦም ኣብ ፊዘለጂካዊ ንጥፈታት ኣካላትና ወሳኒ’ዩ። ኦሜጋ 3 ካብ EPA (ኤኮሳፐንታኖይክ አሲድ) ን...
$50.95
Add to Wish List
Add to Wish List
ቪዥንኤድ ፕላስ - 60 ለቖታት
ቪዥንኤድ ፕላስ ፍሉይ ናይ ጸረ-ኡክሰዳ ቀመር ኮይኑ፡ ንጥዕናዊ ባህርያት ናይ ቤሪ፡ኩዊርሲቲን፡ ጽሟቕ ቀጠልያ ቖጽሊ ሻሂ ከምኡ’ውን ቫይታሚናት ሲ፡ ኤ፡ ኢ ብተወሳኺ ዚንክን ሰለንዩምን። ቪዥንኤድ ፕላስ ሓያልጸረ-ኡክሰዳ ኮይኑ፣ ብቫይታሚናትን ሚነራላትን እቶም ኣብ ኣካላትና ብነጻ ራዲካልስ ዝወርድ ዕንወት ንምጉዳል ዝተቐመረ እዩ። ፍሪ...
$55.95
Add to Wish List
Add to Wish List
ቫይታሚን ዲ3 10,000 IU (250µg) ለቖታት
ናይ ደንከሊያ ቪታሚን ዲ3 10,000 IU (250µg) ለቖታ መድሃኒት እምበኣርከስ ቫይታሚን ዲ ጎኒ ጎኒ ከ1ን ከ2ን ብሓባር ብምውህሃድ ኣብ ኣካላትና በቐሊሉ ኣብ ጥቕሚ ክውዕል ዝኽእል ንድፊ የዳሉ - ዲ3። ንምሉእ ጥዕና ዝድግፍ ኮይኑ፡ “ሳን ሻይን ቫይታሚን” ፡ እልቢ ዘይብሉ ጥቕምታት...
$53.95
Add to Wish List
The cookie settings on this website are set to 'allow all cookies' to give you the very best experience. Please click Accept Cookies to continue to use the site.
You have successfully subscribed!